Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓደራ ኤርትራዊ፡ ናብ ኣሕዋትካ ጥይት ኣይትትኩስ ኩሉም ውልቀ መለኽትን ስሱዓትን ስርዓታት፡ ኣብ ድሮ ውድቀቶም ዝፍጽምዎ ቀንዲ ሕሱር ገበን፡ ህዝቢ ንሓድሕዱ ንምንቋት፡ ካብ ቀዳምነታቱን መኣዝኑን ስሒቱ ብጽልኢ፡ ብምጥርጣር፡ ኣብ ዓደይ ዓድኻን ሃይማኖትን ከምዘተኩር’ዩ። ስርዓት ህግደፍ’ውን ናይ መዋእልና ብሰይጣናዊ ተግባራቶም ዝኸፍኡን ዝጨከኑን ስርዓታት ስለዝኾነ፡ ከም መቀጸልታን መዛዘምን ውድቀቱ፡

READ MORE

Berhane 5th Message – March 15, 2019 ክቡርን ፍቁርን ሐወይ ብርሃነ፡ ብርሃነ ሐወይ ከመይ ትኸውን ኣሎኻ - ጸጋ ጥዕናኻ ሞራልካ? ብሓቂ ድሃይ ኣጥፊኤልካ እንተኾነ ንስኻን፡ ሕጂ ምሳኻ ዘለውን ዘለዋን ቅድሜኻ ዝተዳጎናን ዝተዳጎኑን ኣብ ሓሳበይ ወትሮ ምሳይ ኣለኹም። ብርሃነ ሐወይ፡ ኣብዛ ደብዳቤይ ኣዚእ ክልተ ነገር ክጠቅሰልካ’የ፡ ቀዳማይቲ፡ ኣሽምባይ’ዶ ንስኻ

READ MORE

ትርጉም መንነት ሃገርና ኤርትራ ፍጹም ዘይሃስስ`ዩ ዝዓዘዘ ፍቕራ ሃየ! ብሓድነትና ንምለሶ ልዑል ክብራ!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰተስ፡ ሕ.መ.ኣ.) መጋቢት(March) 9፡ 2019 *********  ንኽብሪ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ቦስቶን ዝተነበበት። ኤርትራዊት እንተ ነዲራ፡ የብላን መላሲ! ንርስቲ ዝተባህለ ይዋጋኣላ ኣንስቲ ዓሚቝ ሓቂ ዝሓዘለ`ዩ፡ ልቦና ካብ ጥንቲ ምስክሩ`ዩ ዝኸፈልኦ ልዑል መስዋእቲ። ኤርትራዊት ሓቛፊት`ያ ብዙሕ መርኣያ ከም ኣደ ለጋሲት ፍቕሪ ሓልዮት

READ MORE

ድሃይ ሓዳስ ኤርትራ፡  14.03.2019፡ ከምቲ ወለዲ ንዘይተወልደ ዕሸሎም ዝትምነዩሉ ነበረ ስዉእ ትኩእ ይሕደጎ ድማ ነታ ንናጻነታ ዝተሰለፈላ መጻኢት ሃገሩ ከይኮነት “ሓዳስ ኤርትራ” ክብል ዝሰየማ። ንሱ ምእንቲ ንሳ ክውንቲ ክትከውን ሂወቱ ተበጂዩላ። ስለኡ’ዩ’ውን እ’ቲ ምእ ንታኣ ኩሉ ነገሩ ዝኸፈለ ህዝቢ ድሕሪ ናጽነት ራእን ሕድርን ትኩእ ኮነ ካልኦት

READ MORE

ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ብዝብል ኣርእስቲ፡ ዕለት 08.-10.03.2019 ኣብ ከተማ ፍራንክፉርት/ ሃገረ ጀርመን (Johan Wolfgang Goethe Universität) ብልዙብን ዕዉትን ኣገባብ ሰሚናር ተኻዪዱ። ሰሚናር ብቛንቛታት ዓረብን ትግርኛን ተኻይዱ። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/03/PR_8.March-2019-Initiative-of-Eritrean-Mother-in-Europe-3.doc-both-language.pdf"]    

READ MORE

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም ቀዳማይ ክፋል መቸስ፡ ወዲ ሰብ ማሕበራዊ እንስሳ ኢዩ ክባሃል ሰሚዕኹም ትኾኑ። እዚ ማለት ካኣ፡ ወዲ ሰብ ብሓባር ተጠርኒፉ ዝነብር ፍጡር ኢዩ ማለት ኢዩ። እቲ ጥራናፈ ካኣ ከከምደረጃታቱ ብዙሕ መልክዓት ዝሓዘ ክኸውን ባህርያዊ ኢዩ። እዚ ማለት፡ እቲ ጥራናፈ በዞም ዝስዕቡ ደረጃታት፡ ከም ኣብነት፡

READ MORE

ሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊ ብዓል ደቀ-ኣንስትዮ 2019 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) መተሓሳሰቢ፦ እዚ ጽሑፍ እዚ ንዓለም ለኻዊ ብዓል ደቀ’ንስትዮ ሸሞንተ መጋቢ ንምዝካርን ብኡ ኣቢልካ ክኣ ምስ ኤርትራ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ዘበነ ህግደፍ ዘላቶ ክውንነት ኣዛሚድካ ናይ ሓባር ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ቃልሲ ንምክያድን ዝዓለመ ኰይኑ፡ ናብ ዝተፈላለየ ቦታት ብዓል ሸሞንተ መጋቢት ዝካየደሉ

READ MORE

ከም ግብረመልሲ ናይቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ንዕቀትን ብድዐን ዝበዝሖ ርክብ ተቖጢዑ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ከይለዓዓል ብፍርሒ ተዋሒጡ ዝርከብ ስርዓት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ኣብ ኣኼባ ዘይተረኽበ ናይ ኩቦን ካርድ ክሕደግ እዩ ክብል እናፈራረሐ፡ ንኩነታት ብቐረባ ንምክትታልን ህዝቢ ንምቁጽጻርን፡ ንህዝቢ ኣስመራ ብቐጻሊ ግዱድ ኣኼባታት ላዕልን ታሕትን የብሎ፡ ንመንእሰያትን

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ወዱ ኣብርሃም ኢሳይያስን ታደሰ ጠዓመ ዝብሃል ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ዝኣተወ ኤርትራዊ ተሻሪኾም ብስም ሕክምና መንሽሮ ኣብ ኣስመራ ኣብ 2016 ኣብ ዝኸፈቱዋ ዘይሕጋዊት ሕክምና ህይወት ብዙሓት ንጹሃት ኤርትራውያን የጥፍእ ከምዘሎ ኣባላት ሚኒስትሪ ጥዕና ናብ ቴለቭዥን ኣሰና ኣብ ዝለኣኹዎ ሓበሬታ ኣገንዚቦም። እቲ ሞሎኲላር

READ MORE

ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኬንያ ዝተበገሰት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ንጉሆ 10 መጋቢት 2019፡ ሰዓት 8፡44 ንጉሆ ብናይ ኢትዮጵያ ኣቆጻጽራ ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ (ደብረዘይት) ድሕሪ ምውዳቓ ኣብኣ ተሳፊሮም ዝነበሩ 157 ተጓዓዝትን ኣብረርትን ብምሉኦም ከምዝሞቱ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ።   ኣብታ መንገዲ

READ MORE

ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘይተዓጽወ ፋይል ናይ ልዕሊ ክልተ ዓመት ደማዊ ኩናትን ናይ 18 ዓመታት ኣይሰላም ኣይኩናት ምፍጣጥን፡ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ዓቢዪ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ምሕኳር፡ ኣብ ሓምለ 2018 ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ንቡር ተመሊሱ ተባሂሉ፡ ብውሽጥን ብደገን ብዙሕ ኣቃልቦን ተስፋን ረኺቡ። ከምዝፍለጥ ናይቲ ህይወት

READ MORE

እዋን "ይኣክል" እንቋዕ ኣብጸሓና – እቲ "ይኣክል" ክበሃል ዘለዎ ግን እንታይ ኢዩ?   "ሓንቲያ ዘየደኦምስ ሓደ ቆሎ ይብል ሓደ  ጥጡቖ ይብል" ግን ኣይንግበሮ   ኣብዚ እዋን'ዚ፣ እዛ "ይኣክል" ትብል ቃል ብደገፍቲ መንግስቲ ኢሳያስ ይኹን ብተቓወምቲ መንግስቲ ኢስያስ እዋናዊት ጭርሖ ኮይና ብተደጋጋሚ ክትቃላሕ ትስማዕ ኣላ። እዛ ቃል እዚኣ ብክልቲኡ

READ MORE