ካልኣይ ግዜ ክንስረቅ፡ ቤትና ንሰራቂ ክንከፍተሉ የብልናን ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑን ልዕሊ’ቶም ጸላእትና እንብሎምን ንህዝብና ንዓመታት ዘድመዩ፡ ንብረቱ ዝዘመቱ፡ ክብረትና ዝቀንጠጡን መንነትና ክሓኩ ዝጸዓሩን ገዛእቲ ኢትዮጵያ ኮይኑ ከምዘሎ ዝያዳ ብተግባር ኣረጋጊጹ ኣሎ። ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ፡ ህዝቢ ኤርትራ ፍትሕን ብልጽግናን

READ MORE

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ እወ ልክዕ ከምኡ ኪኸዉን እዩ፡ ምሩኻት እቲ ጅግና ኺምለሱ እዮም፡ ምርኮ እቲ ጨኳኒ ኸኣ ኺምለስ እዩ። ኣነ ኸኣ ንመጻርርትኺ ኽጻረሮም፡ ንደቅኺ`ዉን ከድሕኖም እየ ትንቢት ኢሳይያስ 49: 25። መልእኽቲ ናብ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ወጻኢ ሃገር

READ MORE

እቲ ኣብ ዓዲ ሃሎ ተሸጉጡ ዝርከብ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ፡ መብዛሕትኦም እሙናት ደገፍቱን ኮራኹሩንን ኢሉ ንዝሓሰቦም፡ ብትእዛዙ ካብቲ ንስንኲላን ሓርበኛታት ተባሂሉ ዝተሰርሐ ገዛውቲ ዝሃቦም ጋዜጠኛታት፡ ኣብ ዓዲ ሃሎ ጸዊዑ ዕጹው ምስጢራዊ ኣኼባ ከምዘካየደሎም ተፈሊጡ። ንሱ፡ ካብ ህዝቢ ተነጺሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ብሰንኪ ቄናን መምርሒኡ ኣብ ዝሓለፈ 27

READ MORE

ቀደም ዘመን ኢዩ። ሓንቲ ንእሽቶ ዓዲ ኣብ ትሕቲ ሓደ ዓቢ ጎቦ ተደኲና ነበረት’ሞ ብመጓሰን ማሕረስን ዝናበሩ ህዝቢ ይቕመጥዋ ነበሩ። ኣብ ሓደ ውሱን ግዜ፡ ጓሶት ደቂ እታ ዓዲ ሓደ ብሓደ ጥሪቶም ኣብ በረኻ ይጠፍኣ ከም ዘለዋ ክዛረቡ ጀመሩ። ጥፍኣት ናይ’ተን ጥሪት ግን ደው ኣይበለን። እኳ ደኣ

READ MORE

ታሪኽ ከም ዝሕብረና ብ 490 ቅ.ል.ክርስቶስ (490 B.C.)  ንወረራ ፈሪሳውያን ኣብ ምክልኻል ኣብ ዝተገብረ ኲናት ኣተናውያን (Athenians) ንዘመዝገብዎ ዓወት ንኸበስር ፊዲፒደስ (Pheidippides) ካብ ከባቢ ማራቶን ናብ ኣተንያ ን 25 ማይልስ (25 miles) ድሕሪ መጒያይ ብድኻም ላህሊሁ ዝዓረፈሉ ናይ ጅግነት ተዘክሮ ኢዩ። ስለዚ ዓወታት’ውን ይትረፍ ኣብ ውግእ

READ MORE

  ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን፡ ነቲ ናይ ዑመር ኣልበሽር ካብ ስልጣን ናይ ምውራዱ ዜና ብ ቀጥታ ብቴለቭዥን ኣረጋጊጹዎ።   ኣብዚ እዋን`ዚ ኣብ ሱዳን ህጹጽ ኣዋጅ ተኣዊጁ ኣሎ።   ህዝቢ ሱዳን፡ ፕረዚደንት ዑመር ኣልበሽር ካብ ስልጣን ወሪዱ ዝብል ወረ ድሕሪ ምስምዑ ኣቐዲሙ ኣብ ጎደናታት ወጺኡ ሓጎሱ ክገልጽ ከሎ ዘርኢ ናይዚ ሰዓት `ዚ

READ MORE

ኤርትራ ናይ መን ትኹን? ናትና - ናይቶም ንጹሃን ደቃ’ዶ፡ ወይስ ናይቶም ሰብ ገበን?                            ታደሰ ኪዳነ        በርሚንግሃም       09/04/2019 2ይ ክፋል     ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ’ዚ - ኤርትራ ናትና ናይቶም ብዙሓት ንጹሃን ደቃ እምበር፡ ናይቶም ቀጻልነት ስልጣኖም ክብ ዝተበተነ ህዝብን ድንስቲ ሃገርን ዝጽበዩ ጉጅለ ገበነኛታት ከም ዘይኮነት ኢየ ከብርህ

READ MORE

ሰላም ኣሕዋት። ስላም ብተኽሊትን ነዊሕ ጉዕዞን ትከላበት ዘለኻ ሰራዊት። እስከ ንተሓታተት። ህዝብና እንታይ ክሳብ ዝኸውን ኢና ንጽበ ዘለና? ኢሳያስ ንህዝብና የጥፍኦ ከም ዘሎ ዘይርዳእ ኤርትራዊ ኣሎ ድዩ ሎሚ? ሎሚኮ ኢሳያስ ህዝብና፡ ንስሙ ናጽነት ጨቢጠ እናበለ ህይወትካ’ውን ኣብ ኢደይ ኢያ ዘላ!’ ኢዩ ዝብሎ ዘሎ! እዛ ሃገርና!

READ MORE

  ብ ዓርቢ፡ ዕለት 5 ሚያዝያ 2019፡ ኣገዳሲ ምልክታ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ናይ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ፡ ብዙሕ ሰብ ርእዩዎ ኳ እንተነበረ፡ ደሓር ግን ኩሉ ተቐሊጡ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከም እተሳሕበ፡ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ሰነድ ኣረጋጊጹ። ትሕዝቶ ናይቲ ሰነድ ምስናይ ጭብጡ ነዚ ይመስል፡ እቲ ተኣፋፊ ሰነድ

READ MORE