Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰማእታት ሃገርና ኤርትራ ሞሳኦም ኣብ ዝኽሪ ሓደ ምሸት ዝሕጸር ዘይኮነስ፡ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብናን ሓሳብና ብክብሪ`ዮም ዝነብሩ። 20 ሰነ ግን ብፍላይ ማዓልቶም ስለ ዝኾነት፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ሎንዶን ምስ ካልኦት ደለይቲ ፍትሒ ብምትሕብባር ንሓሙስ ዕለት 20/06/2019 ጥቓ Ladbroke Grove Station ኣብ Portobello Green፡ ካብ ሰዓት 5:30-8:00

READ MORE

ኣብ ቀብሪ ኣቦና ሓጂ ሙሳ ተቓውሞኣ ርኢኹም ተባሂሎም ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተኣሲሮም ካብ ዝነበሩ መንእሰያት ሓደ በቲ ስርዓት ብዝወረዶ ስቅያት ሎሚ ድሕሪ ምዕራፉ ኣብ ቀብሩ ናይ ተቓውሞ ምልክታት ከማተራእየ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣብ ቀብሪ ኣቦና ሓጂ ሙሳ ተቓውሞ ኣርኢኹም ተባሂሎም ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተኣሲሮም ካብ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ሎሚ መዓልቲ ዕለት 13/6/2019 ነቲ ከካይዶ ዝጸንሐ ንሃይማኖታት ንምድኻምን ታሪኻውያን ገዳማት ንምዕናውን እኩይ ተግባር ብምቕጻል ካብ ገዳም ደብረ ቢዘን ሓሙሽተ መኖከሳት ናብ ጊንዳዕ ብሕጹጽ ብምጽዋዕ፡ ዓፊኑ ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ወሲድዎም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም ። እቶም ተኣሲሮም ዘለዉ መነኮሳት፡ 1.ኣባ ማርቆስ ገብረኪዳን

READ MORE

  ካብ  ጽምብል በዓል ነጻነት ናብ  ጽምብል በዓል ሓርነት ንስገር፣   "ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን" ዕላምኡ መተካእታ ይኣክል'ዩ፡   ኣብዚ ዓመት'ዚ ዝተራእየ ኣበዓዕላ መበል 28 ጽምብል በዓል ነጻነት ብዓቐኑን ዓይነቱን ፍሉይ ምንባሩ ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ፣ደጋፊ ይኩን ተቓዋሚ ዝተገንዘቦ ተርእዮ ምኳኑ ዘይከሓድ ሓቂ ኢዩ። ገለ ክሕጎሰሉን ክዓግበሉን ከሎ ገለ ድማ

READ MORE

Your Excellency, President Isaias Afwerki: We write to convey our most sincere congratulations upon your country’s normalisation of diplomatic relations with Ethiopia. This is a development much appreciated by all Africans of goodwill. We write to you in our capacity as citizens of Africa to pledge our

READ MORE

ብስርዓት ህግደፍ ዝደስከለት ታሪኻዊት ስእሊ ናይ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም እዛ ፎቶግራፍ ኣብ ሓደ እዋን ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ኣመሓዳሪ ከተማ ኣስመራን ከባቢኣን ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ምስ መሳርሕቱ ኣባላት ባይቶ ከተማ እተስኣላ  እያ። ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ሓደ ኣባል ሚንስትሪ ዜና ምስ ሓንቲ ጽሕፍቲ ታሪኽ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዘዳለዋ ዓምዲ ከምቶም ኣብዛ

READ MORE

ሓባራዊ መግለጺ ሓይሊ ዕማም ሲቪክ ህዛብዊ ምንቅስቓስ ምስ ህዝባዊ ሓይሊ ዕማም ጀነቫ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ተጋድሎ ዝተረጋገጸ -  28  ናይ ነጻነት  ዓመታት  ኣብ ክንድ ናብ ፍትሕን ሓርነት ሕውየትን ዝሰጋገር፣  ብሰንኪ ምልካዊ ጉጅለ ህግደ ፍ ናብ ምልካዊ መግዛእትን ጭቆናን ተቐይሩ።  መላእ ሕብረተሰብ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጡ ካብ ዝተሾገጠ  ሕሱም

READ MORE

ዕለት፥ 05/06/19   እዋናዊ ለበዋ ንህዝቢ ኤርትራ   ዝኸበርኩም ኣባላት ማዕከን ሓቂ፡ ኣነ’ኳ ሰማዒ እምበር ተሳታፊ ቴለቪዥን ኣሰና ክኸውን ሓሲበዮ ኣይፈልጥን። ሕጂ ግን ተሳታፊ ክኸውን ዝድርኽ ኩነት ስለ ዝገጠመኒ፡ ብመገዲ እዛ መልእኽቲ ገለ ከበርክት ሕልናይ ደሪኹኒ ይርከብ። ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ሰዓቱ ኣኺሉ ህዝብና ንእንታይነት ህግደፍ ኣጸቢቁ ብምፍላጡን ጉዱ ብምቅልዑን ዓቅሉ ዝጸበቦ

READ MORE

ደብተራ ዓዲ ሃሎስ ግርም ኣሎ ዝደለዮ ‘እዝዝ እምቢ ዘለ ቐትሎ ዝስልዖ ደሊ ዝስርስሮ በርበረ ዝዓጥኖ ዝሽርጦ ከረዛን መዚዙ ዝሽውጦ ብገመድ ኣሲሩ ዝውጥጦ! ሻብዓይ ምልዮነር ናይ ኣፍሪቃ ህዝብኻ ዘይብሉ ግራት ናይ ፈረቓ ናቕፋ ተገፊፉ ባንኪ እንዳ ክሻ ተዃዒቱ ‘ሽየጥ ኣዋርቕ ናይ ብሻ ዕዳግኡ ዱባይ መሬትና በርሺሻ ስዊዝ ካብ ተኸዝነ ክኸውን ውርሻ ደጊም ኣይተርፍን ክሃድም ናብ ጣሻ ትዝ’ዶብለኩም ድብትርና ጃንሆይ ቀላይ

READ MORE

ጽንብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንመበል 28 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ካብ ርሑቕን ቀረባን ከተማታት ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ጆሃንስበርግ ብምትእኽኻብ ብይኣክል ዝብል ቴማ ብዛዕባ ጉዳይ ሃገሮም ብምዝታይ ጸንቢሎም። ኣብቲ ቀዳም 25 ግንቦት ዝገበርዎ ጽንብል፡ ኣብ ክልተ ኣርእስታት ዘተኮረ ክልተ ሰሚናራት

READ MORE

ደብተራ ዓዲ ሃሎ ከመየ’ሎ? ደብተራ ዓዲ ሃሎስ ግርም ኣሎ ዝደለዮ ‘እዝዝ እምቢ ዘለ ቐትሎ ዝስልዖ ደሊ ዝስርስሮ በርበረ ዝዓጥኖ ዝሽርጦ ከረዛን መዚዙ ዝሽውጦ ብገመድ ኣሲሩ ዝውጥጦ! ሻብዓይ ምልዮነር ናይ ኣፍሪቃ ህዝብኻ ዘይብሉ ግራት ናይ ፈረቓ ናቕፋ ተገፊፉ ባንኪ እንዳ ክሻ ተዃዒቱ ‘ሽየጥ ኣዋርቕ ናይ ብሻ ዕዳግኡ ዱባይ መሬትና በርሺሻ ስዊዝ ካብ ተኸዝነ ክኸውን ውርሻ ደጊም ኣይተርፍን ክሃድም ናብ ጣሻ ትዝ’ዶብለኩም

READ MORE