Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተጋዳሊት ኣለም ተስፋይ (ጓል-ተስፋይ) በዓልቲ ቤቱ ነቲ ካብ 2001 ኣትሒዙ ብፖለቲካዊ ምኽንያት ኣብ ዒራዒሮ ምስተሓየረ ደሃይ ዘይብሉ ሕዩር ተጋዳላይ ኪሮስ ዓወር ብሕማም ልቢ ክትሳቐ ድሕሪ ምጽንሓ፡ ኣብ ወጻኢ ንክትሕከም ከተቕርቦ ዝጸንሐት ተደጋጋሚ ሕቶ ተነጺጉ ካብ ኤርትራ ንኸይትወጽእ ስለዝተኸልከለትን እንሆ ሎሚ ምዓልቲ 20 ጥቅምቲ 2019 ዓሪፋ። ተጋዳላይ

READ MORE

ከም ዝዝከር ብዕለት የካቲት 19, 2019 ኣብ ኣሰና ዳትኮም “”ሃገረ ሰብከት ኣሜሪካን ካናዳን ኣብዘይ ሕጋዊ ገንዘብ ምትሕልላፍ ተጸሚዱ ዘሎ ገበነኛ ትካል ህግደፍ እዩ”ብዝብል ኣርእስቲ ሓደ ሓበሬታ ተጻሒፉ እዩ። እቲ ሃገረ ሰብከት ብኸመይ መግድታት ነቲ ግብሪ ዘይተኸፈለሉ ገንዘብ ካብ ቤተ ክርስቲያናት ዝኣከቦ ናብ ካዝና ህግደፍ ከም

READ MORE

ኤርትራውያን፡ ክውንነት ንምምዛን 6ይ ህዋስ የድልየና ኣሎ ሎሚ፡ ልቢ፡ ሕልና፡ ሃገራዊ ስምዒትን ፍቅርን ንዘለዎ ኤርትራዊ ዜጋ፡ እዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ህሉው ማሕበረ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካውን ሰብኣውን ቅልውላውን ኣደራዕን፡ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኩፉእ ከምዝኾነ ንጹር’ዩ። ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ህዝቢ ኤርትራ ህይወቱን ንብረቱን ዝኸፈለሉ ናጽነት፡ ጨውዩ፡ ኣብ 1991

READ MORE

ጸብጻብ ፈስቲቫል ይኣክል ማኒቶባ ካናዳ 2019 ፈስቲቫል ይኣክል ማኒቶባ ካናዳ ኣስታት 400 ካብ ዊኒፔግ፡ ብራንዶንን ዊንክለርን ዝመጹ ህዝብን ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኽበሉ ኣጋጣሚ ብውዕውዕን ድሙቅን ኣገባብ ቀዳም ዕለት 28 መስከረም 2019 ኣብ ከተማ ዊኒፔግ ካናዳ ተኻይዱ። እቲ ፈስቲቫል ብዝክረ ሰማእታት ድሕሪ ምኽፋቱ ግዝያዊት ሽማግለ ይኣክል ከተማ

READ MORE

ERITREAN OPPOSITION POLITICAL ORGANIZATIONS & BAITO YIAKL NORTH AMERICA UNITE TO PROTEST PRIME MINISTER ABIYE AHMED'S CLAIM OF REPRESENTING ERITREA IN HIS ADDIS ABABA OCTOBER 10, 2019 SPEEH To: His Excellency Dr. Abiy Ahmed Ali Prime Minister of the Federal Democratic Republic of Ethiopia Addis Ababa. Your Excellency, We,

READ MORE

ናይ ከንቱ ምስሕሓብ ባህሊ (A culture of futile antagonism) ኣማኑኤል ሳህለ ድሕሪ ናጽነት፡ ንሓርበኛ ወልደኣብ ወልደማርያም ኣብ ገዝኡ በጺሐዮ ነይረ ( ኣታ እየ ዝብሎ፡ ቤተሰብ ስለ ዝኾነ)፡ ኣብ መንጎ ዕላልና፡ ብዛዕባ ስምረት ኣልዒልና ተዛቲና። ''ኣነ ካብ ኩሉ ቃል ደስ እትብለኒ ኣላ፡ ንሳ ድማ ስምረት እትብል ቃል እያ'' ኪብለኒ

READ MORE

ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ንምዝራግን ዕምሪ ስልጣኑ ንምንዋሕን፡ ማእለያ ዘይብሉ ባጀት ብምስላዕን ዓቅሚ ሰብ ብምምዳብን፡ ዝርአን ዘይርአን ተንኮላትን ንጥፈታትን’ዩ ዘካይድ። ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ሕሰም ዘሕልፍ ዘሎ ህዝብና፡ ብሓይሊ ብረት፡ ብማእሰርቲ፡ ዝብላዕን ዝስተን ብምኽላእን ዝርካቡ ማእበራዊ ኣገልግሎት ብምሕራምን፡ እኩይ መደባቱ

READ MORE