Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጋሻ ውሕጅ ኮሮና ቫይረስ ክሓልፍ’ዩ፡ ኣብ ቅድሚኡ ግን ጠጠው ኣይንበል ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኣብ መላእ ዓለም፡ ብዛዕባ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ፡ ዘይትዛረብ ሃገር ወይ ማዕከን ዜና ትከሰስ። ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፡ ዶብ፡ ሃይማኖት፡ ዕድመ፡ ሃብቲ፡ ጾታ ዘይፈሊ ብኣልማማ ንኹሉ ስለዝለክፍን ስለዝቀዝፍን ድማ ንኹሉ ንጥፈታት ዓለም ብሒትዎን ኣልሚስዎን ይርከብ። ብጠንቂ ሕማም

READ MORE

ዕላማ ስርዓት ህግደፍ ኤርትራ ጽግዕተኛዶ ንምልሓቕ ናብ ኢትዮጵያ?   በትሪ-ስልጣን መንግስቲ ሓደ ሃገር ምጭባጥ ወይ ኣብ ቦታ መሪሕነት ድርጅታት ምቕማጥ ብሓላፍነት ዘሕትት ረዚን ሕጋውን ሞራላውን ታሪኻውን ግዴታ ዘስዕብ ጉዳይ እዩ። ከም ክብደት እቲ መዝነት ወይ ስልጣን ብጽሑፍ ዝሰፈረን ዘይሰፈረን ብማሕላ ዝተሰነየ፡ ዝኣተኻዮ መብጽዓ ወይ ውዕል ብትኽክል፡ ብስርዓት ክትፍጽም

READ MORE

Messaggio a tutto il popolo italiano, da parte dei rifugiati eritrei che si trovano in diverse parti del mondo Da diversi giorni, l’Italia è diventata il focolaio del Coronavirus, un virus contagioso che ha avuto inizio in Cina. Solo sabato 21 Marzo 2020, sono deceduti

READ MORE

ዓዲ ጥልያን፡ ማእከል መጥቃዕቲ ናይቲ ኣብ ቻይና ዝጀመረ ተላባዒ ሕማም ኮሮናቫይረስ ካብ እትኸውን መዓልታት ሓሊፉ ኣሎ። ትማሊ ቐዳም 21 መጋቢት 2020 ጥራይ፡ 793 ኢጣልያውያን ግዳያት ናይቲ ሕማም ኮይኖም ህይወቶም ሓሊፉ። እዚ ዘሕዝን ጥፍኣት`ዚ፡ ኣብ ዓለምና በዚ ሕማም`ዚ ኣብ ሓደ መዓልቲ ዘጋጠመ ዝዓበየ ናይ ሞት ሓደጋ

READ MORE

ነዚ አርእስቲ እዚ አልዒለ ክጽሕፍ ድላይ ውን የብለይን። አብ ገዛኻ ዘሎ ገበል ገዲፍካስ አብ ጎረቤትካ ዘሎ ተመን ስለዘይተውጽእ፡ መጀመርያ ቀዳማይ ጸላኢኻ ምስ አለኻ ኢኻ ናብ ናይ ደገ ተድህብ ካብ ዝብል እምነት እዩ።   [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2020/03/Klte-Gets.pdf"]  

READ MORE

he APPG on Eritrea is planning a delegation to Asmara in order to better assess the potential for cooperation on international development; and to assess the political situation following peace with Ethiopia. Members wishing to put themselves forward should contact the Secretariat at pattersonj@parliament.uk. [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2020/03/APPG-Eritrea-Newsletter-January-2020-1.pdf"]  

READ MORE

ኣብዚ መድረኽ’ዚ ብዓይኒ ሓቀኛ ፖለቲካዊ ኣጠማምታ፡ ንህዝቢ ኤርትራ፡ “ደገፍቲ መንግስቲ ወይ ተቃወምቲ መንግስቲ” ኢልካ ኣብ ክልተ ደምበ ክትመቅሎ ኣዝዩ ኣጸጋሚ’ዩ። ምኽንያቱ ኣብ ኤርትራ፡ ብሕጊ ኣልቦን ትዕቢትን ዝጓዓዝ ቀታሊ ሰብን ዘማቲ ሃብትን ጉጅለ እምበር፡ ብህዝቢ ዝተመርጸን ቅርጺ መንግስቲ ዘለዎን ስለዘይኮነ፡ ንጉጅለ ህግደፍ፡ “መንግስቲ ኤርትራ” ኢልካ ክትጽውዖ

READ MORE

ኣቶ ብርሃነ መንገሻ ብዕለት 10.03.2020 ብሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና ኣሎ። ሓዘን ዝግበርሉ ቦታ ካብ ሓሙስ ክሳብ ቀዳም ኣብ Welde Str. 36, 34127 Kassel ፍትሓት ዝግበርሉ ቀዳም ሰዓት 13:00 ኮይኑ ኣብ St. Laurentius Kirche Welde Str. 36 34127 Kassel ንዝያዳ ሓበረታ ብሞባይል ቁጽሪ 01521892421 ተወከሱ ስድራቤት   ቴለቭዥን ኣሰና ንመዋቲ መንግስተ ሰማያያት

READ MORE

ኣይተንብዕዋ ኣደ ክንዲ ኩሉ’ያ ርኢኻ ዘይትምኖ ግርማ ገዛ መኣዲ ስድራቤት ዘይትውዳእ ሓለዋት መኣዛ ቤት ዝመልእ ፍሽኽታ ለውሃታ ኣለዎ ሓለፋ ዕንጋለ ላዛ ትሕለብ ፍቅሪ ልግሲ ምቁር ዕላል ዋዛ። ሓደራ ኣይተንብዕዋ።   ‘ነደ ሓሳብ ልባ ኣስምሩላ ሕልማ ኣይትኹለፍዋ ጭንቀታ ቀንጥጡላ ንብዓታ ሓቢስኩም ኣጸናንዕዋ ድርዒ ኮይንኩም ተኸላኸሉላ ካብ ጥፍኣት ኣድሕንዋ ደቃ ብህይወትኩም ከይትድፈር ንሓዋሩ ከይትስእንዋ። ኣይተንብዕዋ።   ኣደ ከይትቆርር

READ MORE

ትርጉም መንነት ሃገርና ኤርትራ ፍጹም ዘይሃስስ`ዩ ዝዓዘዘ ፍቕራ ሃየ! ብሓድነትና ንምለሶ ልዑል ክብራ!!! ኤሪትራዊት ዋዕሮ!!! (ንስለ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደ.ኣ.) *** ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሕ.መ.ኣ.) መጋቢት 7፡ 2020 ******** ነየናይ ሰጊረ ነየናይ ክዝክሮ ታሪኻ ልዑል`ዩ ሓርበኛ ኤሪትራዊት ዋዕሮ ዘይቕበር ሓቂ ዝባን መሬት ዝነገሮ። *** ንስቓይ ኤሪትራዊት ክትገልጾ ንኹሉ ፍጹም ዘይከኣል`ዩ ቃላት ክትረኽበሉ ጅግንነታ ዝበለለ  ሕልና ዘይብሉ። ***   ዛውያ ቁኖኣ ምስ ኮነ ጎተና ዝዓጠቐታ

READ MORE

ኣብ'ዚ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት፡ ብፍላይ ከኣ ድሕሪ ሞት መለስ ዜናዊ ሓደ-ሓደ መራሕቲ ህወሓት ነበር ዝርከቡዎም ኢትዮጵያውያን ምሁራትን ካድረታትን፡ ንልኡላወነት ሃገርና ዝደፍር፡ ብፍላይ ድማ ንዓሰብን ንኣፍደገ ባሕርን ዝምልከት ክጽሕፉን ቃለ-መሕትታት ክገብሩን ጸኒሖም ኣለዉ። ከምቲ 'ሓሶት እንተተደጋገመስ ሓቂ ይመስል' ዝበሃል፡ 'ዓገብ' በሃሊ ብዘይምርካቦም ድማ፡ ንሓሶቶም ይደጋግሙዎ ኣለዉ። [gview

READ MORE

  ነዚ መበገሲ ብምግባር Eritrea Focus ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ ኤርትራ ዘለዎ ዝምድና ዳግመ ግምት ክገብረሉ ዘቕረቦ ጻውዒት ነመሓላልፈልኩም።   ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ ኤርትራ ዘለዎ ዝምድና ገምጋም ክገብረሉ ንጽውዕ።   ውድብ ሕቡራት ኣህገራት ካብ 8-9 መጋቢት 2020 ኣብ ናይሮቢ ምስ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ክሰርሓሉ ዝኽእል ዝበለጸ ኣገባብ እንታይ

READ MORE