Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብዝኽሪ ስዉኣትና ዝያዳ እነስተንትነሉ ሰሙናት ስለ ዝኾነ፡ ንጽሑፋትናን መደረታትናን ክብርን ዘለኣለማዊ ዝኽርን ንስዉኣትና ብዝብላ ቃላት ክንጅምር ግድን ኢዩ። እቲ ዝኽርን ክብርን ናይ ኲሎም ጀጋኑ ስዉኣት ኤርትራ ዘይግድሶ ስርዓት ኣስመራ’ኳ ብተግባራቱን ጥልመታቱን ከይሓነኸ ዝዝምረለን ቃላት ኢየን። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2020/06/ቊጽሪ-ስዉኣታን-ብዝሒ-ህዝባን-ዘይትፈልጥ-ነጻ-ሃገር.pdf"]  

READ MORE

https://www.youtube.com/watch?v=yLuh1KnpDSM&fbclid=IwAR3j3Op5lYbYjK5yl2jYBDhLcy9M4vFeJsRkDV64UrSGmhygUCqHYvbkH_0

READ MORE

ጉጅለ ህግደፍ ባዕሉ ዝረሸኖም ተጋደልቲ፡ ካብ መዝገብ ስውኣት ሓኺኽዎም’ዩ ኣብ 20 ሰነ, 1992፡ ናይ ሽዑ ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ፡ ስድራቤት ስውኣት መስዋእቲ ደቆም ዝተረድኡሉን 20 ሰነ ሃገራዊ በዓል ከምዝኾነን ብወግዒ ዝተኣወጀሉን ዕለት’ዩ ነይሩ። ኣብቲ ህሞት’ቲ ልብኻ ዝትንክፍን ዘሐብንን መግለጺ ዝምልከቶም ኣካላትን ስምዒታት ስድራቤት ስውኣትን ኣብ መራኸቢ ብዙሓን

READ MORE

Fetsum: The renaissance of Eritrean Intellectualism in relation to Manifesto 2020 My Mantra of the moment in singularity: ዘይሻራዊ My ultimate Mantra in complete form: ቴክኖክራታዊ (ዘይሻራዊ) ሃገራዊ ሓድነታዊ መሰጋገሪ መንግስቲ The climax of Justice:  “ኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታትን ምእንቲ ፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጥን ዝቃለሱ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ብዝሳተፍሉ ሃገራዊ ዋዕላ ቴክኖክራታዊ (ዘይሻራዊ) ሃገራዊ ሓድነታዊ መሰጋገሪ መንግስቲ  የቕውም”   Dedication: Can you imagine all our PhDs working together as a unit? Wasn’t that our dream in this rough struggle for justice?

READ MORE

ሕድሪ ብግብሪ! ንሰማእታትና ክንሰርሓሎም እንኽእል ነባሪ ሓወልቲ ፡ ልዕልና ሕጊ ዝሰፈና ቅዋማዊት ኤርትራ ምትካል እዩ! ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ! ሃገረይ! ብለግሲ ደም ዝጸደቕኪ ህያብ ሰማእታት ኢኺ `ሞ፡ ሰራውርኪ ተሰሚሙ ቆጽልኺ ከይሓርር፡ ብመሪር ቃንዛ፡ ንብዓትኪ ተጸሚቑ ከይውዳእ፡ ዝሰትኽዮ ደም ፈርዩ ብደቂ ስዉኣትኪ ክንዲ ዝብላዕ፡ ኣሰር ንብዓትኪ ነዚዑ ተመሊሱ ናብ መሬት

READ MORE

ሓወልቲ ፑሽኪን ኣብ ኣስመራ፡ ኣስከሬን ኤርትራዊ ኣብ ምድረበዳ ሳህራ ኣብ ዝኾነ ኩርናዕ መሬትን ማያትን ኤርትራ፡ ኣብ ነፍስ ወከፍ ቃጽዖ፡ ኩርባን ስንጭሮን ኣብ ከርሱ ዘይተበርበረ ድንግል ፍጻሜታትን ቅያን ዓቂቡ ኣሎ። መሬትናን ማያትናን ብዝግባእ እንተዝፍተሽን ብክኢላታት ምርምር እንተዝካየደሉን ድማ፡ ስምን ዝናን ሃገርናን ህዝብናን፡ ማዕረተን ኣብ ዓለምና ብታሪኸን ቅርስታትን

READ MORE

ህዝብና ልቡ ከም ክፉት መጽሓፍ ዝንበብ ኔሩ። ሃገርና'ውን ዓዲ ግሩሃት’ያ ዝነበረት። ሎሚ ግን ኣብ ኢድ ጎራሓት ኣትያ ትደምን ተእውን’ያ ዘላ። ሞትን መርድእ ግዛ ተረሖ ስለ ዝኾነ፡ ‘ክተርድኦም ከድካ መይቶም ይጸንሑኻ!’ ዝተባህለ’ዩ ኮይኑ ዘሎ። ቀባሪ ስለ ዘይርከብ’ውን በቶም ዝተረኽቡ ቆልዓ ሰበይቲ ምዉት ሓመድ ዝለብስ። ህዝብና፣ ‘እንታይ

READ MORE

ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈልጥስ ኣይሃዳናይን! ካልኣይን መወዳእታን ኢሳያስ፡ መንነቱን ሓቢኡ፡ ነቶም ካልኦት ምእንቲ ህዝቦም ክስውኡ ንበረኻ ዓዶም ዝወፈሩ ደቂ ገርሂ ልባ መሲሉ፡ ናብ ሜዳ ከም ዝተሰለፈ ኢዩ ታሪኹ ዘረጋግጽ። ንህዝብና ናጻ ንምውጻእ ካብ ካልኦት ንላዕሊ ዝቃለስ መሲሉ ስለ ዝተራእዮም ኢዩ ከኣ ልቦም ክሰርቕን፡ 'ጨጓር ዳንጋ!' ሰይሙ ከም

READ MORE

መቃብር ኣቦይ ስኢነዮ፡ መቃብር ኢጣልያዊ ግን ረኺበዮ ኤርትራውያን፡ ንመሰልናን ክብረትናን ብዙሕ መስዋእቲ ዝኸፈልና ግን ብዝግባእ ዘይተዘርበልናን ዘይተጻሕፈልናን፡ ዝተበደልናን ዝተዘረናን ግን ዘይተኻሓስናን፡ ንዓመታት ዘእውናን ዘይተሰማዕናን ህዝቢ ኢና። ኣብ ዓለም ግቡእ ቦታና ክህልወና፡ ክንሕፈር፡ ስደት ከብቅዕን ኣብ ገዛእ መሬትና ብኽብረት ክንነብርን እንተኾይና ከኣ፡ ኩሉ ፖለቲካዊ ፍልልያትናን ውልቃዊ ኣተሓሳስባናን

READ MORE