Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

27 ዓመት ነጻነት’ዶ ወይስ መቁሕ ባርነት?

24 ግንቦት 1991 ህዝብና ብውጽኢት ናይቲ ሰላሳ ዓመት ዘካየዶ ነዊሕን መሪርን ብረታዊ ተጋድሎን ዝኸፈሎ ረዚን መስዋእትነትን ንፋሽስታዊ ስርዓት ደርግ ደምሲሱ መላእ ኤርትራ ሓራ ዚገበረላ ዕለት ምዃና ካብ ማንም ስውር ጉዲይ ኣይኮነን። ከምኡ’ውን 24 ግንቦት ገባቲ ስርዓት

24 ግንቦት 1991 ህዝብና ብውጽኢት ናይቲ ሰላሳ ዓመት ዘካየዶ ነዊሕን መሪርን ብረታዊ ተጋድሎን ዝኸፈሎ ረዚን መስዋእትነትን ንፋሽስታዊ ስርዓት ደርግ ደምሲሱ መላእ ኤርትራ ሓራ ዚገበረላ ዕለት ምዃና ካብ ማንም ስውር ጉዲይ ኣይኮነን። ከምኡ’ውን 24 ግንቦት ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ንፋሽስታዊ ስርዓት ደርግ ተኪኡ፡ ፖሎቲካዊ ስልጣን ጨቢጡ፡ ህዝብና ንዝኸፍአ መቑሕ ባርነት ዘውደቐላ ዕለት ምዃና እያ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
7 COMMENTS
  • Beyan Negash May 26, 2018

    Dear Netserab,

    Nothing I can say will add anything of value to your well thought out analysis of May 24th (Eritrea’s Independence Day). Your comprehensively capturing the last 27 years tyrannical rule of the regime that leads not by rhyme or reason but by whims aptly describes its modus operandi of the fools errand.. This is regime that doesn’t seem to know its head from its tail. It simply continue to react to events without any clear strategies nor plan of action. Its approach, simply put, is nkheed Tray irrespective of where that path will lead. By golly, if it doesn’t work, hey, they are beholden to nobody, thus, change the course midstream, no problem.

    Many thanks for this eloquently and deeply thought-out analysis
    Beyan

  • Danilo May 26, 2018

    24 ጉምቦት ብርግጽ መዓልቲ ናጽነት ኤሪትራ ኢያ።እታ ምዓልቲ ሓርነት ግን ገና ንጽበያ ዕለት እያ።ምዓልቲ ናጽነት ድሕሪ መሪር ቃልስን ተወፋይነትን ህያው ከምዝኾነት መጠን’ውን 30 ዓመታት ወሲዳ ኢያ።ምዓልቲ ሓርነት’ከ ? ድሕሪ 30 ዓመት ? እዚ ማለት ብሎሚ 3 ዓመት? ትምቢተይ ኢዩ።እዛ ዕለት እዚኣ’ውን ድሕሪ ዘይተኣደነ ሰብኣውን ባህላውን እንኮላይ ቁጠባዊ ሕድሕዳዊ ዘይምትእምማንን፡ድሕሪ ኣሰቃቂ ጉዕዞ ስሃራን ባሕርን ፡በዚ ከይተወሰነ ንያተ-ዕርበት ፡ ክሳብ ተምበርካኽነት ግን!!! ሃንቀው ንብላ ወርቃዊት ዕለት ክትከውን ግድን እዩ።ንዳሎ ጥራሕ ሓድነትና ኣደልዲልና።

    ሞት ንህግደፋውያን!!!

  • amanuel May 26, 2018

    Ertrawi siletebehalku diye nexa wexie kibil. 27 amet gerna alena ab barnet. Hizbi ertra zisemo merahi ember ziasro aydelin eyu. Ertrawi tibil shim abey keyde eye keshrifa? Ka kumalom zeytenagefu nexa awxinakum kiblu aziu yehfir. Tekawemti ginbot 24 mealti nexanet telkuma agazian yihshu kabakum.

    • Danilo May 26, 2018

      Amanuel,እቲ ጸገም እንታይ ድዩ መሲሉካ፡ነጻ ኮይንካ ነጻ ዘይሙኹዋን እዩ።እቲ ካልኣይ ጸገም ድማ፡ ንዘረጋገጽካዮ ሓድነት ምፍርካሽ ኢዩ።

  • AHMED SALEH !!! May 27, 2018

    Selamat Nexereab
    I do not think Alamin M, Saeid and majority HGDF officials do respect religion . Them and their boss
    represent EVIL teachings to lie , to kill , to inflict pain on innocents . Since they grab power our people
    witnessed religious prosecutions , illegal imprisonments , oppression and worst of all the hopeless
    future for young generation that caused Eritrean refugee crisis .
    AREMENYE zikhone menghisti iyu zelena intebelna huluw khunetat zimiskro iyu .
    Kab hasewtn kehadti hizbomn yedhinena

    • AHMED SALEH !!! May 27, 2018

      HELL waits for UNBELIEVERS AND LIARS

  • Simon G. May 27, 2018

    Hopefully, it will meet the Assenna’s standard but jut in case not, this poem seems to fit into this article (at least this what I think)….Sorry for the relatively long poem, in advance
    ——————————————————————
    መዓልቲ ናጽነት ዘኪረያ
    ገለን ክዘላ ገለን ክበኽያ
    ገለን ክፍሰሃ ገለን ክጉህያ
    ሰብ ዘመን ክፍንጨሓ ሰብ ኣያ
    ኣዴታት ስውኣት ከእውያ
    የዒንትና ክንደይ ዘይረኣያ
    ——————————————–
    እንቋዕ ስውኣት ኣይረኣኹም
    ‘ቶም ናጽነት ዘምጻኹም
    ንብዓት ኣዴታትኩም ዝደበስኩም
    ንመግዛእቲ ዝሰበርኩም
    ዘይ ኢድኩም

    ——————————————–
    ተጠሊምኩም
    ተጠሊምኩም ብህግደፍ ዝብልዎም
    ርህራሀ ዘይብሎም
    ሓልዮት ህዝቢ ዘይብሎም
    ኤርትራውነት ዘይብሎም
    ከመይ፥ ከመይ ገሃነም ትቀበሎም
    ——————————————-

    እወ ይርደኣኒ ‘ዩ: ይርደኣኒ
    ብመን ከምትሓስቡ
    ስንኩል ኤርትራዊ ከይረኸበ ዓስቡ
    ብጥሜት ከብዱ ተላጊቡ
    ዝኣረገ ክዳውንቲ: ለጋጊቡ
    ናጽነት ከብዕል ተቐሲቡ
    ዕረ ‘ንዳጣዓሞ: ዕረ ‘ንዳጣዓሞ ‘ወታ ከም ሰቡ
    ———————————————-
    ምድሪ ሃገረ ኤርትራ
    ጠላማት ጀነራላት ክዕንድርሉ
    ንብረት ሃገር ክዘምቱ ዘይጸዓርሉ

    ስንኩል: ከይረሃዎ: ከይበለዐ: ከይሰተ
    ዮሃና በል ተባሂሉ
    ናጽነት ኢሳይስ: በል ተባሂሉ
    ተምቤን: ሓዳስ ጸሎት ኮይና ‘ያ ዝብሉ
    ምስተቐልቀሉ
    ኣብኣ ይረኽባ ተዘይሉ
    ‘ተዘይ ኮይኑ ደቁውን ይስንክሉ
    ————————————-
    ‘ታይ ደኣ ክገብር
    በለ ድማ ከምስል
    ሰጊኡ
    ተዘይበለ ከይቆስል
    ወይ ድማ ደቁ ከዕንግል
    ወይ መስገደል
    ኣብ ርእሲ ናጽነት: ተኾይጡ ገበል
    እዋይ ናጽነት ትረኽብዮ
    ትርጉምኪ ጠፊኡ
    ብኻልእ ተተኪኡ
    ጌሮምኺ ናይ ሳይበርያ ቀዝሒ
    27 ዓመታት ራሃዋ ጽጋብ ፍትሒ
    ኢሎሙና እዋይ ሽርሒ
    ሰብ ተሾቕሪሩ ብፍርሒ

    ናጽነት ተሰሪቓ
    ብዘይ ዲግሪ ተመሪቓ
    ብዘይ ሓርነት ዓሪቓ

    በዞም እከይ ግብሪ

    ዘይናታ ቆርበት ምስ ለበሰት
    ዘይምሱል መሰለት
    ለመሰት: ሰንከለት: ተንከላበተት
    ስኢና ሓርነት
    —————————————

    ክቕየርዩ: ኣጆኹም ክቕየርዩ
    ትርጉም ናይ ናጽነት
    ድሕሪ ህግደፍ: ክትለብስ ‘ያ ለማጽ ቆርበት

    ናጽነት ቅኑዕ ትርጉማ ክትሽከም
    ረዚን: ሓቀኛ: ትርጉም ቀደም
    ‘ቲ ወርቃዊ ቀለም
    ንዘልኣለም!
    Simon G.

POST A COMMENT