Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ዞባ ማእከል ማለት ኣስመራን ከባቢኣን ዝርከቡ ተወጣሕቲ ብሽግለታ፡ ቁጽሪ ሰሌዳ (ታርጋ) ከውጽኡ ብጥብቂ ኣዚዙ።

ውዲት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ንምብራስ ልኡላውነት ኤርትራ ተጋሂዱሉ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ስጉምቲ ክወስደሉ ፊንፊን ይብል ከምዘሎ ተገንዚቡ ኣብ ራዕዲ ዝርከብ ስርዓት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ዞባ ማእከል ማለት ኣስመራን ከባቢ ዓድታትን ንዝርከቡ ተወጣሕቲ ብሽግለታ፡ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና

ውዲት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ንምብራስ ልኡላውነት ኤርትራ ተጋሂዱሉ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ስጉምቲ ክወስደሉ ፊንፊን ይብል ከምዘሎ ተገንዚቡ ኣብ ራዕዲ ዝርከብ ስርዓት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ዞባ ማእከል ማለት ኣስመራን ከባቢ ዓድታትን ንዝርከቡ ተወጣሕቲ ብሽግለታ፡ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ለካቲት ቁጽሪ ሰሌዳ (ታርጋ) ከውጽኡ ብጥብቂ ኣዚዙ።

ነቲ ኣገዳሲ ምልክታ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ተጠቂዑ ዘሎ፡ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ብቤትጽሕፈት ጨንፈን ሕግን ስርዓትን ዞባ ማእከል ዝተዘርግሐ መምርሒ ቃል ንቓሉ ከምዚ ይብል፡

ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ፡ ብሕልፊ ኣብ 1974 – 1975 ናይ ከተማ ተጋደልቲ (ፈዳይን) ኣብ ኣስመራ ብብሽግለታ ተጠቒሞም ንሰበስልጣንን መጋበርያታትን ስርዓት ደርግ ይቕንጽሉ ብምንባሮም፡ ኣብ ኣስመራን ከባቢ ዓድታትን ዝንቀሳቐሳ ብሽግለታታት ኤርትራውያን ኣሸቢረናኦም ከምዝነበራ ይፍለጥ። እቲ ብህዝቢ ኤርትራ ተጸሊኡን ተፈንፊኑን ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነዚ ተመክሮ`ዚ ብምዝካር ከኣ`ዩ ነዚ ታርጋ ብሽግለታ ናይ ምውጻእ ሕጊ ብጥብቂ ዝዛረበሉ ዘሎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • ወዲ ሓማሰን February 25, 2019

    ደጊምሲ ህዝቢ ኤርትራ ናጽነትና ከምዘይወሰድና ስርዓት ደርግ ኣዘኪሮምኒ ወይ ህግደፍ 1994 ዝተረፈ ታርጋስ እንደገና ናብ ባርነት።

  • UNCLE SYE February 26, 2019

    ከም ዝሰማክዎ እንተኾይኑ ብሽግለታታት ናይ ወያነ ተሓባበርቲ ኾይነን ኣብ ከተማ ኣስመራ ንዝኣተዋ ኣግማል ኮነ ኢለን ክረግጽኤን ጀሚረን ,ድሓር ድማ ካብ ካልኦት ተሽከርከርቲ ተፈልየን ናይ ባዕለን “ክልል ብሽክለታታት ደቂ ማእከል” ዝብል ትምክሕታዊን ኣውራጃዊን ቃና ዝሓዘለ ክልል ክፈጥራ ከም ዝሓሰባ ናይ 72 ቱግቱጋት ብስለያ ከም ዝረኸብኦ ብኡ እየን ታርጋ ጌረን መንግስቲ ኽቋጻጸረን ተፈሪድወን,,,,, “no die see more” ትብል ነበረት ኣሞይ ጽርሃ ,”ዘይሞተስ ብዙሕ ድኣ ይርኢ” ማለታ እዩ .

  • Mekonnen February 26, 2019

    again another sad news. This was implemented with Ethiopians but we were not surprised at that time as they were our enemies. AND NOW???. But it is a good sign the regime becomes nerves!!

  • k.tewolde March 1, 2019

    Carrossa,Arrebia,enkilil,cuccinette…….etc might as well,what will this regime come up next? put on targa on a donkey which carries girba?

  • fadega merke March 10, 2019

    ግዳ ተቢዕና ደይነርሕ ኣብ ዚ ኮለል ከይበልና ክንደይ ግዚየ ኢና ሽግርናን ሽግር ሰብናን ተሰኪምና ኣሕ እዳበልና ክንነብር

Post a Reply to UNCLE SYE Cancel Reply