Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ASSENNA: Ethiopian PM reassures Tigray people re his efforts to normalise relations with Eritrea

https://www.youtube.com/watch?v=ymoXlJ4XfDQ&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Hagos April 14, 2018

    ተጋሩን ህዝቢ ትግራይን ፡ ንኢትዮጵያ ብፍላይ ንህዝቢ ኦሮሞ በዚ ሓድሽ መገድን ብልሃትን መሪሕነት ቀ. ሚኒስተር ኣቢይ እንተተኸቲሎሞ ፡ ትግራይ ንኢትዮጵያ ብውሕዱ ንዝቕጽል ዓሰርተ ዓመታት ፣ ብተዝዋዋሪ ድማ ንተዋሳኺ ዓሰርተ ዓመታት ንምልእቲ ኢትዮጵያ ክተመሓድራ እያ።
    ናይ ኤርትራ ግን ዘረባ የብሉን። ኢትዮጵያ ብዛዕባ ካብ ኤርትራ ዝመጽእ ስክፍታ የብላን ፡ ኢሳያስን እቶም ብብላይ ኣተሓሳስባ ገድልን ኣሳሰይቱን ስጋብ ዝሃለዉ ፤ ኤርትራ ዘገም እንዳለት ካብ ገድላ ንገደላ ከምትዕዘር ዝዝንግዖ ሰብ የልቦን ።
    ናይ ተጋሩ ስክፍታ ኤርትራ ፋሕ ፋሕ ኢላ ፤ ካለኣይቲ ሶማል ኮይና ፋብሪካ ዕግርግር ፣ ስደተኛታት ፣ ሽፍትነት ፣ ሕማምን ሽበራን ከይትኸውን እዩ ፤ ምኽንያቱ ሰላም ዘይብሉ ሰላም ኣይህበካን እዩ ።
    ንኤርትራ ፡ እዛ ቅድስቲ ማርያም ጽዮን ኣስመራ ፣ ከምዚ ናይ ኢትዮጵያ ሰላም ትሃባ ።

    • ናትና ንግበር April 14, 2018

      ኣብ ኢትዮጵያ ንሳልሳይ ግዜ ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ተመሪጹ ንኢትዮጵያ ከመሓድር ተመዚዙ። ንኢትዮጵያውያን እንቛዕ ኣብ’ዚ ኣብቀዓኩም እናበልኩ ኣብ ቀጻሊ ስርሓትኩም ድማ ንዓኻትኩም ሰላም ንጎረባብቲ ሃገር ድማ ኣርኣያ ክትኩኑ በዓል ምሉእ ተስፋ እየ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ዘይመረጾ መንግስቲ ሰልፍታትን ምርጫታትን ቅዋማትን ንዝሓተቱ ኣብ ካልእ ዓለም ክትከዱ ኣለኩም ኢሉ ብብድዐ መልሲ ከምዝሃበ ዝዝከር ኢዩ፣ ስለዚ ሰላማዊ ጻውዒት ናይ ኢትዮጵያ ነዚ ባይቶ ዘይብሉ ውልቀ-መላኺ ስለዝኾነ መልሱ ድማ ጸማም ሓደ ደርፉ ስለዝኾነ ውጽኢት ዘምጽእ ኣይመስለንን። ንኹሉ ግዜ ስለዘለዎ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ኣብ ውሽጥን ወጽእን ዘለኹም ተቓወምቲ ኤርትራ ልቢ ኣዕቢኹም ግዝያዊ መንግስቲ ፈጢርኩም ነዚ ትሕትና ዝመልኦ ሰላማዊ ጻውዒ ናይ ኢትዮጵያ ተቐቢልኩም ምስ ኢትዮጵያ ክዝትዩ ኣዝዩ ኣገዳስን እዋናውን እዩ። ካብ መሬትና ውጹ ደሓር ንዝቲ መታሊሊ ናይ ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ ስለዝኾነ ናይ ምልካዊ ስርዓት መዝሙርን ደርፍን ንህዚ ኤርትራ ከርብሕ ስለዘይከኣለ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ጻውዒቶምን ብምኽባር ናይ ትሕትና ቃና ክህልወና ኣገዳሲ ኢዩ። ክቡር የኽብረካ ሕሱር የሕስረካ ከምዝብሃል።

  • Mike April 14, 2018

    If this speech is true and real – Just brilliant politics – beating the leader(s) in Asmara to dust again. Old fart with new generation – Now though – the talk will have to be followed by action.

    In this speech though – he indicated “the effort to normalize with Eritrea will continue”. This, if true, shows there is a back door channel in the making. Although the poor losing leader in Asmara is refusing to admit there is a back door channel is being pursued.

    Now, if this is true , leaders in Eritrea are working their game on how to convince one more time Eritrean people on how and why they are doing the back door channel. As always, Eritrean people will fall for it too until another fire erupts.

    Way to go New Leader in the block…..Best wishes to all

Post a Reply to Mike Cancel Reply