Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኢትዮጵያ ንዝመጽእ ዓመተ-ትምህርቲ ን 751 ኤርትራውያን ናይ ዩኒቨርሲቲ ዕድል ትኸፍተሎም።

Eriteran Studentsመንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ነቲ ዓሚ ዝጀመሮ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ናይ ምስታፍ ተበግሶ ብዝለዓለ ንምቕጻል፡ ንዝመጽእ ዓመተ-ትምህርቲ ‘ውን 751 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ክወስዱ ዕድል ከፊቱሎምስ ድሮ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT