Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ASSENNA: ዝርርብ ምስ ተነጣጠፍቲ መንእሰያት ሽወደን – ዶር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል – ትግራይ ታርጌት ፖለቲካ ኮይኑ – Tues, Nov 20, 2018

https://www.youtube.com/watch?v=Gba3RwUpWZY&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Teclay November 21, 2018

    ደር ደብረጽዮን
    መሰረትን ሓቅን ዘይብሉ መግለጺ
    1,,ካብ መዓስ እዩ ህዝቢ ኣምሓራ ዓሌታዊ ዝኾነ?? ክሳብ 1991ኣብ ምሉእ ኢትዮጵያ ዓለት ዝሓትት ሰብ ነይሩ ድዩ??
    2,,ን27 ዓመት ናይ ዓሌትነት ኣም ተኺሉ ፣እናተኻናኸነ ዘዕበያ –ኦም ፍረ ሂባ፣ፍሪኣ ዝበልዕ ድማ ዋንኣ እዩ
    3,,ወያነ ንኤርትራዊን ከባርሮም ከሎ”ኣሕዋትና እዮም ኣይስጎጉን እዮም “ኢሉ ፣ኣብ መገዲ ተሰጢሑ “ንዓና ረጊጽኩም ሕለፉ” ኣይበሉን ድዮም ፣ ንኣብነት ኣብ ኣየር ጤና በቲ ግዜ ጫፍ ናይ ኣዲስ -ኣበባ
    4,, ተጋሩ ውሑዳት(minority) እንተኮይኖም ናይ ብዙሓት(majority) ሕጊ ተቐቢሎም ክኸዱ ግድነት እዩ
    5,, ወያነ ባዕሎም ዝተኸልዎ ሕጊ ዘኽብሩ እንተኾይኖም፣ንምንታይ ናይ ሶማልየ ክልል ክግንጸል ዘይፈቐድሉ???
    6,,,መን እዩ ንኣምሓራን ኦርቶዶክስን ክምዘይትንስእ ደምሲስናዮ ኢና ዝበለ ??መን እዩ???
    ውዘተ፣ ወዘተ
    መደምደምታ–እታ ናይ ኢሳያስ ትካል ዝኾነት ሻዕብያ “ቻ በሎ ንዓወሽ በሎ ” እናበለት ዘካየደቶ ህልቂት መወዳእትኡ ናይቲ ደመኛ ጸላኢ ዝበለትና ኢትዮጵያ ሓይሊ፡ባሕሪ ኣብ ቀይሕ-ባሕሪ ብምስፋር ተዛዚሙ ኣሎ። ናይ ወይን ኣሕፋሪ ገድሊ ድማ ካብ ድኻታት ሓረስቶት ምቕዛፍ ሓልፉ ፋይዳ ኣይነበሮን።እቲ መሰረታዊ ሕቶ ካብ ኢትዮጵያ ክግንጸሉ እንተ ነይሩ እቲ ኹሉ ህልቂት ንትግራይ ምስ ተቛጻጸርዋ ንምንታይ ናብ ምሉእ ኢትዮጵያ ገስጊሶም ????

  • jommy November 21, 2018

    Dear justice seekers we have heard A lot of organizations parties demonstrations have been done in the last 27 years and yet the non Eritrean Ethiopia spy is still killing imprisoning and destroying our people and country. THE ONLY WAY TO GET RID FROM THIS PSYCOPATH BOODSUCKER IS FORCE FORCE FORCE.

POST A COMMENT