ASSENNA NEWS: መጋረጃ ኵርዓት ኪጥቕለል ከሎ (Losing One’s Sense of Pride) – Tuesday, July 10, 2018

https://www.youtube.com/watch?v=BeDCbnYNy9I

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • ወዲ ጥሮታ፡ July 11, 2018

    ኣማኒኤል ሳህለ፡ እዛ መልእኽትኻስ ባሕሪ ዝኽርታተይ ብራቢራ ናብ ልቦና ወለዲ’ካ ኣንፊጻትኒ። ከመይሲ ንሳቶም’ውን እዚ ዝበልካዮ ከምዝመጽእ ፈሊጦም ስል ጣን ሃገር መን ክሕዞ ከምዝግባእ ኣጽዲቖምን ኣዊጆምን ኢዩም። ድሕሪ ናጽነት’ኳ ሽማግለታት ምኽርን ዕርቅን ኮይኖም ኣፍደገ ኢሳይያስ ረጊጾምን ብኡ ኣቢሎም ጸኒቶምን ኢዮም። ብቓላትካ ኩርዓት ዘይብሉን ሰብ ነብሰ እምነት የብሉን። ባዕሉ ብዝፈጥሮ ናብ መንነታዊ ቅልውላው’ዩ ከኣ ዝድርገም። ኣብ ሃገርና’ውን`ኮ ካብ ጥንቱ ንትረኻኻ ዝድርዕ ታሪኽ ጅርገደላ ኣሎ ኢዩ። ብዝኾነ ንጽሕፍትኻ ከም መወከሲት ዕደላ ፖለቲካዊት ስልጣን ክትከውን እናተመነኹዋ ወዮ ናይ ‘ንደመር’ ወደኽደኽ ድማ ካብ ምጽራይ ዝሃድም ተጓናጺ ውሕጅ’ዩ’ሞ፡ ኣይስተን ጥራይ ዘይኮነ መናድቕ ድልድል ቀይሕ ደምና ደርዒሙ ምስ ባሕሪ እንተሓዊስናስ ንርኢ!
    ዘመነ “ኣብ ኮምብሽታቶ ሽግለታይ ከሊኦሙኒ!

  • senkam July 11, 2018

    memhr Amanuel, ezi snelibona wedisebn ab zetefelaleyu himot zereeyom bahriate dikmetn tinkaren b sciensawi tintane tekrbo xhufat btaemi mesati eyu.

    ezom astemhroka ayfeleyuna. Edmen tienan dima yihabka.

  • Berhe Tensea July 13, 2018

    What an excellent analysis. This dictator is prideless foolish. He is getting outsmarted and used by Aby. The pathetic Eritrean people is just controlled by a cruel hypocrite and unfit to govern a country..
    Thank you Amanuel

POST A COMMENT