Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ASSENNA NEWS: ቃል ኣሰና፡ – ኤርትራ፡ ዳግማይ ኣብ መስቀላዊ መንገዲ – ብ ኣማኑኤል ኢያሱ – Sunday, July 08 2018

https://www.youtube.com/watch?v=5NNUdQ3Gc7w&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
14 COMMENTS
  • Amanuel July 10, 2018

    Very good analysis and presentation. Court rulling should be implemented with out any delay. 20 amet tesakenayon zikefelnay meswaetin nibadmen Dobna tehanxixu dehri hiji nab wigie keynatun eyu. Dob arteficial eyu adlayi aykonen zibehal zereba lieli kulu etom hgdf degefti iseyas hakegna mesiluwom kihiwtitu zixenhu kestebhilulu yigibae. Babiu dima ertrawyan adetat abotat nikhulu.

  • Stefanos Temolso July 13, 2018

    ብፍላይ እቲ ኣብ ከተማ ዝነብር ምቾት ዝለመደ ህዝቢ ኤርትራ ረሳዓይን ፈታው ነብሱን’ዩ። ኣብ 1991 ደቅና ጥራይ ይእተዉ’ምበር ወላ ዕንጨይቲ በሊዕና ክንሓልፎ ንኽእል ኢና ይብል ነይሩ እዩ። ኣይ ዓመት ኣይክልተ ዓመት ግን ተጋዳላይ ብዘይ ደሞዝ እናነበረ ዝየጕረምረመ “ክራይ ገዛ ከቢሩ፡ ኤለትሪክ ከቢሩ” ክብል ተሰሚዑ። ሕጂውን ትማሊ ትማሊ ኣንስቲ ኣስመራ ካልእ ይብላ ከም ዘይነበራ ኣብይ ነስመራ ምስ መጽአ ዙርያታተን ተኸዲነን ልዕልቲ ኣብ 1991 ዝሳዕስዖኦ ተቘጻጽየን። ኢሰያስ ኣሽሓት መንእሰያትን ንመዋእሎም ዝተጋደሉን ጀጋኑ ንልዕሊ ዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ጸልማት ኣብልዩን ቀዚፉን ከም ዘሎ ከም ዘይፈልጣ ከምኡ ምግባረን ግን ነውሪ ዘይኮነስ ገበንውን’ዩ። ነዚ መስርሕ ሰላም ከም ሓደ እወታዊ ፍታሕ ገይሩ ዝርኢ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ነዚ ናይ ሓው ኣማኒኤል መልእኽቲ ክሰምዖን ዳግም ክሓስብን ምኽረይ እልግስ። ካብ ምርሳዕ ክንድሕን ዘኽእለና ዓቢ መልእኽቲ እዩ።

POST A COMMENT