Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ASSENNA NEWS: እዋናዊ ገምጋም (ኤርትራን ኢትዮጵያን) – ግጥሚ – ሕጂ ኸ እንታይ ትብሉ – ብረድኢ ክፍለ (ባሻይ)፣ Mon, July 02, 2018

https://www.youtube.com/watch?v=vMSlYPCQS80&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Uncle Sye July 3, 2018

    ኣሰይ ተዓዊቱልና አብይ ኮይኑልና
    ኢሱ ኣብስንያዊ ምስጢራዊ ጸግዕና
    ዓሰብን ባጽዕን ወደባት ኩላትና
    ተገንጸልቲ ጉህዮም ቀሲኑ ህዝብና
    ምስ ሓበሻ ኣሕዋቱ ሰላም ዝመርሖና
    ቀደም ዝፈረድናላ ሽፍታ መሲሉና
    ብሰብ ከይትሰምዎ ክንነግረኩም ባዕልና
    ህዝባዊ ግምባር ሽኮር ኢትዮጵያዊት ኮይና
    ወንበዴታት ይበተኹ ሓበሻ ነጊሶምልና

POST A COMMENT