Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ASSENNA NEWS: ዝርርብ ምስ ስንኩላን ተጋደልቲ መሓረና ሓድጉን ታደሰ ኪዳነን – 2ይ ክፋል – Saturday, Aug 04, 2018

https://www.youtube.com/watch?v=zLh-tc9eAOw&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • meretse August 8, 2018

    ምስ ክልተ ኣሕዋት ተጋደልቲ ናይ ህዝባዊ ግንባር ነበር ዝተገብረ ናይ ሓሳብ ልውውጥ ሰሚዒዮ። ነቲ ዝሃብዎ ሓበሬታ ንክሰምዕ ዘጥፋእክዎ ግዜ የመስግኖ። ምክንያቱ በቲ ዝሃብዎ ሓብሬታ ናይ ሓብሬታ ሃብተይ ዝወሰከ ኮይኑ ስለ ዝተሰመዓኒ። ዝከብርካ ሓው ኣማኒኤል ከም’ዚ ዓይነት ዘተ (ኣነ ብወገነይ ሓብሬታ ብካልኦት) ዝብሎ ኣድህቦ ምሃብካ ክትምስገን ይግብኣካ። ብዝተረፈ ናብቲ 2 ክፍሊ ዝነበሮ ዘተ— ኣብ ገለ ሸነኩ ከም ነጥቢ ዝሓዝክዎ ክኣቱ። መጀምርያ ብናይ ሓው መሓረና ሓድጉ ዝሃባ ንእሽቶይ ሓብሬታ ክጅምር። [ኢሰያስ ብመገዲ ፈነዋ ረዲዮ ጌሩ፡ ተሓኤ ምስ ደርጊ ብመልክዕ ኮንፈደረሽን] ተሰማሚዓ ኢሉ ብዝነዝሖ ሓሶት ተደናጊርና ኔርና። ንሱ ግን ካልእ ሕልምታት ኔርዎ። ሕጂ ክንሪኦ እንከሎና ምስ’ዚ ሕጂ ብጋህዲ ዝከዶ ዘሎ መንገዲ ይተኣሳሳር ይብል። ብልክዕ ገሊጽካዮ። ስለ ተረድኦካ ጥራሕ ዘይኮነስ ፡ ነቲ ሓቂ ከም ሓቂ ምቅማጥካ ክትምስገን ይግብኣካ። ሓው ታደሰ እንተ ኮንካ’ውን ዝገደፋካ የብልካን። ክሕተቱልካ ዘልዓልካዮም ብዙሓት ሕቶታት ኣብ ቦትኦም ኢዮም። ካብቲ ኩሉ ዝገለጽካዮ ሓንቲ ንጣር ሓቂ ግን ከኣ ዘይተወሓጠትለይ ኔራ። ንሳ ከኣ ፡ ተጋደልቲ ህግ ንሓለፍትና ክንሓቶምን ዋላ ኣድላይ እንተ ኮይኑ ክሳብ ብብረት ስጉምቲ ክንወስደሎምን ንክእለሉ ዓቅሚ ኔሩና ኢያ እትብል። ኣብ’ዚኣ ሸተት ዝበለትካ ትመስል። ምክንይቱ ከምኡ ዓይነት መሰል እንተ ዝነበር ድኣ ኤረትራ ኣብ’ዚ በጺሓ? ነዛ ሕቶ ክመጣ ስለ ዘይደልኩ ኣጎንብየ ገዲፈያ ኣሎኩ።

  • meretse August 8, 2018

    የግዳስ ኢሰያስ ብዓንቶብኡ ንዘውጽኦ ሕልሚ ከተርጉም ዘይተጠቀሞ ሜላ የሎን። ኣብ’ዚ ተሳዒርናን/ኣይተሰዓርናን ዝብል ሕቶ ንድሕሪት ገዲፍና ዳግመ “ሕረናና ነላዕል” ዝብል መንፈስ ኣነ’ውን ብቀረባ ዝሰማማዓሉ ኢዩ። ሎሚ ተጋዳላይ ናይ ህግ/ተሓኤ ነበር እንዳበልና እንደገና ተመሊስና ከም ህሉው ኣይንቁጸሮ። መድረኩ ዘብቀዔ ኢዩ። እንተ ኢሰያስን ግን ኤረትራ ንኢሳቶ መራሕ ኢትይጵያ ድሕሪ ምዃን >>> ሓሊፉ መራሕ ጎረባብቲ ሃገራት ንክከውን ገና ዝምነ ዘሎ ኣካል ኢዩ። ኢሰያስ ዓቢ ሓንጎል ዘሎዎ ክመስል፡ ነዚ ህሉው ኩነታት ካብ ሓሳባት( ፍልሰተ ሓሳብ) ናይ ኣንቶኒ ጊደንስ ተለቂሑ ኢዩ ሃተፍተፍ ክብል ዝውዕል ዘሎ፡ ኣንቶኒ ጊደንስ ንግሎባሊዛሽን ኣልዒሉ ክዛረብ እንከሎ ከም’ዚ ይብል፡ “Globalization can thus be defined as the intesfication of worldwide social relations which links distant localties in such a way that local happenings are shaped by events occurring many miles away and vice-versa” ጀግና ኢሰያስ ንሓንቲ ኮሞኒቲ ከማሓድር ዓቅሚ ዘይብሉ ኣካል ናይ ከባቢ ጎብለል ንምዃን ብዋጋ ኤረትራ ዝገብሮ ዘሎ ዋጋ ዕዳጋ ብሓጺሩ >> ብድሙር ቃልሲ ክግታእ ኣሎዎ። በብኩርናዕና ንሓደ ዕላማ እንድሕሪ ተቃሊስና ክንዕወት ኢና ዝብል እምንቶ ኣሎኒ።

  • Genet-Original August 9, 2018

    It is time for ELF and EPLF former fighters to come to the table and have a quick reconciliation for the sake of our country. EPLF’s former fighters need to come to the reality of the real DIA. He was a DIA in the 1970s and he is a DIA at this time. DIA never care about you, the country Eritrea or its people. Now, EPLF”s former fighters, you have the key to unify our people. PFDJ followers used you as an excuse for their zombie like behaviors in following DIA for the past at least 20 years. We need you to take the lead. I appreciate and have full support of the former fighters speaking up right now. ELF former fighters, it is not the time to say, “I told you so”. This is your country and people too. Most of you (ELF) went to fight, because you believed in Eritrea’s independence, then DIA happened. Now is the time to come to your original self and fight for your people and Eritrea. I know, we can do it.

    Our people are the most resilient people and have survived multiple occupations and brutality. We need reality check and wake up from our deep comatose states.
    My brothers and sisters GOD helps to the one help himself or herself.
    GOD is with us.

    • Deglel August 10, 2018

      Indeed, Derho EnteHalemetis Tiremire, especially and sadly when the poor Derho happens to be a “warda” Seraye shitty. Would you consider Eritreans would’ve been free under your old criminal corrupted and murderous Jebha/ELF mendef then??? If your desperate answer is YES, then I don’t think/see I can carry this meaningless mini-debate. However, keep your derho dreams within reach!

      • Deglel August 10, 2018

        correction/addition: keep your “Hilmi derho” of warda Seraye to yourself and within derho’s easy reach!!!! Otherwise, keep entertaining us our old noisy cow drama queen.

  • ወዲ ጥሮታ፡ August 9, 2018

    ብጾት፡ ክትህብዎ ትኽእሉ ትሕዝቶ ቡዙሕ’ኳ እንተኾነ፡ እቲ ዝሃብኩሙና ሓበሬታ፣ ማዕዳን ኣገባብ ቃልስን ብጣዕሚ ኣገዳስን እኹልን ኢዩ። ም ኽንያቱ እዋናዊ ሕቶና ሃገራዊ ብምዃኑ ቀዳማይ ዓላማን መልክዕ ቃልስን ድማ ሃገራዊ ክኸውን ከምዘለዎ ኣስሚርኩሙሉ ኣለኹም። ከምቲ ርዱ እ ሃገር ክትደክም ቀዳማይ ተሓታቲ ንሱ’ቲ መራሒ ክንሱ ኢሳይያስ ግና ንሃገር ጅሆሒዙ ክሕባእ’ኳ እንተጸንሐ እንሆ ሎምስ ንዕዳጋ ኣውሪዱዋ። እቶም ካድረታቱ ግና ከምቲ ቅድሞም ብሕቡእ ዝንቁርቆሮሎም ሓበሬታ ተተነሲዖም “ዕድል ንሃቦ” ክብሉ ይስምዑ ኣለዉ።
    ብዛዕባ ሚ/ር መስፍን ሓጎስ ዝመጸ ሕቶታት ኣቕሪብኩም። ኢሳይያስ በቲ ሓደ ከምእሙን ኣገልጋሊኡ እናቀረቦ፡ በቲ ካልእ ብመገዲ 03 ከምዘ ራኸሶ ዝፈልጥ ኣይመስለንን። ዝኾነ ድማ ይኹን’ሞ ንሱ ኮነ ካልኦት መሳርሕቱ ነበር ከምህዝቦም ክዋልኡ’ምበር ህዝቦም መሪሖም ክብገሱ ዘየኽ እሎም ምኽንያት ኣለዎም። ጥራይ “ማሕላ ቀታሊ፡ ጥንሲ በላሊ” ብዝብል ምስላ ምግላጾም ይሓይሽ። እቲ ዝብሉዎ ኪኖ ናይ ተፍትሽ ተኹሲ እን ተኾይኑ ድማ እንሆለ ሜዳ። ወዲባካሮ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ህዝብና ኣለዓዒሉ ምንባሩ ንዝክሮ ኢና’ኮ።
    የቐንየለይ ኩሉኹም! . . . .

  • jommy August 10, 2018

    I have been following the current development between Eritrea and Ethiopia ,dear justice seekers is this where we draw the RED LINE ,the land will be there for ever after we are long gone ,we should fight how to change this non ERITREAN BUCHER OF ERITREA FIRST ,Now we see people giving lectures and definition of words Ruther than discussing how to change this notorious regime and stop the suffering of our people .IF YOU NOTICE WE are having some commenters diverting the attention of our people by defining the meaning of words like what does free port mean ,what does this matter NOW! WE HAVE TO DISCUSS HOW TO STOP THE BLEEDING AND DIAPPEARING OF OUR PEOPLE ,DEAR ERITREANS THE LAND WILL ALWAYS BE THERE OUR MAIN FOCUS SHOULD BE HOW TO CHANGE THIS NOTORIOUS REGIME ,

  • Nebro August 10, 2018

    መስፍን ሓጎስ ህዝቢ ኤርትራ ከም ኩሉም ኣህዛብ ካብ ታሪኹ ከይመሃር፡ ከይፍፈልጥን ዝቃለስ ዘሎ ሰብ ኢዩ። ከይሓነኸ ብድሕሪ ሕጂ ስልጣን ዝጽበ ዘሎ ሰብ ኢዩ። ዝጠስጠሰ በረኸኛ አምበር መራሕ ፖለቲካዊ ዉድብ ክኸውን ብቅዓት ዘይውንን፡ ንምጢራት ኢሳያስ ከም ዘይሽረፍ ርእሰማል ዓቒቡ ክሳብ መቓብሩ ሒዙ ክኸይድ ዝጽዕር ሰብ ምዃኑ ንተደጋጋሚ ኣረጋጊጹና ኢዩ።

POST A COMMENT