Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ASSENNA: News & Interview with Senai Gebremedhin – Fmr Eritrean Journalist – Wed, Oct 03, 2018

https://www.youtube.com/watch?v=bLFAxeLQ6rg&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
11 COMMENTS
  • Mussie Bekit October 4, 2018

    ሎሚ ኣዝዩ ዘገርም ዘስደምምን ነገር ሰሚዔ :: ” ሰራዊት ደርግ ኣይተሰዓረን መንግስቱ ሃይሌማርያም ኣግዲዑና እምበር”” ዝብል እዩ::እቲ ኣዝዩ ግዙፍ ሰራዊት ደርግ በቲ ካብ 20 ሽሕ ዘይበዝሕ ሰራዊት ሸዓብያ ተደርዒሙ ከም ዝወጸ ኣነ ናይ ቀረባ ምስክር እዬ:: ሰራዊት እትዮጵያ ዝተሰዓረላ ዓመት 1982 ኣብ 6ይ ወራር እዩ:: ካብታ ዓመት እቲኣ ሰራዊት ደርግ ካብ ምጥቃዕ ናብ ምክልኻል ዝተደረተላ ዓመት እያ :: ካብኡ ንደሓር እተን 9 ዓመት ( ክሳብ1991) ናይ ቁልውላውን ተስፋ ሙቅራጽን ንዘይዳግም ስዕረትን ርእስና እንቅርበሉ ዝነበርና እዋናት ወይ ዓመታት እዬን ነረን ::: በቲ እዋን እቲ ናይ ከረን ኣውራጃ ኣማሓዳሪ ስለ ዝነበርኩ ኣጸቢቀ ክሉ ይፈልጦ እየ:: እዚ ብግልጺ እቲ ሓዲሽ ወለዶ ክፈልጦ ይግባእ :: እዚ ርእይቶታት ኢዚ ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ :: ብፍላይ ብሔረሰብ ኣምሓራ ነጻነትኩም ነጻነት ኤርትራ ከም ዘይወሓጠሎምን እንደገና ንህላወ ኤርትራን ኤርትራውያንን ኣብ ፈተና ንምውዳቅ ምቅራብ ይገብረዉ ከም ዘለው ግንዛበ ኣሎኒ:: ብ1975 በዓል ጀነራል ጌታቸው ናደው ናይ ኤርትራ እንደራሴ ዝነበረ ዝተቀትለሉ ምኽንያት ” መሸነፋችን ኣይቀርም ” ስለ ዝበለን ከምኡውን ኮለነል ኣጥናፉ ኣባቴ ናይ ደርግ ምክትል ሊቀመንበር ዝነበረ ብ1977 ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኣስመራ ተኸቢባ እንከላ ንፕረሲደንት መንግስቱ “ናይ ስዕረት ኩነታት ይጨንወኒ ኣሎ” ኢሉ : ጻብጻብ ከም ዘቅረበ ይፈልጥ እዬ:: በቲ እዋን እቲ ኣነ ናይቲ ኣብ ኣስመራ ዝነበረ ሬድዮ እትዮጵያ ለዓለዋይ በዓል ስልጣን ስለ ዝነበርኩ ኣብ ዝደለኽዎ እዋን ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ክኣቱ ፍቁድ ነሩ::እዚ ሕጽር ዝበለ ርእይቶ ክህብ ዝደረኸኒ ታሪኽ ኽጥምዘዝ ብምስመዔይ እዩ :: ታሪኽ ናይ ዝሓለፈ ጸብጻን ትርጉምን እዩ :: ነዚ ታሪኽ ዝጸምኦ ሓዲሽ ተኽሊ ( ሓዲሽ ወለዶ ) እቶም ኩፖና ዝወደኣና ኣቦታት እቲ ልክዕ ዝኾነ ታሪኽ ክነስንቆም ሐደ ኻብቶም ለይትን መዓልትን ኸምቲ ዓይኒ ማያት እትናፍቅ ጽምእቲ ጎሮሮ ስለ ዝኾንኩ ኣብዚ ቀረባ እዋን “ገድሊ ሰራዊት እትዮጵያን ሸዓብያን ወያነን ” ብዝብል ኣርእስቲ መግለጺ ክህብ ክፍትን እየ::

    • Mesfin October 5, 2018

      Selam Ato Mussie,
      The young generation should be told all the truths without any twists.
      Without the brave and courageous TPLF fighters your EPLF serawit would never have defeated
      Dergi’s serawit. Period. Your Arabic sponsored revolution would have taken another 30 years to
      succeed. Mr Yemane T/giorgis in his first and second book explained all correctly.
      EPLF’s weak fighting tactics from the dugout/trenches were losing so many brave/courageous fighters and were being destroyed by Dergi serawit/forces so easily. So please wake up soon.
      Why couldn’t you defeat Ethiopia in Badme? Simple, because of TPLF who knew your old tactic.

      • Mussie October 5, 2018

        ሰላም ኣቶ መስፍን :: ኣብ መወዳእታ ርእይቶይ ብዛዕባ ” ገድሊ ሰራዊት እትዮጵያን ሸዓብያን ወያነን “መብርሂ ክህብ ይሓስብ ኣሎኹ ኢለ ነረ :: እሞ ክልትኦም ናይ ጉርብትናን ናይ ደም ኣሕዋት ተጋሩን ኤርትራውያንን ኣብ ኣየናይ ዓውደ ውግእ :ብሓባር ከም ዝደርዓሙና ክገልጾ እዬ:: ክሳብ ሽዑ ደሓን ቀኒ::

        • Dawit October 6, 2018

          Thank you Mr.Mussie
          I really appreciate you.

          • Dawit October 6, 2018

            Assen plz help this man to broadcast his message to the people of Eritrea.

            Thank you

  • Genet -Original October 4, 2018

    Dream on it!!!! DIA’s time is numbered!

    • Gezae October 5, 2018

      obsolescence!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • Hidat October 4, 2018

    ታሪክ በቶም ዝነበሩን ዝፈልጥዎን ክትረክ ጽቡቅ እዩ

    • Genet -Original October 5, 2018

      Hidat
      Such a tireless DIA”s cyber warrior. If you are an Eritrean, it is safe to say it is better you are six feet under. It is sad that you are taking space for noting.

      If you are a former freedom fighter, even worst.

POST A COMMENT