Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV:መቓብር ኣቦይ ስኢነዮ፡ መቓብር ኢጣልያዊ ግን ረኺበዮ – ብ ጽላል ካብ ሕ መ ኣ

https://www.youtube.com/watch?v=7hAjXfPHQkA

yakobe@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • rezen May 30, 2020

    መቓብር ኣቦይ ስኢነዮ፡ መቓብር ኢጣልያዊ ግን ረኺበዮ – ብ ጽላል ካብ ሕ መ ኣ ፴ ግንቦት ፳፳

    ይበል! ይበል! ይበል!
    ኣይትብከ እንድዩ ዘብክየኒ
    ታሪኽና፡ ታሪኽ ኤሪትርያ፡ ሞይቱ ብወግዒ ካብዘይቅበር ዘመን ሓለፈ።
    እምበርዶ ታሪኽና ንማሃሮዲና ኣብ ቤት ትምህርትና ?
    ናይቶም በደልትናሞ ከም መጽሓፍ ቅዱስ ብስርዓት፡ ብኹርዓት፡ ንደጋግሞ ኢና።
    እሞኸድኣ፡ ናበይ ኣቢሉ እዩ እቲ መንገድና?
    እግዚሄር፡ ጨኪኑ ኣይጭቅንን፡ ንሱ ይምራሓና
    ካብቶም ምሁራትናሞ ቀቢጽና ኢና ።
    ኣይፍረዶምን፡ አቲ ናይ ጸላእትና ትምህርቲ መሪዝዎም አዩ፡ ከምኩላህና ።
    ኣምየን ኢንሻላህ ።

    • Simon G, May 31, 2020

      ረዘን
      ‘ዛግጥምኻ ንህግደፍ ሕማም መርዘን
      ንገዛኢ ኣሜን ዝብል
      ንዜጋታቱ ዝድህል
      ዝቐትል

      ካብ ኮነ ህዝብና
      ከመይ’ልና ክንኣልዮ ነዚ ግዕዙይ ስርዓት
      ከመይ’ልና?

      በጋሚዶ ህግደፍ
      መዓስ ኮን ‘ዩ ዝድርበ ናብ ጎድፍ?
      ንጽበ

      • rezen June 1, 2020

        “መዓስ ኮን ‘ዩ ዝድርበ ናብ ጎድፍ?” ስምኦን ገ

        “መዓስ ኮን ‘ዩ ዝድርበ ናብ ጎድፍ?”ስምኦን

        እንቇዕ ብደሓን ተቐልቀልካ
        ጠፊኡና ነይሩ አቲ ጥዑም ቃላትካ
        ተስፋ ንገብር ኩሉ ድሓን ኣብ ሻኻኻ

        በል አስኪ፡ እታ ሕቶኻ ቅንዕቲ እያ
        ግዳስ፣ እታ መልሲ ካባና እያ፣ ፈተና ጸላእና ።
        ንሕና ከዓ ኣብ ሰማንያ ተሰዓ ጉጅለታት ተመቓቒልና ኣለና
        ተዓዘብቲ፡ ጉድና ዘይፈለጡ፡ ይገርሞም ይኸውን ብኣታሓሳስባና
        ንሕና ግና – ዋላኳ መርገም እዩ ኤልና እንተዘይተቐበልናዮ – ንፈልጦ ኢና ጉድና

        በል ስምኦን እንቋዕ ብድሓን ተመለስካ።

POST A COMMENT