Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV:ብዛዕባ ሃገር፥ ሃገራውነት፥ ዜግነት ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን ምስ ምሁር ፖለቲካዊ ስነፍልጠት፥ ስነኣእምሮ፥ ሕግን ቢዝነስን ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ

https://www.youtube.com/watch?v=7RlO4AzMyvo

yakobe@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • ወዲ ሃገር May 30, 2020

    ኣብ ትግርኛ ፥ ኣብ መንጎ መንግስትን “ስተይት” (State) ፥ ፈሊኻ ምግላጽ ዘኽእል ቃል ስለ ዘየሎ ፥ ከምቲ ሉሙድ ካብ ዓረብኛ ዝተወስደት ቃል “ዳውላ” ክንጥቀም ንግደድ ።
    ምምሕዳር ህግደፍ ፥ ንዝቃወሙዎ ሰባት ፥ ኣንጻር ሃገር ሙዃኖም ብምግላጽ ፥ ህዝቢ ከዳናግር ይፍትን።
    ኣንጻር መንግስቲ ሙዃን ፥ ማለት ፥ ኣንጻር ምምሕዳር ሙዃን ፥ ኣንጻር “State/ዳዉላ” ሙዃን ከምዘይሙዃኑ ዘይፈልጥ ቡዙሕ ሰብ ኣሎ።
    ህግደፍ ህዝቢ ክማሃር ፥ ክነቅሕ ፥ ክሓትት ፥ ክርዳእ ፈጺሙ ኣይደልን ። ኣርዑት ምልኪ ኣብ ክሳዱ ተሰኪሙ ንኽነብር ምእንቲ ።

  • HAILE May 31, 2020

    NATION STATES ARE GERMAN, JAPAN, SOMALIA, AND NORWAY I THINK IT NEEDS MORE EXPLANATION NOT IF POLAND IS NATION STATE..

  • Woldegabriel May 31, 2020

    The journalist/ interviewer was quite magnificent!

POST A COMMENT