Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: ሓቀኛን ርትዓዊን መልሲ ንታምራት ነገራ – ብ ኤደን ጸጋይ ካብ ዳላስ

https://www.youtube.com/watch?v=c0a8YFISlD0&t=303s

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • k.tewolde January 13, 2020

    How soon did they forget the humiliation when we rounded them up in every township and city throughout our homeland,the complete route and surrender in their well fortified and impenetrable fortresses….those of us who stripped and put on their field jackets are still around and we are pretty familiar with this journalist’s bombastic rhetoric,he is echoing decades old war cry of his father. Eden, he doesn’t deserve your humbling answer,but we sure do need your rallying advice,thanks a million.

  • Hagherawi January 13, 2020

    ጋዜጠኛ ታኣምትራት ዝበሎ ምስ ሰማዕኩ ፥ብጣሚ ኮሪየ ። ድሕሪ ህድእ እለ ምሕሳበይ ግን ፥ ኣብቲ ዕረ ዝጥዕም ዘረባ ፥ ቡዙሕ ሓድሽ ነገር ከም ዘይሙኻኑ ተገንዚበ።
    ኣብ ሕማቅ ኩነታት ወዲቅና ምህላውና ኩልና ንፈልጦ ሓቂ እዩ ። ስለምንታይ ንሱ ምስ በሎ ጸላዕላዕ ይብለና ? ።
    ቡዙሓት እትዮጵያውያን ፥ ነጻነት ኤሪትራ ከም ዘይተዋሓጠሎም ንፈሊጥ እና ። ንሱ ምስ ጽልእን ንዕቀትን ፥ በዚ ጉዳይ’ዚ ከም ዘይደቀሱ ምግላጹ ፥ ንኩላህና መዘኻኸሪ ክኾነና ይግባእ።
    ብፍላይ እቲ ብዛዕባ እሰያስ ዝበሎ ፥ ከነመስግኖ ይግባእ ። ምኽንያቱ ን50 ዓመታት ንሃገርና ብውሽጢ ፥ ማሕበራዊ ጽልኢ ኣሳዊሩ ፥ ምስ ጎረባብቲ ድማ ፥ ዉግእ ዶባት ኣመኽኒዩ ፥ ብቀጻሊ ዘድሚየና ዘሎ ጨካን መላኺ ፥ ክንዓግቶ ኣይካኣልናን። ገሊና ልዕሊ ኣዳም ዓቅሚ ዘለዎ ፥ ገባርን ሓዳግን ክኾውን ፥ ብእዝጊ ዝተሰመየ ሰብ ኮይኑ ጸኒሑ ኣሎ። ሕጂ ዕላማ እሰያስ ኣብ ምግላጽ ፥ ኣበርክቶ ዝገበረ ፥ እሞ ኻኣ ሰማዒ ዝረኸበ ኣኽራሪ ጋዘጠኛ ምስጋና ይብጻሓዮ።

POST A COMMENT