Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Atv: ቆንስል ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ብሪዝበን (ኣውስትራልያ) ሎሚ ቀዳም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ብደለይቲ ፍትሒ ዝቐረበሉ እዋናዊ ሕቶታት

https://www.youtube.com/watch?v=JHIhRodVoT0&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Hidat October 6, 2019

    ይኣክል ንመን ነቲ ብዓቅልን ትዕግስትን ዉሕሉል ብልሓትን ዉዲት ሓያላት ዘፍሸለ መንግስቲ ኤርትራ???ነቲ ነብሱን ሰድርኡን ረሲዑ በጃ ህዝቡን ሃገሩን ኣብ ድፋዓት ዝበለየን ካብኡ ሓሊፉ ንደቁ ሃብቲ ዘይኮነ ድፋዕ ኣዉሪሱ ዝሓልፍ ዘሎ ጅግና????……ነቲ ርህዉ መጻኢ እንዳማዕደወ ነቲ በዳሂ መነባብሮ ተጸሚሙ ዝሓልፎ ዘሎ ሓፋሽ ሕዝቢ ኤርትራ???? ንመን ነቲ ኣብ ስደትኮይኑ ኣብ ጉኒ መንግስተይን ሕዝበይን ዝበለ ንመን?????????

    • Hagherawi October 6, 2019

      Hidat

      + ይኣክል ነቲ ብህዝቢ ኤሪትራ ኣሽካዕላል ዝጻወት ዘሎ ጉጂለ ጥፍኣት።
      + ይኣክል ነቲ 40 ሽሕ ዝኾኑ ኑጹሃት ደቂ ሃገር ፥ ብህወቶም ደፊኑ ዘሎ ኣረመናዊ ስርዓት።
      + ይኣክል ነቲ ፥ ንሃገርና ክብሪ-ኣልቦ-ሕጊ-ኣልቦ ክትኮውን ፈሪዱዋ ዘሎ ነውራም ጉጂለ።
      + ይኣክል ነቲ ፥ ሙሉእ መንእሰይ ዎሎዶ ባህሪሩ ከምዝጠፋእ ገይሩዎ ዘሎ ሞልካዊ ጃንዳ።
      + ይኣክል ነቲ ፥ ሃብቲ ሃገርና ጓሕጒሑ ንደገ ዝግዕዝ ዘሎ ሽፍታ።
      + ይኣክል ነቲ ፥ ህዝቢ ኤሪትራ ኣብ ምጽናት ብዘይ ዕረፍቲ ዝነጥፍ ዘሎ ጃንዳ ህግደፍ።
      + ይኣክል ንዓኽን ንከማኽን ዝመስሉ ፥ ባዕሎም ክሳብ ዝጥዕሙዋ ፥ ናይ ጥፍኣት ተሓባበርቲ ዝኾኑ ከዳዓት ደቂ ሃገር።
      ++ ይኣክል ንነብሰይን ከምዚ ከማይን ፣ ካብ ዘረባ ኣብ ተግባር ክንሰግር ብምዱንጓይና።

      ኤሪትራና ንዘልኣለም ከቢራ ትንበር።

  • መፍቀሬ ኢየሱስ October 7, 2019

    Yiakl!

    Yes ! Thank you. The Eritrean courage has been sparked; there is no way back.

    Thank you my compatriots: God bless you all.

    Let’s hope the operatives of dictatorship learn and cross to the Justice Seeking camp.

POST A COMMENT