ATV: ኣብ ሊብያ ኩሙዝ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ጎኒ ቀባሪ ዝሰኣነ ሬሳ ኮይኖም ዘቕረቡዎ መሪር ጻውዒት

https://www.youtube.com/watch?v=2TcWhFAcr84

yakobe@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • k.tewolde August 16, 2019

    981 views so far and no reaction,apathy? numb?….? I understand.This human catastrophe will continue unabated till we stop from running, turn around and look at the monster straight in the face and decapitate his top and end the suffering for generations to come and rest the souls of those who have fallen for us.The solution is in the palm of our hand,especially the young and able body,don’t look elsewhere>>>> Hong Kong is a flash point we can learn from—they stormed the legislative body’s chambers and momentarily took control,they paralyzed the giant economic hub of Asia for a couple of days by physically chocking the airport and defying the menace of the mighty Chinese Communist Party,things can change in 24 hrs. in our tiny village,if we rise in unison and storm the quarters of the chieftains who are shooing us out of our homes.

  • Wedi Hagher August 16, 2019

    Solidarity ዝባሃል ቃል ኣብ መዝገብና ዘሎ ኣይመስለኒን። ኑሱ እዩ እቲ ዓቢ ጸገም። ንውልቅና እና ንሓስብ።
    ኤሪትራውያን ፥ ናይ ሓባር ሃገታዊ መንነት ካብ ንምስሪት ልዕሊ 100 ዓመት ኮይኑ ኣሎ።
    ይኹን እምበር ፣ ብሰንኪ ናይ እትዮጵያ መቃቅልካ-ግዛእ ስትራተጂ ኩሉ ግዜ ሓደ ክግፋዕ ከሎ እቲ ሓደ ታዓዛባይ ሙዃን ኣይተረፈን።
    እሰያስን ጉጁለ-ጥፍኣት ብጾቱ ፥ ንህቢ ኤሪትራ ፥ “ተጠንቀቁሎም ወገናውያን እዮም” እንዳበሉ ብኣውራጃ ፣ “ጂሃዳውያን መጺኦምካ” እንዳበሉ ብሃይማኖት ፣ ንነፍስወከፍ በታ ዝያዳ ተሕምሞ እንዳ ገረፉ ፥ ኩሉ ወዲ ሃገር ፥ ነታ ንወለዶታት ምእንታኣ ዝደመየ ፣ ዝፈትዋ ሃገሩ ገዲፉ ፣ ኣብ ስደት ፣ ኣብ ከርተት ፣ ኣብ መከራ ይነብር ኣሎ።
    ኦ ! ኤሪትራዊ ፣ ህድእ እልካ ሕሰብ ፥
    ንሓዋሩ ብዘይ ሃገርን መንነትን ከይትተርፍ ፣ ጸላእኻ ኣለሊ። ድኽመታትካ ዝምዝምዝ ዘሎ ጸላእኻ ፥ ናይ ሓባር እዪ ፣ ሓቢርካ በዳሃዮ።
    እንተ ዘይሓበርካ ጠፋእካ ።
    እሰያስ ፣ ምስ ኣብይ ኣሕመድ ዝገበሮ ሚስጢራዊ ወተሃደራዊ/ጸጥታዊ ስምምዓት ተጠቂሙ ፣ ብምስምስ “ሰላም ዝቋወሙ ሓይልታት ምክልኻል” ፣ ሰራዊት እትዮጵያ ተመሊሱ ኣብ ኤሪትራ ክዝርጋሕ ክገብር ይኽእል እዩ። ከምኡ ከይኮነ ፣ ምቅዳሙ ናይ ነፍስወክፍ ኤሪትራዊ ሃገራዊ ግደታ እዩ።

  • mekk August 16, 2019

    ኤርትራ

POST A COMMENT