Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: እታ ስጉምቲ እትውሰደላ ናይ ዜሮ ሰዓት ኣኺላ `ላ !- ህጹጽ መልእኽቲ ስንኩላን ተጋደልቲ ኤርትራ – 1ይ ክፋል – Sat, Feb 23, 2019

https://www.youtube.com/watch?v=CQuInjALxYg&t=17s

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Amare Resom February 26, 2019

    እዚ ናብ ዝሰምዕ ዝመሓላለፍ ዘሎ ህጹጽ መጸዋዕታ ኢዩ። ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ብኣካሎም እምበር ኣእምርኦም ዘይሰንከለ ጀግኑ ዝመሓላለፍ ዘሎን፡ ትሕቲ መሬት ዘይሰፈረ ሓመድን እምንን ዘይጸቐጦ፡ ኣለኹ! ዝብል ብድሕነት ህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ዜጋ፡ ሃገርና ናጻን ልኡላዊትን ኮይና ክትነብር ዝከኣሎ ክገብር ዝጽውዕ ብምዃኑ ከኣ ዘሓብን ኢዩ። ነቶም ካብ ህዝቢ ተኸዊሎም፡ ደቂ ድሓን መሲሎም፡ ንህዝብና ብህይወቱ ከሎ ክቐብሩዎ ዝፍትኑን ዝጓየዩን ዘለዉ ከኣ፡ ወይልኹም! ብሓዊ ትጻወቱ ከም ዘለኹም ተረዲእኩም ብኣግኡ ናብ ልብኹም ተመለሱ! እንተዘየሎ!!! እንተዘየሎ!!! ዝብል ስምዕታ ዘመሓላልፍ ኢዩ።

POST A COMMENT