Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: ህዝባዊ ሰሚናር ይኣክል ኣብ ፍራንክፈርት (ጀርመን) 16 መጋቢት 2019 – 1ይ ክፋል

https://www.youtube.com/watch?v=iX6yN1fHXto&t=2952s

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • stefanos temolso March 23, 2019

    ኣቱም መንእሰያት፡ ኣነ ምስ ሃብቶም ኣለኹ። ምኽንያቱ ንስርዓት ኢሰያስ ንምእላይ ብረታዊ ቃልሲ ክነካይድ ኣለና ንብል እንተ’ሊና ኵናት ሓድሕድ ምእዋጅ ማለት እንተ ዘይኮይኑ ዝከኣል ኣይኮነን። የግዳስ ንኢሰያስን ነቶም ክልተ ሰለስተ መሳርሒ ኮይኖሞ ዘለዉን ሰባት ብቕታል ግን ዝድገፍ’ዩ። መጀመርያ ግን ህዝቢ ኣብያ ክገብር ከም ዝፍትን ምድፍፋእን ምሕጋዙን ኣገዳሲ እዩ። ስለዚ ነዚ ንምግባር ኣብ ደገ ዘለኹም መንእሰያት በርትዑ። ነቶም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ መንእሰያት ሓብሩዎም።

  • ታደሰ ኪዳነ March 23, 2019

    ከምዚ ዓይነት ተበግሶ መንእሰያት ኣዝዩ ዝነኣድ ኢዩ። እታ “ተረከብቲ ሃገር” ትብል ቃል’ውን ኣብዚ ሰሚዐያ። ቀደም ተጋደልቲ ኣብ እዋን ቃልሲ ኣብ ገጠራት ኤርትራ ክንቀሳቀሱ ከለዉ፡ ነቶም ናእሽቱ “ንስኻትኩም ኢኹም ተረከብቲ ሃገር። ቃልስና ምእንታኹም ኢዩ” ይብሉ ነበሩ። ኣብ ሳሕል (ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝነበሩ ተማሃሮ’ውን ዓው ኢሉ “ተረከብቲ ሃገር ንስኻትኩም ኢኹም” ተባሂሎም።
    ኩሎም እዚኣቶም ግን ኣበይ ኣለዉ። ተረከብቲ ዘይኮኑስ፡ ግዳያት ኢዮም ኮይኖም። እንተኾነ ገሊኦም ክሳብ ሕጂ ኣብ ጎኒ’ቲ ኣዕናዊ ስርዓት፡ ጊሊኦም ኣጽቂጦም ጸኒሖም። ከምዚ ዓይነት ተበግሶ መንእሰያት ቦኾሩ ኢዩ ጸኒሑ። ነዚ ከኣ . . . ሰናይ ተበግሶ . . ንብሎ። እሞ ኩሉ መንእሰይ ኤርትራ፡ ኣሰር ዝሓለፉ ዓበይቲ ኣሕዋቶም ኮይኖም፡ ሃገርና ኣብ ምድሓን ኢደይ ኢድካ ክብሉን ነዚ ኣብነት’ዚ ኩሉ መንእሰይ ክስዕቦን ጽቡቅ ኢዩ።

Post a Reply to stefanos temolso Cancel Reply