Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: `ታ እንኮ ቅጥራን ጽርግያ ከተማ ዓዲዃላ ድሕሪ 70-80 ዓመት ኣብ ዘበነ ስርዓት ኢሳይያስ ንፈለማ ምሩጽ ሓመድ ብምሽፋና ሓሚዳ፡ ኣባይቲ ዓንዩ

https://www.youtube.com/watch?v=G8_mzLmOgC4&t=42s

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Berhane Haile December 10, 2019

    ስርዓት ኢሰያስ ገና ካልእ ካብዚ ዝኸፍአ ግፍዒ ክፍጽም ከም ዝኽእል ፍሉጥዩ። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጎነጽ ስለ ዘይኣምን ስለ ዝኾነ እዩምበር ኤርትራ ሶማል ወይ ሱዳን እንተ ትኸውን ኢሰያስ ኣብ ተስዓን ሸውዓተን ተኣልዩ ምሃለወ። የግዳስ ሃገርና ኤርትራውውን ኣብ ሕንፍሽፍሽ ኣትያ ምሃለወት። ስለዚ፡ ንኹሉ ብዓቕሊ ምጽባይ። ኢሰያስ ክእለ ቀሪቡ ስለ ዝኾነ ዓቕሊ ዘይምጽባብ።

  • Hagherawi December 11, 2019

    ስለዚ፡ ንኹሉ ብዓቕሊ ምጽባይ። ኢሰያስ ክእለ ቀሪቡ ስለ ዝኾነ ዓቕሊ ዘይምጽባብ።

    Berhane Haile

    እሰያስ ምስ ከደ ህግደፍ ኣይክህሉን እዩ ፥ ዝብል ዘረባ ፥ ካብ ጹቡቅ ምንዮት ዝተበገሰ ክኾውን ይኽእል እዩ ። እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኩነታት ግን ብቀሊሉ ዝፍታሕ ጸገም ኣይመስልን።
    ህዝቢ ኤሪትራ ተጠርኒፉ ፥ ተወዲቡ ፥ ብሓባር እንተ ተቃሊሱ ፥ ተስፋ ኣሎ ።
    እሰያስ ጥራሕ እዩ ጸገምና እሉ ፥ ዘመደይ ፥ ወገነይ ፥ ውድበይ. .. ንሶም እዮም ውሕስነተይ እንተ እሉ ግን ፥ ክሳብ ህዝቢ ነበረ-ያ-ነበረ ዝኾውን ፥ ህግደፍ ኣብ ስልጣን ክህሉ እዩ።

Post a Reply to Hagherawi Cancel Reply