Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: እታ ስጉምቲ እትውሰደላ ናይ ዜሮ ሰዓት ኣኺላ `ላ !- ህጹጽ መልእኽቲ ስንኩላን ተጋደልቲ ኤርትራ – 2ይ ክፋል – Thurs, Feb 28, 2019

https://www.youtube.com/watch?v=Lw63kOn5CZc

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • natnangber February 28, 2019

    ሃገር ኤርትራ ንኽትከውን ሂወቶም ዝኸፈሉን ዝሰንከሉን፣ ንዝተሰውኡ ሕድሮም ጠሊሙ ንዝሰንከሉ ድምጾም ከይሰምዐ ፍትሒ ንዝሓተቱ ኣሲሩ ምስ ኢትዩጵያ ብምሽራኽ ዝገብሮ ዘሎ ናይ ጥልመት ጉያ-ጉያ ጠጠው ምባሉ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ጉዳይ እዩ። ስለዚ እቶም ንምክልኻል ሃገር ኤርትራ ብረት ተሓንጊጥኩም ዘለኹም ብረትኩም ገጥ ኣቢልኩም ንከዳዕ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንምምንጣል ዝውሰድ ናይ ጃጋኑ ስጉምቲ እዋናዊ እዩ።

  • Delai Fethi February 28, 2019

    ኣቱም ክቡራት ኣሕዋት ስንኩላን ተጋደልቲ እቲ ቃልኩም ቃልና እዩ። እንተኾነ መንፈዓት ኢሳያስ ዘይኮነስ ሕመቕ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ ንኣመን። ኣብ ሱሳሳታትን ሰብዓታትን ፈዳይን ንዝደለይዎ ሰብ ቀንጺሎም ይኸዱ ከምዝነበሩ ናይ ትማሊ ትዝታና እዩ። ሕጂ’ውን ኮምኡ ብሓደ ተባዕ ኣብ ዓዲ ዘሎ ጅግና ክትግበር ይኽኣል ኣዩ ዝብል እምነት ኣሎኒ። ምኽንያቱ ድሕሪ ሞት ጥዕና ቅበጽ እዩ። እቶም ንስሙ ናይ ጀነራልነት ማዕርግ ሒዞም ዘለው ደቂ ሃገር’ውን ከምቲ ኢስያስ ህዝቢ ኣጽኒቱ ሃገር ከረክብ ሃነፍነፍ ዝብል ዘሎ ንሳቶም ከኣ እታ ዘላቶም ዓቕሚ ትጠቂሞም በብሓደ ከይወደኦም ከሎ ኣድላይ ስጉምቲ ብምውሳድ ሃገርን ህዝብን ከድሕኑ ሕድሪ ጀጋኑ ኤርትራ ይጽውዖም ኣሎ። ምክንያቱ ብውዳበ ናይ ውሑዳት ተብዓት ነጥበ መቕይሮ ክመጽእ ከምዝኽእል እምንቶ ኣሎኒ።
    ኣምላኽ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ መዋጽኦ ይፍጠረሎም።

  • Genet-Original March 1, 2019

    EDF
    Where are you????? Do your responsibility! The country we all love is under attack from within. Our country is calling for you to do your job.

  • Temesgen March 1, 2019

    There is no such a thing as supporter or opponent of the regime at this Zero hour. All ethnic Eritreans should rally behind the same cause. We can’t afford to wait until we lose our country. Chopping the head of the beast is the only action that rescues our motherland from this grave danger.

  • Hagherawi March 1, 2019

    ነዚ ኣረመናዊ ስርዓት ክሳብ ሎሚ ክጸንሕ ፥ ዕድል ዝሃቦ ፥ “መንግስትና” ዝብል ናይ ሓሶት ፥ ናይ ነብሰ ምትላል ስነሓሳብ እዩ።
    ህዝቢ ንሙሉእ ህልቀት ኣጋሊጹ ዘሎ ስርዓት ዉልቀ መላኺ ፥ ከመይ ገይሩ እዩ “መንግስትና” ዝኸውን።
    “መንግስትና” እትብሎ ፥ ሕጋውነት ዘለዎ ፥ ብህዝቢ እተመርጸ ትካል ጥራሕ እዩ።
    መንግስትና ክሳብ ንመርጽ ፥ ነዚ ኣረመናዊ ጉጂለ ምእላይ ሃገራዊ ጉቡእ እዩ።

Post a Reply to Delai Fethi Cancel Reply