Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: ጉባኤ ህውሓት ምስ ሰልፊ ብልጽግና ኢትዮጵያ ከምዘይጽንበር ድሕሪ ምግላጹ – ስለያ ስርዓት ኢሳይያስ ሎሚ ኣብ ኣስመራ ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ

https://www.youtube.com/watch?v=O2OOFS-8Sm0&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Hagherawi January 8, 2020

    ትግራይ ብዘይ ኣብ ከባቢኣ ዝርከባ ዕዳጋታት ናብራኣ ክመሓየሽ ኣይክእልን እዩ።
    ኣብ ክንዲ ነቶም ኣብ ኣዲስ ዘለዉ ፖለቲከኛታት ንምፍርራሕ ዝግበር ተዋስኦ ፥ እሞ ኻኣ ምስ ግዜ ክቅህም ሙዃኑ ኩሉ ዝፈልጦ ፥ ንነባሪ ሰላም ምስራሕ እንተ ዝመርጹ ማሓሸ።
    ንኤሪትራ ከም ሃገር ንምድኻም ዝገበሩዎ ዉዲት ሎሚ ኣብኦም ተገምጢሉ ።
    ሕጂውን ኣብ ክንዲ ጉዳይ ዶብ ዓጺዮም ካብ ሰላም ዝጥቀሙ ፥ ኣብ ጎንናዊ ጉዳያት ግዜን ዕድላትን የጥፉኡ ኣሎዉ።

Post a Reply to Hagherawi Cancel Reply