Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: ጸብጻብ፡ ብኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ሰሜን ኣመሪካ ተወዲቡ ንፍትሒ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ

https://www.youtube.com/watch?v=597k2GCwu9A&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • ዶር ዮሃንስ ጙብሳ November 11, 2019

    ኩቡራት አቦታተይ፡ ንሓቅን ፍትሕን ሕልናዊ ፍርድን ደው ብምባልኩም፡ ዕዙዝ ልባዊ ምስጋናን ክብርን ይሃብኩም። ፈጣሪ ዓስብኹም የብዝሓዮ። ነዞም መጋበርያ ስርዓት ህግደፍ ክኾኑን፡ ብውዲቱ ክኽብኮቡን ዝመረጹ አቦታት ከም በዓል ኣባ ሉቃስ፡ ፈጣሪ ዝናዘዝሉ ልቢ ይሃቦም። ንኽቡር አቦና፡ አቡነ እንጠኔዮስ ድማ፡ አብታ ፈጣሪ እምበር ማንም ክምንዝዖም ዘይክአል መንበረ ስልጣኖም ተመሊሶም፡ ዕድመ ሂቡዎም፡ ነዞም ዝጋጋዩ ዘለዉ ሰብ ግዜ፡ ብዓይኒ ምሕረት፡ ክርእይዎም ዝኽእልሉ ባይታ ብሓይሊ አምላኽ፡ ከምዝፍጠር፡ አይጠራጠርን። ሰብ ብሕልና እምበር፡ ብስጋዊ ረብሓ አይነብርን። ሓቂ ዝሓዘ፡ ኩሉ ግዜ፡ ተዓዋቲ’ዩ። አምላኽ ንዓኹምን ንኹሎም ግፉዓትን ብርታዔ ይሃብ።