Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: News – ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ መሸጣ ሓሽሽ – ስምምዕ ፈረንሳን ኢትዮጵያን ሓይሊ ባሕሪ – ወጥሪ ኢትዮጵያ – ኒውዚላንድ – 15 March, 2019

https://www.youtube.com/watch?v=jlCx08h2kmk

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Berhane Haile March 16, 2019

    ዕላማ ኢሰያስ ንኤርትራን ኤርትራውያንን ምድምሳስ ስለ ዝኾነ ልክዕ ከምቲ ደርግ ኣብ ሰብዓን ሓሙሽተን ፈቲኑዎ ዝነበረ ኣብ መንእሰያት ወልፊ ሓሽሽ ናይ ምዝርጋሕ እከይ ተግባር ክቕጽሎ ምዃኑ ኣይንረስዕ። ብወገነይ ብዛዕባ ዘራእቲ ጫትን ሓሽሽን ኣብ 2005 ሰሚዐ ነይረ። እቲ ጫት በጻሕቲ ሃገር ኣዐኣብ ክመጽኡ ከለዉ ናብ ሰሜናዊ ባሕሪ ወሲዶም ጫት ይጋብዙዎም ነይሮም። ናይ ቀጠር ኣምባሳደር ድማ ጫት ክህሉ ኣለዎ ካብ ዝብሉ ዝነበሩ ሰባትዩ። ስለዚ፡ ህዝብና ክጥንቀቕ ኣለዎ።

  • ሃብተ March 16, 2019

    ኣታ ይኣክሎኩም እዚ ሓሶት ፈሪሀ እግዝኣቢሀር
    ዘይትገብሩ ክንደይ ጊዜ እሞ ሓሲኹም ዝጠቀመ
    ግን የለን
    ይኣክል ን ገዚፍ ሓሶት፨ ። ። ።

Post a Reply to ሃብተ Cancel Reply