Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: NEWS – ጽምብል ናጽነት ህግደፍ ብጻዕረሞት – ራዕዲ ኢሳይያስ – ምስንኻል ኢንተርነት – ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ኣብ ስደት፡ 08 ግንቦት 2019

https://www.youtube.com/watch?v=oDp1Ta_1-e8

aseye.asena@gmail.com

Review overview
7 COMMENTS
  • Ghezae Hagos May 9, 2019

    ዓገብ ዓገብ አሰና (ሐሰና) ቲቪ
    እቲ ንምሕሳው ከም ሽመት ዝወስድ ሓሰና ስብ ክዕዘበኒ ወይ ከይንዕቀኒ ከይበለ መዕልታዊ ውጹእ ሓሶት አብ ምዝርጋሕ ይርከብ አሎ፤ ሓሶት እንተደገምካዮ ሐቂ ይመስል ዝብል ዕላማ ሒዙ ዝጎዓዝ ዘሎ ሓሰና ቁርብ ካብቲ ሓሶቱ ንርኤ።
    ሓሶት፤ ብውሽጥን ብደገን ዝላዓል ዘሎ ህዝባዊ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ዝረዐደ መንግስቲ።
    ሐቂ፤ አብ ውሽጢ አስመራ ህዝቢ ዝተልምደ ሰላማዊ ሓዳሩ ካብ ምግባር ሐሊፉ ዝኾነ ህዝባዊ ምንቅስቓስ የለን።
    ሓሶት፤ አብ ጎደናታት አስመራ ዝለጠፉ ዘለዎ ፓምፍለታት።
    ሓቂ፤ አነ ብወገነይ ነዚ ዝተባህለ ፓምፍለታት ክርኢ ኣስመራ ኮለል ኢለ ዋላሓንቲ ክርክብ ወይ ዝረኸብ ሰብ አይርኤኹን።
    ሓሶት፤ ፈስቡክ፤ ዋትሳብ፤ ቫይፐር፤ ኢሞ፤ ካብ ትማል ሽውዕተ ግንቦት ክምዝዓጸዎ ምንጭታት ካብ አስመራ ሓቢሮም ።
    ሓቂ፤ አነ መዓልታዊ እየ ፈስቡክ ዝጥቅም ሕጂ እውን ብፈስቡክ እየ ዝጽሕፍ ዘለኹ ስልዚ እቶም ናይ ሓሶት ምንጭታት ካብ አስመራ ተጋግዮምዶ ክንብል።
    ሓሶት፤ ካብ 2005 ጀሚሩ ኩሉ ናይ ሓድሽ ህንጻ ምስራሕ ደው ኢሉ።
    ሓቂ፤ አብዚ ግዜ እዚ አብ ከባቢ ሓሊበትን ስምበልን ልዕሊ 1680
    ህንጻታት ናይ መንበር ገዛ አብ ምዝዛም ይርከብ። አብ ከባቢ ስፐይስን ካልኦት ከትማታት ናይ ኤርትራ እውን እዚ መስርሕ ይቕጽል አሎ።
    አብቲ ናይ ለንድን አኸባ አማኑኤል ኢያሱ ስቱዲዮ ሓሰና ግንቦት 24 ካብ አስመራ ፈንውኡ ክጅምር ኢሉሞ ምቕናይ ጥራይ፤ እዚ ሓሶት ከምዝኾነ ምስተፈልጠት እውን ሓሰና ድምብርጽ ከይበላ ሓሶታ ከምትቕጽል ፍሉጥ እዩ።
    ገዛኢ ሓጎስ
    ካብ ማእከል አስመራ

    • Awet Sewra May 9, 2019

      ገዛኢ ሲምካ አንተኮይኑ፥
      ኣታ ርኢሲ ዓካትዶ ኪኒብለካ ሪኢሲ ሃምሃም።
      ንበኣል ንሲኩም ኣበይ ኪሪደኣኩም ባርያ ህግደፍ ዛህላይ ማህላይ ፥፥
      ሚስ ሂዝቢካ ወጊን ኣታ ቢኢራይ ገደና ፥፥

    • Dawit May 10, 2019

      Haw Ghezae, we are all waiting so eagerly for the new Assenna studios in Asmara by May 24 2019 as promised by magician Amanuel Eyasu!!!!!! MIKINAY TIRAY!! Tezeymotikin TiEna alekin!!!

  • Kalighe May 9, 2019

    አብቲ ናይ ለንድን አኸባ አማኑኤል ኢያሱ ስቱዲዮ ሓሰና ግንቦት 24 ካብ አስመራ ፈንውኡ ክጅምር ኢሉሞ ምቕናይ ጥራይ፤ እዚ ሓሶት ከምዝኾነ ምስተፈልጠት እውን ሓሰና ድምብርጽ ከይበላ ሓሶታ ከምትቕጽል ፍሉጥ እዩ።
    ገዛኢ ሓጎስ
    ካብ ማእከል አስመራ
    ————+———

    ኣይተ ገዛኢ

    ማህያ ህግደፍ ፥ ዉዒሉ ሓዲሩ ፥ ነባሪ ኣይኮነን።
    ክሳብ ማኣስ እኻ ንእሰያስ ከተገልግል ?
    እዚ ሰይጣን ሰብኣይ ምስ ከደ ፥ እዞም እሱ ወይ ሞት ትብሉ ዘለኹም ፥ ኣብ ቅድሚ እቶም ኣቦታቶም ዝቀተልኩምሎም ዘኽታማት ቆልዑ እንታይ እኹም ክትብሉ ? ፥ እንታይ እኹም ከተመኽኒዩ ?
    ካድራት ህግደፍ ፥ ኣንቱም ጠላማት ፥ ማዓልቱኹም ቀሪባ ። እቲ ዝገፋዕኩምዎ ህዝቢ ፥ እነሆ ፥ ዝመስረትኩምሉ ጽልእን ቅርሕንትን ሰጊሮ ፥ ሓድነቱ ኣትሪሩ ፥ ነታ ዘዕነውኩምዋ ሃገሩ ከድሕን ፥ ብሓደ ተበጊሱ ኣሎ ።
    ሞት ንመራሕቲ ህግደፍ ፥
    ዓወት ንህዝቢ ኤሪትራ።

  • Temesgen May 9, 2019

    Why our May 24, 2019 resolution should be Eritrea without DIA & HGDF?
    28 years after the humiliating military defeat of the Ethiopian occupation army by gallant Eritrean people’s army, their old/new agent DIA is working day and night for his masters to roll back Eritrean Independence. If the people’s army had followed his order not to enter Asmara back on May 24, 1991, Eritrea wouldn’t have been liberated. This betrayal is just the tip of the iceberg. If we don’t learn from the past, history can repeat itself. Therefore, it is time for all 5 million Eritrean to rise up with overwhelming anger/mass protest against this beast & his dogs at the same time all over Eritrea and make Eritrea ungovernable.

    • Haben May 10, 2019

      I don’t agree more with you Temesgen
      Time to fight HGDEF with all possible ways.

  • Fedai Hine May 12, 2019

    ብስም ገዛኢ ሓጎስ ዝጽሕፍ ዘሎ ባእታ – ደጋፊ ሕዝግድፍ (ህግደፍ) ዘይኮነስ ባዕሉ ህግደፍ’ዩ። “ነ’ዓይ ነ’ንጭዋስ ኣብ ሎቖታ”!!!!!!!!!!

Post a Reply to Fedai Hine Cancel Reply