ሰሚናር - ዙሪክ ብምኽንያት 18 መስከረም ጅምላዊ ማእሰርቲ ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ ሓባራዊ ራእይ፣ ስሙር ቃልሲ፣ ንናይ ሓባር ዓወት ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ኣዕሩኽ ኣሰናን ስዊዘርላንድ፣ ንዘይሕጋውን ኣረሜናውን ማእሰርቲ ናይቶም ኣብ ሃገርና ቅዋማዊ መንግስቲ ክትከል፣ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ተኣታትዩ ግዝኣተ ሕጊ ክሰፍን፣ ፍትሒ ክነግስ፣ ቅኑዕን እዋናውን ፖለቲካዊ ሕቶ ዘቕረቡ 11