Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብዕለት 06/19/13 መዓልቲ ሰማእታት ብድምቐት ተዘኺሩ ኣምስዩ እቲ ብደንበ ተቓውሞ ዝተዳለወ መደብ ዝኽሪ መጀመርታ  ንሰማእታት ዝዝኽሩ ዝተፈላልዩ መዝሙራትን ናይ ዝኽሪ ደርፍታትን እዩ ተጀሚሩ። ቐጺሉ መንእሰያት ኣቦታት ኣደታት ሽምዓ ብምብራህ ነቲ ኸባቢ ንደቓይቅ ዘሬሞ፡ቐጺሎም ብሓባር ብምኽባብ ንደቓይቅ ናይ ሽምዓ ዘክሪ ገይሮም ፡ብድሕሪኡ እቲ መደብ ብምቕጻል ብመንእሰያት ዝቐረቡ ዝተፈላልዩ ንትርጉም

READ MORE

ብዛራ ደምኩም ጸረርታ ኣንጉዕኩም ፍሰሃ ሓጎስ ነጒዑ ጩራ ብርሃን መስዋእትኹም ንሰማያዊ ህዋ በሲዑ እንተ 'ቲ መላኺ ግን መስዋእትኹም ረሲዑ ንማሕላኹም ረጊጹ ከዲዑ። ብዝመኸኽኩሞ ጸሓይና መሊኣ በሪቓ ደስታ ዓሲሉዋ ኤረና ምሒር ወቂባ ጸቢቓ እንተ 'ቲ ኣረሜን ግን ንግምጃ ግርመኣ ጸሊኡዎ ጸሊም ሕብሪ ቀቢእዎ። ብዛራ ደምኩም ሰውሒ ሻኻ በቚሉ ህዝብና ዓሊሉ ዘውዲ ናጽነት ኣኽሊል ተቀቢሉ እንተ 'ቲ ተካል ግን ንሓርነት ጓዕጺጹ ቀቢሩ ናብ ባርነት ቀይሩ። ብሽያኽ ደም

READ MORE

ኣብዚ ግዜ ‘ዚ ሓደ ንሕልና ዘለዎም ኤርትራውያን ወትሩ ዘጨንቕ ሕቶ፣ ንሕና ኤርትራውያን ሓባራዊ ዕላማ ሓንጺጽና፣ ብሓድነት ነብስና ንምድሓን ለውጢ ንምምጻእ፣ ካብዚ ዝወርደና ዘሎ ስቅያትን መከራን ንላዕሊ ዝብእስ እንታይ ዓይነት ውድቀት ንጽበ ከምዘለና እዩ። ኣብዚ እዋን’ዚ፣ ኤርትራዊ ዘይሰኣኖ መሰል፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ዘይወረደ በደል ሃሰስ ኢልካ

READ MORE

ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስርዓት ህግደፍ ዑስማን ሳልሕ ካብ ውልቀመላኺ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ መራሒ ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር ዝተሰደ ፍሉይ ልኡኽ ንምብጻሕ ጽባሕ 20 ሰነ ናብ ጁባ ክኣትዉ ምዃኖም እምኑናት ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ትሕዝቶ

READ MORE

ብምኽንያት ቅነ ናጽነት ብስርዓት ህግደፍ ናብ ስዊዘርላንድ ተላኢኹ ምርኢታት ከካየድ ዝቐነየ ውሩይ ኤርትራዊ ደራፋይ መንእሰይ ሮቤል ምኪኤል ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ዑቕባ ከምዝሓተተ ተፈሊጡ። ሮቤል ምኪኤል ሓያለ ዜማታት ትግርኛ ዘቕረበ ሰፊሕ ህቡብነት ዝነበሮ መንእሰይ ስነጥበበኛ እዩ። ቀቅድሚኡ ኣብታ ብስርዓት ህግደፍ ንፕሮፖጋንዳ ዝተላእከት ጉጅለ ዝነበረ ውሩይ ደራፋይ ቢለን ኤልያስ

READ MORE

ጀጋኑ ሰማእታት ትሰምዑዶ ኣለኹም ሰብ ሕድሪ ጠሊሞም ዕላማ ራኢኹም ቅሳነት ስኢኑ እቲ ለዋህ ህዝብኹም ጌና ኣሎ ይሳቐ ቀጻሊ ብድሕሬኹም! ብስደት ጠፊኦም ኣሕዋትኩም ደቅኹም ወላድ መኻን ኮይኖም ይዋእ ወለድኹም *ጻኦት ተኸሲቱ ባዲሙ ደንቤኹም                *ብብዝሒ ምስዳድ *ኣውቶክራት ፈጢሩ ክቡር መስዋእትኹም!         *ዉልቀ መላኺ ኣብ ሓራ ሃገራ ብሓጐስ ስሒቓ ሰላም ከይትነብር ብደቃ ማምዩቓ ሕሰምን መከራን መሪሩ’ቲ ጭንቃ ምጻሩ ስኢና በዚሑ ጭፍለቓ ኣደ ጸልሚቱዋ

READ MORE

እወ፡ ብርግጽ ንዘይመውት መድሃኒት ኣለዎ! እምበር ኣስከሬን ናይዚንርእዮ ዘለና ህጻን መንእሰይ መሪሕ ፍትዊስ ብርግጽ ኣብ ድም ጹ ይራአየና ነይሩ። መዓስ ኣስከሬኑ ጥራይ፡ ብቐንዱ‘ምበር ብሰሪ ደላሎ ፖለቲከኛታት ሃገርና ዉልዶ ኣካላቱ ተተመዝሒቑ ክሽየጥ፡ ብሰንኪ‘ቶም ኣዒንቶም ብዶላር ዝዓወረ ኣብሶርያን ሊብናንን እናተዛወሩ ኣቐዲሞም ብመሸጣ ኩሊት ናይተን ብሂወት ተሪፈን ጸገማ

READ MORE

ክሳብ ሕጂ ስርዓት ህግደፍ፡ ብድሌት ወይ ግዴታ ኣብ ውራዩ ክትሳተፉ ኣብ ዘይትኣምንሉ ንጥፈታት ክትዋስኡ ከገድደኩም ጸኒሑ። ንስኹም ከኣ፡ እንተስ ብፍርሒ ወይ ጉርሒ ዝተሓተትኩሞ ክትገብሩ ጸኒሕኩም። ብ2 ሰነ፡ ነቲ ካብ ዲፕሎማስያዊ መዝነቱ ወጻኢ ብምሕላፉ፡ ናይ ካናዳ ሕጊ ብምጥሓሱ ከምኡ ውን ብው.ሕ.ሃ. ዝተበየነ ሕጊ ብምርጋጹ፡ ካብ ካናዳ ዝተጠረዘ

READ MORE

[caption id="attachment_11975" align="alignleft" width="640"] Photo by Dan Connel[/caption] እዚ ኣብ ስእሊ እትርእዩዎ ዘለኹም፣ ካብ ሸገራብ ብራሻይዳ ተጨውዩ ናብ በደዊን ሲናይ ድሕሪ ምሻጡ ኣብ ሓደ ምስጢራዊ ማሕዩር ንሓያለ ኣዋርሕ ከም ሳምና ክሓቅቕ ዝጸንሐ፣ ምስቶም ኣብዚ ሳልስቲ ብዜና ዝነገርናሎም 12 ግዳያት ንስክላ ዝደሓነ፣ መሪሕ ፍትዊ ዝብሃል ወዲ 15

READ MORE

ብዙሓት ሃገራት ዓለምና ምርጫ እንታይ ሙዃኑ ዘይፈልጣን፡ ቅዋም ዘይነበረንን እንከለዋ፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ 26 መጋቢት 1952ን ሃገራዊ ምርጫ ወከልቲ (ባይቶ) ከመዝገበረን፡ 10 ሓምለ 1952 ድማ ቅዋሙ ከም ዘጽደቀን፡ ነፍሲ ወከፍና ክንዝክሮ ኣለና። ቅዋም ዓዲ እንግሊዝ፡ ሱዕድያ ዶ ምርጫ ኬንያ ዶ ዚምቡዋበ ዘይኮነስ፡ ቅድም ቀዳድም ክንሕበነሉ፡

READ MORE

ንስዉኣትና ብኸመይ ንደብሶም?? ካብ ድሮ ናጽነት ኣትሒዙ በቲ “ኤርትራ ሕድሪ ስዉኣትና እያ፡ ስልጥንትን ብልጽግትን ኤርትራ ምፍጣር ድማ ደበስ ስዉኣትና፡” ብዝብል ናይ ህግደፍ ምስሉይ ጭርሖ ጸሚምና ኔርናን ኣለናን። መምዘኒ ናይ ዝኾነ መንግስቲ፡ ውድብ፡ ማሕበር፡ ሰልፊ ወይ ውልቀሰብ ዝብሎን ዝገብሮን ዝሳነ ድዩ ኣይኮነን? ዝብል ሕቶ ብእወታ ክምለስ ከሎ

READ MORE

[caption id="attachment_11947" align="aligncenter" width="599"] Photo by Dan Connel[/caption] ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብን ዶባት ኤርትራ ሱዳንንን ብራሻይዳ ተጨውዮም ናብ በደዊን ሲናይ ድሕሪ ምሻጦም  ንሓያለ ኣዋርሕ  ከም ጅሆ ተታሒዞም ኣብቲ ኣሰቃቒ ምስጢራዊ ማሕዩር ሲናይ ዘስካሕክሕ ስቅያት ዘሕለፉ 9 ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 12 ግዳያት ብዝተፈላለየ መንገዲ ድሒኖም ኣብ ትሕቲ ዑቕባ

READ MORE

ሃገረይ፣ ኣብቲ ንኡስ ዕድመይ ‘ክጋደል’ ኢለ በረኻ ክወጽእ ከለኹ፣ ሕማቕ ተማሃራይ ኣይነበርኩን። መምሃሪ’ውን ኣይሰኣንኩን። እኳ’ድኣ ልዕሊ መሓዙተይ ንፉዕ፣ ፈታው ትምህርትን ፈታው መጻሕፍትን ኢየ ነይረ። 1ይ 2ይ 3ይ ዲግሪ ሰቒለ፣ ዶክተር ፕሮፈሰር ምኾንኩ። ምስ ብርቱዕ ድርኺትን በሊሕ ኣእምሮን ኢየ ኣቋሪጸ። ሃገረይ - ምእንታኺ ኢየ ከርቲተ። ሕማቕ ሓረስታይ’ውን

READ MORE

ደሃዮም ሃበና! ኣንታ ገንሸል ህዝቢ ወዲ ዓሊ ጅግና ህዝብኻ ከተድሕን ንዓና ክሕሸና ሽዱሽተ ወርሕኻ ካብ ትፍለየና ከመይ ጸኒሑካ ናብራ ስውኣትና በል እስከ ተዛረብ ደሃዮም ሃበና? ናብራ ደቂ ህዝቢ ሞባእ ናይ ሓርነት ምስቲ ዓቢ ገንሸል ጽቡቕ ኣሎ ህይወት ብዋጋ መስዋእቶም ዝመጸት ናጽነት እምብዛ ሓዚኖም ክትቅየር ባርነት ሰላም ከሊኡዎም ዕረፍቲ ቅሳነት! ጀጋኑ ሰማእታት ከመይ ኢሎም ክቐስኑ ብግፍዕታት ምልኪ ህዝቦም

READ MORE

ኮማንዶ ናይ ስዊዝ! መንሽሮ ናይ ሃገር ሕማም ክፍውሱ ኮማንዶ ናይ ስዊዝ ግንባር እናፍረሱ ውሑዳት *ወይጦታት ሃገር ዘራኽሱ       *ንዑቓት፡ ዕላማኦም ዝኸሓዱ ስእሉ ኣንጠልጢሎም ክብሉ ንሕና ንሱ ኣብ መቓብር ሓዎም ሰቲ እናነስነሱ መጥፍኢ ሃገሮም *መስቴማ ይውድሱ!     *ሰይጣን *ሃሻታት ዓሲቡ ህዝቢ ንምትላል     *ብዛዕባ ነብሶም ጥራይ ዝሓስቡ ንጓይላን ጨፈራን እናበለ ፈስቲቫል ኣብዚ ዓዲ ፍትሒ ከይፍጽም ኣሽካዕላል ህግደፍ ከተባህርር ሰዓብቱ ብምድሃል ከም ኮማንዶ ስዊዝ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ፖለቲካ ናይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ፖለቲካ ቅልጡፍ ምቅይያር ክገብር’ዩ ጸኒሑ። ብፍላይ እቲ ምስ ኤርትራ ዝተኣሳሰር ሸነኻቱ ብናህሪ ክጐዓዝ ጸኒሑ። እቲ ዝያዳ ኣገዳሲ ድማ ተበግሶ ቀጠር ንሽምግልና ኤርትራን ኢትዮጵያን እዩ። ሀ. ተራ ቀጠር፡ ቀጠር ኣብ ጕዳያት ሰላም ማእከላይ ምብራቕ ይኹን ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትግደስ ካብ

READ MORE

ኢሰያስ ኣፍወርቂ ነቲ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ፎርቶ ዝተፈጸመ ስርሒት ኣመልኪቱ ኣብ ተለቪዥን ኤርትራ ክዛረብ ምስ ሰማዕኩዎ፡ ሓርበኛ ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ንኢሰያስን ሓበሬታን ኣመልኪቱ ዝሃቦ ቃለ ምስክርነት ተዘኪሩኒ። እቲ ሓርበኛ ምስ ሬድዮ ወጋሕታ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ፡ ኢሰያስ ካብ መጀመርያ 70ታት ኣትሒዙ ንሓበሬታ ብኸመይ ኣብ ውልቃዊ ረብሓኡ

READ MORE

ናጽነት ኤርትራ ፍረ 20 ሰነ መዓልቲ ስውኣት እያ፡፡ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ: ንኹሎም እቶም ንስለ ናጽነት ህይወቶም በጃ ዝኸፈሉ ጀጋኑና ብፍሉይ እንዝክረላ: መብጽዓና እነሓድሰላ: ክብርቲ ዕለት ስለ ዝኾነት፡፡ እቲ ምንታይ ጀጋኑና ንሞት እናተቐዳደሙ ግንባሮም እንተዘይህቡ፡ ኣነ ክሓልፍ ንስኻ ስዓብ ሕመረት መትከሎም እንተዘይ ገብሩ፡ 24

READ MORE

ሕብረት ኣፍሪቃ = ሕብረት መራሕቲ ኣፍሪቃ ዉድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ከም ኣህጉራዊ ዉድብ ክምስረት ከሎ፣ ብዘገምታዊ ጉዕዞ ንብምልእታ ኣፍሪቃ ኣብ ትሕቲ ሓደ መንግስቲን ሓንቲ ባንዴራን ናይ ምጥርናፍ ዕላማ ነይርዎ። እዚ ሓሳብ’ዚ ክልሰ ሓሳባዊ ጥራይ ኮይኑ ተሪፉ እምበር ከም ሓሳብስ ኣመና ዓቢ ሓሳብ እዩ። ይኹን እምበር እቲ ዉድብ፣

READ MORE

ግዝያዊት ኣሰናዳኢት ሽማገለ 20 ሰኔ 2013፣ ኩላትና ኣብ ኦስሎን ከባቢ ኦስሎን እንርከብ ኤርትራውያን ንሰማዕታትና ሓሙስ 20 ሰኔ ኣብ ሓደ ቦታ ተረኺብና ብሓባር ሸምዓ ብምውላዕ ክንዝክሮም ጻውዕት ተቅርብ:: ብዚ ኣጋጣሚ ኣሰናዳኢት ሽማገለ ናይዛ ፍልይቲ ዕለት እዚኣ፣ ንኹሉ ዜጋ ነዚ ዝስዕብ ምሕጽንታ ተቅርብ:: ኩሉ ዜጋ ተሳታፊ ናይዛ ዕለት

READ MORE

                             ወይዘሮ ወርቅሃ ሃይሉን ዕስራ ሰነን።                             11-06-13። ጽዋኽን ጥዒሙስ ኣካን‘ዃ ደጋጊምናዮ ወይዘሮ ወርቅሃ! ኣቀራርባኽን ኣዘነታትዋኽ ኣዘራርባኽን ኮታኩሉ ነገርክን እንታይ ክወጾ። ዋላ‘ዃ ዘይተፈለጠ ምስጢርክን ኣይሃሉ ‘ደፋር ሓታቲት‘ እንተዘይተካልፈክን ካልእ ናይ ውሻጠኽን ሳርማ መቕናዕክናኣ!! ንመዋግዕትኽን  ኣይትሓዛላ! ከምኡ ኢዩ ዝገብር በትሪ ሓቂ። እምበር ትምቢተ-ቀጠፍቲ እናሓደረ ክጋለጽ እንከሎስ ከምኣ ኢያ። ሓዳርክን‘ዃ

READ MORE