በቲ ናብ ትማሊ 14 ሰነ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ለንደን Grenfell Tower ኣብ ዝተባህለ 24 ደርብታት ዘለዎ ህንጻ ዘጋጠመ ከቢድ ቃጸሎ ናይ ዝሞቱ ግዳያት ቁጽሪ 17 ከምዝበጽሐ ፖሊስ ለንደን ሓቢሮም። 37 ግዳያት ኣብ ሆስፒታል ክንክን ይግበረሎም ከምዘሎ ብምግንዛብ ከኣ እቲ ቁጽሪ ክውስኽ ከምዝኽእል ስግኣቶም ገሊጾም።
በቲ ናብ ትማሊ 14 ሰነ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ለንደን Grenfell Tower ኣብ ዝተባህለ 24 ደርብታት ዘለዎ ህንጻ ዘጋጠመ ከቢድ ቃጸሎ ናይ ዝሞቱ ግዳያት ቁጽሪ 17 ከምዝበጽሐ ፖሊስ ለንደን ሓቢሮም። 37 ግዳያት ኣብ ሆስፒታል ክንክን ይግበረሎም ከምዘሎ ብምግንዛብ ከኣ እቲ ቁጽሪ ክውስኽ ከምዝኽእል ስግኣቶም ገሊጾም።
ሰብኡተን ኣብቲ ደረት ዘይብሉ ‘ሃገራዊ ኣገልግሎት’ ብምጽማዶም ደቀን ምንባይ ስኢነን ብዓቕሊ ጽበት ናብ ኢትዮጵያ ክሰግራ ኸለዋ ኣብ ዶባት ዝተሓዛ ዘለዋ ኤርትራውያን ኣዴታት፣ ሰበስልጣን ስርዓት ኢሳይያስ፣ ካብቶም ናባዪ ዘይብሎም ህጻናት ደቀን እናፈለዩ፣ ንዘይተወሰነ ግዜ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ይዳጉኑወን፣ 70 ሽሕ ናቕፋ ክኸፍላ የገድዱወን ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት
Order of the moment: “In Dictatorship, few individuals in power dictate the people by force. In any democratic ambiance, however, no political party or a group aiming at political power has the right to instruct the people how to manage their political situation but the
At the end of this introduction, I have written down, as briefly as possible, that part of my personal background (resume’) which, I consider, to be relevant to the matter I am about to present to several Eritrean communities in the US in particular and
There are very few Eritreans who went through the various periods of Eritrean history - Italian colonial period, British Military Administration, federation, liberation struggle and post-independence; one of them is an elder by the name of Woldeab Woldemariam who passed away on 16 May 1995.
ዝኸበርካ መጋድልተይን ወዲ መስርዐይን ስዒድ፡ ፈለማ ኩነታት ጥዕናኻ ክሓተካ ፍቀደለይ። በቲ ኣብ ኣካላትካ ዘሎ ደርዘናት እስኮጆታት ከምትሳቀ ዝስሓት ኣይኮነን። ኣብ ገድሊ እንከለና’ኳ፡ ነቲ ኣብ ነብስና ዝተደኮነን ዝተኻረየን ቁርጽራጽ ሓጻውንን ጠያይትን “ስልማት ናጽነት” ኢልና ኢና ንጽውዖ ኔርና። ገጽ ንገጽ ካብዘይንርእአ ድሮ 30 ዓመታት ኮይኑ’ሎ። ኣነ’ኳ፡ እታ ኣብ
https://www.youtube.com/watch?v=TUIBM3OYYIA&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=1LFpa3HBxKs&feature=youtu.be
ናብ ራድዮ ኣሰና እዚ ንሰዶ ዘለና ናብ ሓፋሽ ህዝቢ ብዝጥዕመኩም ከተቃልሕዎ ንሰደልኩም ኣለና ፣ሽመይ ንዓኩም ጉዱስ ሓውኩም ካብ ኤርትራ። ተቐማጦ ዓዲ ጋዕቤን ኣውያተናን ጥርዓናን ሰማዒ ስኢኑ፡ንግፋዕ ኣለና። ፍትሒ ተቐቢራ፡ መንግስትን መራሕትን ኣብ ዘይብላ ሃገር ኣመሓዳሪ ን/ዞ/ዓዲ ዃላ ኣቶ ተኽለብርሃን ምሕረትኣብ ብዘይ ኣገባብ ካብ ዕለት 10/04/2017 ክሳብ
እቲ እማመ ምእንቲ ክዕወት ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት “እማመ ንሓባራዊ ዕዮ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ” ኣውጺኡ ኣሎ። እዚ እማመ ብሃንደበት ዝመጸ ዘይኮነ መሪሕነት ሰልፊ በብግዜኡ ካብ ኣባላቱን ዝተፈላለዩ ወገናትን ክቐርብ ዝጸንሐ ለበዋታት ኣብ ግምት ኣእትዩ ክሓስበሉን ከጽነዖን ዝጸንሐ እዩ። እዚ ንርከበሉ
The Eritrean-Canadians Festival for Unity, Reconciliation and Justice in Toronto, Canada July 1-2 2017. BACKGROUNDER:- “The Eritrean-Canadians Festival for Unity, Reconciliation and Justice” scheduled to be held on July 1-2, 2017 in Toronto, Canada is the first of its kind and is expected to be a major attraction for
https://www.youtube.com/watch?v=CtqWKvoh038&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=pVFTOFvOWbE
https://www.youtube.com/watch?v=yfpWK5Uei5M&t=138s
ብልሙድ፡ ውድቀትን ሕላገትን ናይ ሓደ ምልካዊ ስርዓት፡ ውሽጣዊ ድኽመታቱን ጸገማት ሕብረተሰብን ንምሕባእ፡ ተዘሪናን ተጻብኦ ገጢሙናን እናበልካ ንኻልኦት ምጥቃን፡ ኣብ በዓላት ጓይላን መደረን ምብዛሕ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዘቁጸልጽሉ ሓደስቲ ጭርሖታት ምዝውታር፡ ኣብ ጎደናታት ዓቢ ወተሃደራዊ ምርኢት ምክያድ፡ መደረ መራሒ ምድግጋምን ምስልታቱ ኣብ ጎደናታት ምንጥልጣልን ከምኡ’ውን ዘይሕማምካ
ርእሰ-ዓንቀጽ ሰደህኤ እዋኑ ኣብ ዝሰሓተ ውድድር ተኣሊኽና፡ ነቲ ቀንዲ ዕማም ዘመንና ዝኾነ ምልጋስ ምልካዊ ስርዓት ዝግብኦ ትዅረትን ክብርን ከሊእናዮ ኢና። በዚ ዘየድማዒ ቀዳምነታት ዘመሳቕል፡ ዓቕምና ኣብ ካልኣዊ ጉዳያት ዘህልኽ ኣገባብ ኣቀላልሳ እንተቐጺልና ዕድመ መለኽቲ ክነውሕ ስቅያት ህዝብና ድማ መመሊሱ ክውስኽ እዩ። በዚ ምኽንያት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ
ጻማ ክቡር መስዋእቲ ክቡር ናጽነት ካብ ዝጥለም፡ እነሆ ናይ ካልኣይ ርብዒ ዘመን ቀዳማይ ዓመት ረጊጽና። ``ማሕበርካ ቦዀረ፡ ሻራኻ ተሳዕረ ኣይበሉኻ `` ከም ዝበሃል፡ ብሰሪ ብትም ምባልናን ተፋናጪልና በብውልቀ ምሕሳብናን፡ ውልቀመላኺ ዓጋቲ ስኢኑ ኣብ ዓለም ብዘይተራእየ ውስጠ ምጽናት መንእሰያትናን፡ ዕንወትን ድሕረትን ሃገርናን ብሚእቲ ዓመታት ዘይሓዊ ስምብራት
Addis Ababa - Ethiopians were still unable to surf the web via mobile networks on Tuesday, despite government claims the nationwide internet shutdown, which began a week ago, had been lifted. Africa's second most-populous country turned off its internet access without warning or explanation last week,
[caption id="attachment_30631" align="alignleft" width="900"] ቤትጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣቡ ደቢ (ኣብ ጐድኑ ቤትጽሕፈት ህግደፍ ኣሎ) ቤትጽሕፈት ኤምባሲ ህግደፍ (ኣብ የማናይ ሸነኽ ዘላ ባንዴራ ኤርትራ ተዓዘብ)[/caption] ህግደፍ በቲ ሓደ ካብ ሃገሮም ንዝውጽኡ ዜጋታቱ ኣብ ዶብ ሃገሮም ብጥይት ክቐትሎም ከሎ፡ በንጻሩ ሰላማዊ ህይወቶም ክኣልዩሉ ኣብ
On Interview with Temesgen Rusom from Munich Re a Scheduled National Dialogue: Assenna, May 23 AND GI’s direct contact and outstanding achievement with the group I dedicate this work to our gallant defenders of the grassroots movement in Europe, Ammanuel Eyasu and the Assenna family at
እቲ ዋና ተልእኾ ፥ ማሕበር ምጥርናፍ ኣምስተርዳምን ከባቢኣን ፡ “ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራን ልዕላውነትን ብምርግጋጽ ፥ እዋናዊ መድረኻዊ ቃልስና፥ ሃገርን ህዝብን ካብዚ ወሪድዎ ዘሎ ስቓይ ንምድሓን ኣብ ዝሰፍሐ ንህዝብና ዝእክብን ዝጥርንፍን ዓውደ መቃለሲ ኣብ ትሕቲ ንጹርን ግሉጽን ሓባራዊ ባይታ ኣንጻር እቲ ጸረ - ፍትሒ ዝዀነ ስርዓት
https://www.youtube.com/watch?v=eHQM1cpJT74&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=QnA8_9rpBMI
ኣብ ከተማ ለንደን፣ ብሓንቲ ‘ቫን’ ሰባት ብምርጋጽ ፣ከምኡ ‘ውን ብናይ ካራሩ ብግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ትማሊ ምሸት ህይወት ሸውዓተ ሰባት ድሕሪ ምሕላፉን 48 ሰባት ድሕሪ ምቝሳሎምን፣ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ዓዲ እንግሊዝ ትሬዛ መይ 'enough is enough' (ደጊም ይኣክል) ብምባል እስላማዊ ግብረሽበራ ደው ንምባል ሓያል ግብረመልሲ ከዘድሊ ምግላጻ ሮይተርስ
By Estelle Shirbon and William James | LONDON British Prime Minister Theresa May called on Sunday for a stronger response to Islamist extremism after three attackers drove a van into pedestrians on London Bridge and stabbed others nearby, killing seven people and injuring 48. London's Metropolitan Police arrested 12 people in the
መዓልቲ ስዉኣት ብምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ክትዝከርን ክትክበርን ዘለዋ መዓልቲ ምዃና ዝስሕቶ ሰብ የሎን። የግዳስ ምስ ምንዋሕ ግዜ ይኹን፡ ምረት ናይቲ እዋን፡ ክብሪ ናይዛ ታሪኻዊት ዕለት ከህስሱ ዝፍትኑ ሰባት ኣይተሳእኑን። ውልቀመላኺ ኢሳያስ ንመዓልቲ ስዉኣት ብቓላት’ምበር ብግብሪ ዘየኽብራ ክነሱ፡ ዓመት መጽአ ስምዒት ህዝቢ እናተንከፈ ከም መሸቀጢ ክጥቀመላ
by Habte Hagos; Eritrea Focus Eritrea Focus and Freedom United organised a successful anti-slavery campaign outside the Chelsea Flower Show, London, on 23 and 27 May 2017, the opening and closing days. The event was eloquently captured by Assenna and can be found [here]. Eritrea Focus is
https://www.youtube.com/watch?v=0qMA9cTHKlE
ዋና ዳይረክተር ሃገራዊ ቦርድ ላዕለዋይ ትምህርቲ ኤርትራ ኮይኑ ን ኣስታት 10 ዓመታት ክሰርሕ ዝጸንሐ ዶር ታደሰ መሓሪ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብ ስርዓት ህግደፍ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ምንጭታት ሓቢሮም። ዶር ታደሰ መሓሪ ዝደስከለሉ ምኽንያት ብልክዕ ኳ እንተዘይተፈልጠ፣ እቲ ስርዓት ንኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ኣፍሪሱ፣ ቆእቲ ስርዓት ንኣካዳምያዊ ውጽኢት ዓሊሙ
(ንበዓል ግንቦት 24, 2017 ኣብ ሳንድየጎ ዝተዳለወ) ዝኸበርኩም አሕዋትን አሐትን ደቂ ሃገር!! ሎሚ መዓልቲ መበል 26 ዓመት ጽንብል ነጻነት ኤርትራ ከነብዕል ከለና፣ ብሐደ ወገን ህዝብና ከይተሐለለ ተስፋ ከአ ከይቆረጸ አቐዲሙ ብሰላማዊ ፖለቲካዊ አቀላልሳ፣ ቀጺሉ ከአ 30 ዓመታት ዝወሰደ መሪር ብረታዊ ተጋድሎ ጸረ ባዕዳዊ ሐይሊታት ብሰዓርነት ነጻነቱ
ካብ 2017-18 ክኸውን ዘለዎ መድረኻዊ ዕማም ፖለቲካዊ ውድባትን፣መንእሰያትን፣ ህዝብን (ንበዓል ግንቦት 24, 2017 ኣብ ሳንድየጎ ዝተዳለወ) ኣቐዲመ ንማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ፣ ሓድሽ ውደባን ኣሰራርሓን ኣማዕቢላ፣ ንዝተፈላለየ ሓሳባት ዘለዎም ጸሓፍቲ ከተተኣናግድ ብዝገበረትልና ዕደመ ዝለዓለ ምስጋናይ አቕርብ። ኣስዒበ ከኣ ንኹልኹም ኣባላትን ኣጋይሽን ዕድሜና ኣኽቢርኩም በዓል ነጻነትና ብፍሉይ ኣገባብ ንምብዓል
(ንበዓል ግንቦት 24, 2017 ኣብ ሳንድየጎ ዝተዳለወ) ኤርትራ እኳ ጥንታዊትያ ብቐደማ መሬተ ነገስታት ፑንተ ነበረ ስማ ምድረ ባሕሪውን ተባሂላ ካብ ፈለማ ባሕረ ነጋሲ ትሸይም ከም ስማ ድባርዋ ነበረ መናገሻ ከተማ መግዝእቲ ቱርኪ ን300 ዓመታት ተጸሚማ ግብጺውን ን 17 ዓመታት ደገማ ከይዕረፈት ብዘይ ፈውሲ ንሕማማ ፋሺሽቲ ጥልያን መጸ ዝረግጽ ብጫማ። 2ይ ውግእ ዓለም ንጥልያን ኣባረረ መግዛእቲ ቀጸለ
ብቐዳምነት ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕካ። ኣብ ሂይወትካ ዝተማልኤ ጸጋ-ጥዕናን ሰላምን ቅሳነት ንኽህልወካ ናይ ወትሩ ትምኒትና እዩ። ንሕና ብዘይካቲ ናይ ኩልና ሻቕሎት ኮይኑ ዘሎ ሃገራዊ ጉዳይ እንተዘይኮይኑ፡ ካልእ ጽቡቕ ኣለኹ። ዝኸበርካ ረድኢ፡ ኣብ መደብ ህይወትና ምስ ራድዮ ድምጺ ኣሰና ዝገበርካዮ ቃለ-ምልልስ ክንሰምዖ ክኢልና፡፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሓሙሻይን
https://www.youtube.com/watch?v=jIGHegTtrec&feature=youtu.be
The Saudi-led coalition’s near three-year conflict in Yemen appears to be converging on the Houthi-controlled city of Hodeidah. Foreign diplomats, international humanitarian NGOs, and experts have rightly voiced concerns of the humanitarian disaster that would result if an operation to recapture the city takes place.
Nearly 100 Christians have been arrested this month in Eritrea, the one-party East African state that is among the world’s most repressive, according to World Watch Monitor, which reports on the persecution of Christians. The arrests come ten years after the regime of Isaias Afwerki, the
https://www.youtube.com/watch?v=SW1St7ruMJk&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=2kzvw7s_MhI
https://www.youtube.com/watch?v=Y7NxldJM02I