ድሮ ግንቦት 24 2016 ንኣምላኽና ነመስግኖ  ንመበል ዕስራን ሓሙሽተን ዓመት ኢዮበልዩ፡ ካብ ተኸታታሊ ናይ ባዕዳውያን ገዛእቲ ጭቆናን ባርነትን፡ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብመሪሕ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን ህዝባዊ ሰራዊትን ናጻ ኣውጺኡ ናብዚ ዘብጽሓና። ኣብቲ መጠረሽታ  ህዝባዊ ሰራዊት ነስመራ ምእታው ኣብ ዝተቓረበሉ ኣዋን፡  ብዙሓት

READ MORE

[caption id="attachment_28167" align="alignleft" width="150"] ኣብርሃም ዑቕበኣብ ገብሪሂወት - ትውልዲ ዓዲ ሓጺና ን/ዞ ዓረዛ፣ ዝጠፍኣሉ ዓ. ም. 2001 ካብ ጎኜ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ 0046704045377 ፍቓዱ፣ 002917267518 ፍሻለ ኢልኩም ድውሉ፣[/caption]

READ MORE

ኣብ ሕብረተሰብና፡ ነቲ ቅቡል ባህሊ፡ ልምድን ክብርን ጥሒሱ ዘይንቡርን ጽዩፍን ተግባራት ንዝፍጽም ሰብ፡ ሰይጣን፡ ዲያብሎስ፡ ኣራዊት፡ ኣረሜን፡ ብዓለገ ዝብሉን ካልኦትን ቅጽላት ኣስማት ይወሃቦ። እዞም ኣነወርቲ ተግባራት ሓላፍነት ሃገርን ህዝብን ዝተሰከመ ሰብ ምስዝፍጸም ድማ ተወሳኺ ሚዛንን ኣቃልቦን ይወሃቦ። ኣብዚ ዘለናዮ መዋእል፡ ጽቡቅ ተግባራት ዝፍጽሙ’ዶ ሕማቅ ተግባራት

READ MORE

መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸብጻቡ ዘቕርበሉ መዓልታት እናተቓረበ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን ብኡ መጠን ክቱር ጭንቀቱ እናዓረገ ዝኸይድ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ጸብጻብ ንምቍንጻብ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ክእክቦ ዝፈተነ ፌርማታት ምእካል ስለዝኣበዮ፣ ‘ግንቦት ሰባት’ ዝተባህለ ተቓዋሚ ውድብ ኢትዮጵያ

READ MORE

መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸብጻቡ ዘቕርበሉ መዓልታት እናተቓረበ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን ብኡ መጠን ክቱር ጭንቀቱ እናዓረገ ዝኸይድ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ጸብጻብ ንምቍንጻብ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ክእክቦ ዝፈተነ ፌርማታት ምእካል ስለዝኣበዮ፣ ‘ግንቦት ሰባት’ ዝተባህለ ተቓዋሚ ውድብ ኢትዮጵያ

READ MORE

ሓደ ካብ ፍሉጣት ስፖርተኛታት ዓለምና ውሩይ ናይ ጉጥጢ ተጻዋታይ መሓመድ ዓሊ ክለይ ኣብ መበል 74 ዓመቱ ሎሚ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ፎኒክስ ኣሪዞና ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ። ንሱ በቲ ፓርኪንሰን ዝብሃል ሕማም መሊሱ ብዝተጋደደ ናይ ምስትንፋስ ሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽንሕ እዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።  መሓመድ

READ MORE

ሓደ ካብ ፍሉጣት ስፖርተኛታት ዓለምና ውሩይ ናይ ጉጥጢ ተጻዋታይ መሓመድ ዓሊ ክለይ ኣብ መበል 74 ዓመቱ ሎሚ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ፎኒክስ ኣሪዞና ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ። ንሱ በቲ ፓርኪንሰን ዝብሃል ሕማም መሊሱ ብዝተጋደደ ናይ ምስትንፋስ ሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽንሕ እዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።  መሓመድ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ን ኩፖን ከም ምሳርሒ ብምጥቃም፣ ካብቲ ናይ ዘበን ቀበሌ ብዝኸፍአ መንገዲ ብመንገዲ ምምሕዳራት ብጸቕጥን ኣስገዳድን ካብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ዝኣከቦም ኣሽሓት መንእሰያት ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ንታዕሊም ናብ ከባቢ ኣቑርደት ከምዘውረዶም ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ካብ 17 ክሳብ 21 ዝዕድሚኦም መንእሰያት ብዝተፈላለየ መኽንያት ካብቲ

READ MORE

እቲ ህዝቢ እሂን ምሂን ተበሃሂሉ ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ከየልዕል ከብዱ ሓቝፉ ሎሚ ጽባሕ እናበለ ዝነበር ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ባዕሉ ንዘደስከሎምን ዝተፋነዉን ኣብ ኣስመራ ዝርክቡ ተጋደልቲ ነበር ቅሳነት ንምኽላእን ንምቍጽጻርን ኣውቶቡሳት ጽዒኑ ንጉሆ ንጉሆ ናብ ዓሻ ጎልጎል ወፊሮም ብዘይቁምነገር ንምሸቱ ናብ ኣስመራ ከምዝምለሱ

READ MORE

“ . . . እዚ ናባይ ዝበጽሐ ቀሊል ኢዩ፡ ዝሓለፈ ዘይኮንኩ ዝርኢ፡ ናይ መጻኢ’የ ዝርኢ፣ ህዝባዊ ቃልሲ ስለዝኾነ እዚ ዕሽር ካብቲ ነዊሕ መገዲ ጉዕዞና ንሓርነት ወዲ-ሰብ’ዩ፣          ሕጊ እንዳባሲ ብዘይብረት ኢዩ ህዝቢ ዝዳኒ ነይሩ፡ ካርሸሊ ኣይነበሮ ፖሊስ ኣይነበሮ፣ ሽፍታ እንተኾይኑ ንጹግ ኢዩ፡

READ MORE

ስዉእ ይነብዕ ኣሎ ስዉእ ይነብዕ ኣሎ ዕረፍቲ ሓሪምዎ ኣውያት ህሉዋት ድቃስ ከሊእዎ ተግባራት ጠላማት ምጽዋር ስኢንዎ ብህይወት ዝገደፎም ስዒቦሞ መቃብር ጸቢብዎ። ስዉእ ይነብዕ ኣሎ መልኣከ ሞት ኣንጸላልይዎ ኣብ መቃብሩ ደምን ንብዓትን ዝዒግዎ ሓድሽ ኣዕጽምቲ ሓቅይዎ ከቢብዎ ዕረፍቲ ኣይረኸበን ጥርዓን ስድራቤት መሪርዎ። ስዉእ ይነብዕ ኣሎ ሕድሩ ስለዝተጠልመ ዋጋ መስዋእቱ ባህግታቱ ስለዝቀሃመ ሓቂ ከይዛረብ ኣፉ ስለዝተሎጉመ ንፍትሒ ናጽነት ሰማዒ

READ MORE

  ንነጻነትን ሓርነትን ተቓሊስካስ ንባርነት ኣሻሓት ኣሰዊእኻስ ዳግመ መስዋእትነት ደቅኻ ከፊልካስ ደቂ-ደቕኻ ንስደት ድሕሪ ሳላሳ ቃልሲ ንነጻነት ንርብዒ ዘመን መሰልካ ክዝመት ሃየ ድኣ ተላዓል ዓይንኻ ከይዕመት።   ቀዳሞትስ ብፖለቲካ ንነጻነት ሞጊቶም ዳሕሮዎት ካኣ ተቓሊሶም ነጻነት ኣምጺኦም ዝተርፉ እውን ፈልሲ ሓርነት መስሪቶም መንእሰይ ግደኻ ብዓወት ሓርነት ክትድብሶም መክቶም ንዓመጽቲ ክጠፍኡ ብሱሮም ሻምላኻ ኣልዕሎ ንህዝብኻ ኣድሕኖም።   ቃልሲ ኣይቦኩርን’ዩ ጭቆና ስጋብ ዘሎ ንመሰልካን

READ MORE

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ

READ MORE