Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Breaking News:ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ (Cecafa) ክትሳተፍ ናይ ዝጸንሐት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ 9 ተጻወቲ እንተላይ ኣሰልጣኒኦም ዑመር ኣሕመድ ኣብ ኬንያ ዑቕባ ንምሕታት ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ከምዝራሕርሑዎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ናይሮቢ ሓቢሮም።

ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ (Cecafa) ክትሳተፍ ናይ ዝጸንሐት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ 9 ተጻወቲ እንተላይ ኣሰልጣኒኦም ዑመር ኣሕመድን ሓለቓ ጋንታ ሃይለ ጎይቶኦምን ኣብ ኬንያ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ከምዝራሕርሑዎ ምንጭታት ኣሰና

ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ (Cecafa) ክትሳተፍ ናይ ዝጸንሐት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ 9 ተጻወቲ እንተላይ ኣሰልጣኒኦም ዑመር ኣሕመድን ሓለቓ ጋንታ ሃይለ ጎይቶኦምን ኣብ ኬንያ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ከምዝራሕርሑዎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ናይሮቢ ሓቢሮም።

እቶም ክልተ ቐዲሞም ካብታ ጋንታ ተሸሪቦም ከምዝጸንሑ ክፍለጥ ከሎ፣ እቶም ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ዝርከቦም 7 ኣባላት ግን ድሒሮም ዝጠፍኡ እዮም።

ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና፣ ምስዞም ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖሞ ዘለዉ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ክንዛራረብ ንፍትን ከምዘለና እናሓበርና፣ እንተሰሊጡና ድሕሪ ሓደ ሰዓት ማለት ሰዓት ሰለስተ ድሕሪ ቀትሪ ብናይ እንግሊዝ ኣቋጻጽራ ኣብ ሳተላይይትን ኦንላይንን ፈነወ ራድዮ ኣሰና ከነቕርበልኩም ምዃና ነዘዘኻኽረኩም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
55 COMMENTS
  • selam December 10, 2013

    bye bye failed state,no body stands to his right…finish

Post a Reply to selam Cancel Reply