Breaking News: መንግስቲ ጥልያን “ህዝባዊ ስነስርዓት ቀብሪ” ግዳያት ላምፐዱዛ ንጽባሕ ሰኑይ ክግበር ወሲኑ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

መንግስቲ ጥልያን “ህዝባዊ ስነስርዓት ቀብሪ” ግዳያት ላምፐዱዛ ንጽባሕ ሰኑይ 21 ጥቅምቲ፣ ሰዓት 4፣00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣግሪጀንቶ (ሲሲልያ) Agrigento (Sicily) ክግበር ወሲኑ ከምዘሎ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ዓዲ ጥልያን ሓቢሮም። እቲ ግዜ ሓጺር ‘ኳ እንተኾነ፣ ብዝተኻእለ መጠን

መንግስቲ ጥልያን “ህዝባዊ ስነስርዓት ቀብሪ” ግዳያት ላምፐዱዛ ንጽባሕ ሰኑይ 21 ጥቅምቲ፣ ሰዓት 4፣00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣግሪጀንቶ (ሲሲልያ) Agrigento (Sicily) ክግበር ወሲኑ ከምዘሎ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ዓዲ ጥልያን ሓቢሮም።

እቲ ግዜ ሓጺር ‘ኳ እንተኾነ፣ ብዝተኻእለ መጠን ኩሉ ኤርትራዊ ኣብቲ ስነስርዓት ቀብሪ ተረኺቡ ነቶም ንጹሃት ኤርትራውያን ክንዲ’ቶም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ቤተሰቦም ኮይኑ ብኽብሪ ከፋኑዎም ነተሓሳስብ።

መንግስቲ ጥልያን ዛጊት ብዘይተነጸረ ምኽንያት ንምድላው ዝበቅዕ እኹል ግዜ ‘ኳ እንተዘይሃበና፣ ብትዕጽጻፍ ኣብቲ ቦታ ተረኺብና ሃገራዊ ሓዘና ብምግላጽ ሞራላዊ ሓላፍነትና ክንስከም ግቡእ እዩ።

ሓበሬታ ብዛዕባ ተኽእሎታት መጓዓዝያ ክህቡና ኣብ ዓዲ ጥልያን ንዝርከቡ ኤርትራውያን ተወኪስና ኣለና። ብዝቐልጠፈ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ክንዝርግሖ ምዃና ድማ ንሕበር።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
40 COMMENTS
  • RAHEL October 19, 2013

    DEAR ERITREANS inside, no one can stop this unspeakable suffering you are induring ,it is only you .stand up fight back, take individual action ONE PERSON CAN MAKE A DIFFERENCE .YOU HAVE ONLY TO CUT THE HEAD OF A SNAKE .any one that has a chance to come near those few leaders take action individually,make a difference unchain your people.

  • Lone Selam October 19, 2013

    the Eritrean government will charge Nakfa 5000 to parents who left the military service . So there is a fear whenthese bodies arrive Eritrea their parents will be charged 5000 Nakfa each.

  • Lone Selam October 19, 2013

    the Eritrean government charges5000 nakfa to parents who their children left the military service . So there is a fear whenthese bodies arrive Eritrea their parents will be charged 5000 Nakfa each.

POST A COMMENT