Breaking News: ካብ 82 ዘይውሕዱ ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፓዱዛ ( ጥልያን) ሞይቶም።

ኣስታት 500 ስደተኛታት ሒዛ ናብ ከባቢ ላምፓዱዛ ትኣት ዝነበረት ጃልባ ብዘጋጠማ ሓደጋ ዛጊት ብውሑዱ 70 ስደተኛታት ሞይቶም ከምዘለዉ፣ ኣቲ ናይ ምድሓን መስርሕ ኣብዚ ኣዋን’ዚ ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ዓዲ ጥልያን ሓቢሮም። ቁጽሪ ምዉታት ክውስኽ ከምዝኽእል ይሕበር። ጠንቂ

ኣስታት 500 ስደተኛታት ሒዛ ናብ ከባቢ ላምፓዱዛ ትኣት ዝነበረት ጃልባ ብዘጋጠማ ሓደጋ ዛጊት ብውሑዱ 70 ስደተኛታት ሞይቶም ከምዘለዉ፣ ኣቲ ናይ ምድሓን መስርሕ ኣብዚ ኣዋን’ዚ ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ዓዲ ጥልያን ሓቢሮም።

ቁጽሪ ምዉታት ክውስኽ ከምዝኽእል ይሕበር።

ጠንቂ ናይቲ ሓደጋ እታ ጃልባ ኣብ ገምገም መሬት ክትበጽሕ ሓደ ኪሎሜተር ምስ ተረፋ ዘጋጠማ ቃጸሎ ሓዊ ምዃኑ ተፈሊጡ ሎ።

ኣብታ ጃልባ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ከምዝነበሩ ተፈሊጡ።

ኣብ ቀጻሊ ዝርዝራዊ ሓበሬታ ከነቕርበልኩም ኢና።  

aseye.asena@gmail.com

Review overview
11 COMMENTS
  • MightyEmbasoyra October 3, 2013

    This is very sad. Forget HGDF, they are probably laughing and celebrating now when they hear this kind of news.
    The question is, what are the opposition leaders now doing? These guys are probably as bad as HGDF.
    I think our focus need to be more on those opposition leaders? What the heck are they doing? How do they call themselves opposition leaders if they don’t wake up in this kind of disaster?

POST A COMMENT