Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

BREAKING NEWS: ህጹጽ ዜና፣ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብወገን ጸሮና፣ ካብ ሎሚ ወጋሕታ ጀሚሩ ንሓያለ ሰዓታት ብርቱዕ ውግእ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሓቢሮም።

ህጹጽ ዜና፣ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብወገን ጸሮና፣ ካብ ሎሚ ወጋሕታ ጀሚሩ ንሓያለ ሰዓታት ብርቱዕ ውግእ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሓቢሮም። ካብ ሎሚ ወጋሕታ 12 ሰነ 2016 ጀሚሩ፣ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብወገን ጸሮና ሂደት ኪሎሜተራት ናብ ዶባት

ህጹጽ ዜና፣ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብወገን ጸሮና፣ ካብ ሎሚ ወጋሕታ ጀሚሩ ንሓያለ ሰዓታት ብርቱዕ ውግእ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሓቢሮም።

ካብ ሎሚ ወጋሕታ 12 ሰነ 2016 ጀሚሩ፣ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብወገን ጸሮና ሂደት ኪሎሜተራት ናብ ዶባት ቅድም ኢሉ፣ ንሓያለ ሰዓታት ዝቐጸለ ብርቱዕ ውግእ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሓቢሮም።

እቲ ኣጋር ሰራዊትን ከበድቲ ጽዋርን ዝተሳተፉዎ ውግእ፣ ብዓይነቱን ዓቐኑን ካብቲ ኣብ ዶባት ሓሓሊፉ ዘጋጥም ግጭትን ቶኽስን ኣዝዩ ዝተፈልየ ምዃኑ ክፍለጥ ተኻኢሉ።

ሰራዊት ኢትዮጵያ ንከባቢ ኣኽራን ተቖጻጺሩ፣ ናብ ዑና ይስሓቕ ዝብሃል ዓዲ ገጹ ይግስግስ ምህላዉ፣ ከቢድ ብረት ‘ውን ንከተማ ጾሮና ሓሊፉ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ከምዝዓለበ እቲ ሓበሬታ ብተወሳኺ የረድእ። ብፍላይ ከቢድ ብረት ኣብዚ ዳሕረዋይ ሰዓታት ዝግ ኢሉ ኳ እንተሎ፣ ገስጋስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ይቕጽል ከምዘሎ እቲ ሓበሬታ የመልክት። እቲ ውግእ ደው ከምዝበለ ድማ መረጋገጺ የልቦን።

ኣብ ዶባት ዝርከብ ህዝብና ኣብ ሻቕሎት ከምዝርከብ ድማ ተፈሊጡ።

ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ሰብን ንብረትን ብዛዕባ ዝወረደ ጉድኣት ዝተረኽበ ሓበሬታ የለን።

ነቲ ውግእ መን ከምዝጀመሮ ‘ኳ ዛጊት ንጹር ሓበሬታ እንተዘይረኽበ፣ ብወገን ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዶባት ጽዑቕ ወተሃደራዊ ምድላዋት ክግበር ጸኒሑ እዩ።

እቲ ንመንእሰያት ናብ ስደት ከምዝበታተኑ ብምግባር ንሓይልታት ምልክልኻል ኤርትራ ዘቖንቆኖ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ካብ ሰራዊት ብሓፈሻ ሓቢኡ ብፍላይ ንኣዘዝቲ ሰራዊት ነዚ ወተሃደራዊ ኩነታት ብስምጢር ኣቐዲሙ ሓቢሩዎም እዩ።

ክቡራት ሰማዕትና ዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ዝረኸብናሉ ሰዓት ዝተማልአ ሓበሬታን ምዕባለታት ናይዚ ኩነታትን ከነስዕበልኩም ኢና።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
35 COMMENTS
  • Merhawi June 12, 2016

    congradulation you stuipid Eritrean oppossitions !

  • Merhawi June 12, 2016

    congradulation Minminded Eritrean oppositions !

  • ስሎሙን ሊበን June 12, 2016

    ደምበር ኤርትራዊያን ኢኩም እንታ ብጃካትኩም ንስልጣን ክትብሉ ንሃገርና ሕማቅ እይትመነዩ ካብ ህግደፍ እንታይ እዩ መፍለይኩም።

  • ertra n ertrawyan June 12, 2016

    Entay delyom? n Issayas baelna alenayo!!!!!!!!

    • AHMED SALEH !!! June 12, 2016

      Dikhmetna iyu abzi awdikuna zelo imber ab mengho Issayas -Weyane
      zinebere mistir nab hadegha kem zebxehana ghizye meskirulna alo .
      Iti zehzn meskin hizbi bezom aremenye ziwerdo zelo xebeba kebid iyu.
      Ab zihalefe kwinat zitefexeme ghebenat zifelt tirah iyu zifelto .

  • Mic June 12, 2016

    PFDJ if you really love your country go back and support your dictator?

  • Shewit June 12, 2016

    😢😢😢😢😢😢

  • Winta gerezgiher June 12, 2016

    ሰይ ሰይ ሕጂ መጸት ፍታሕ ግን ኢትዮጵያ ን ኤርትራ ክትገዝእ ዘይሕለም ዩ

  • sami June 12, 2016

    አዚ ንመራሕቲ ወያነ መራሕቲ ህግደፍ ዘይኮነ አቲ ጉዳት ነቲ ዉጹዕ ህዝብታት አዩ አቲ ጉዳት

    • AHMED SALEH !!! June 12, 2016

      Thank you Sami for your concern to those poor victims from HGDF-WEYANE
      nest love refused to divorce .

  • ተመስገን June 12, 2016

    ውግእ ዝደልይ ዝኾነ ኤርትራዊ የለን። ግን ከኣ እዚ ሕሱር ስርዓት እዚ ብዘይወትሃደራዊ ምንቕስቓስ ካብታ ብርኽቲ ሃገር ክጽረግ ስለዘይክእል እቲ ሓደ መፍትሕ ብረት ምልዓል ጥራሕ ኢዩ።ነዚ ድማ እቲ ደላይ ፍትሒ ዝደንጎየ ኮይኑ ይስማዓኒ።

  • Khalid June 12, 2016

    Weyane are not different from Higdef, they come from the same school of the intolerant communist ideology.
    If Weyane had good intentions about Eritrea, they would have helped Eritreans to remove the brutal regime they having at home. Instead, they have been waiting for the right time to turn Eritrea into another Somalia. Now that the we are in deep crisis, created by their cousins in Asmara, and Eritrea is left with friends, they think this is the right time to completely destroy it.
    However, this will never be the end of the story. Ertireans will get rid of Higdef and protect their country from Weyanse’s evil intentions.

    • AHMED SALEH !!! June 12, 2016

      Yes in deed Khaled
      We will not compromise in fighting against any foreign forces landed in
      Eritrean territory . The struggle for political reform belong only to
      Eritreans and problematic issues with HGDF is our business . When our
      brothers and sisters sent to war we don’t have a choice but to show
      solidarity . We don’t have courage to betray our people like PFDJ blind
      supporters at times in need . We are not stupid not to think beyond the
      corrupted political games .

1 2 3

POST A COMMENT