Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

BREAKING NEWS: ቀዋሚ ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝነበረ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ኣብ ኒውዮርክ ከምዝዓረፈ ምንጭታት ካብ ኣመሪካ ሓቢሮም።

ቀዋሚ ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ኒውዮርክ ከምዝዓረፈ ምንጭታት ካብ ኣመሪካ ሓቢሮም። ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ንነዊሕ እዋን ብሕዱር ሕማም ካንሰር ክሳቐ ኳ እንተጸንሐ፣ ሞቱ ተሓቢኡ ነቶም ቀንዲ

ቀዋሚ ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ኒውዮርክ ከምዝዓረፈ ምንጭታት ካብ ኣመሪካ ሓቢሮም።

ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ንነዊሕ እዋን ብሕዱር ሕማም ካንሰር ክሳቐ ኳ እንተጸንሐ፣ ሞቱ ተሓቢኡ ነቶም ቀንዲ መጋበርያ ናይቲ ስርዓት ከይተረፈ ሓዱሽ ዜና ኮይኑዎም ከምዘሎ እቶም ምንጭታት ጠቂሶም።

ግርማ ኣስመሮም ሓደ ካብ ቀንዲ መጋበርያታት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኮይኑ ክሰርሓሉ ኣብ ዝጸንሐ እዋን፣ ነቶም ሓለፍቱ ዝነበሩ ከም ብዓል ጴጥሮስ ሰለሙን ዝኣመሰሉ ኣባላት ጉጅለ 15 ኣብ ምጥቃዕ ኮነ ብፍላይ ንብዓልቲ ቤት ጴጥሮስ ኣስቴር የውሃንስ ኣብ ማሕዩር ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብምውዳቑ ንቡዙሓት ዘቖጠዐ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
20 COMMENTS
  • AHMED SALEH !!! October 6, 2016

    Ambassador Ghirmay final day came to take him out from life for good . He will travel to outer space far from
    earth to face judgment day . We were powerless to take him or other suspects to court of law for wrong deeds
    of course if there was proved legal issues . Anyway we failed back then so let rest our case and close the book .
    As children of God fearing society we leave the verdict at God’s hand . There is eternal light and eternal darkness . If we believe in heaven there got to be also hell . If we expect a YES answer there must also
    NO answer . The point is not to take life for granted and many HGDF officials denial to ignore the cries
    of innocents is a legacy they left behind . Purposely spending years tempted by evil influence to inflict
    pain on weak people has been preferred choice .

  • Fithi October 6, 2016

    He is Judas Iscariot.

  • DESALEGN October 7, 2016

    ንሓቂ ክትቀትላ ትፍትን እምበር ሞይታ ንኽትቀብራ ዘለካ ዓቕሚ ድሩት ምኻኑ ምፍላጥ የድሊ እዩ።

    ወዲ ሰብ ይፍጠር ይመዉት ኣካላቱ ከምዝቕበር ርዱእ ይመስለኒ እቲ ሓቅን ዘሎ ሚስጥርን ግን ክንየውዚ ምኻኑ ንመብዛሕትና ሰባት ክርደኣና ዘይኽእለሉ ቀንዲ ምኽንያት ካብ ናይ ሓቂ ዓለም ወጺእና ኣብ ናይ ሕሶት ዓለም ንነብርን ንህውትትን ስለዘለና ጥራሕ እዩ። “ብኣካል ምንባርን ኣብ ናይ ሕሶት ዓለም ምንባርን ናይ መዓልታት ህላወ” ክኸዉን እንከሎ “ብኣካል ኣብ ዘለኻሉ ጊዜ ኣብ ናይ ሓቀኛ ዓለም ምስ እትነብር ግና ብፈጣሪና ናይ ዘላኣለም ሂወት ከምዝዕደለካ ፈጹም ዘየጠራጥር ምኻኑ እመን”።

    ኣብ ሓቐኛ ዓለም ክነብር ዝኽእል ፍጥረት ሰብ ፍሉይ ተውህቦ ዝተዓደሎ ደኣምበር ባዕልኻ ተዕርዮ ወይ ተምጸኦ ነገር ዘይምኻኑ ክንፈልጥ ኣለና በሃላይ እየ። ምኽንያቱ ኣብ ሕሶት ዓለም ንህዉትትን ንውዕልን ዘለና ፍጥረት ሰብ ንሃሉ ንሙት ብዘየገድስ ኣብ ናይ ሕሶት ዓለም ተሰኺዕና ነበርቲ ምኻና ክንፈልጥ ይግበኣና።

    ንስድራ መዋቲ ጽንዓት ይሃብኩም እንዳበልኩ ንመዋቲ ኣቶ ግርማ ኣስመሮም ኣብቲ ዝምልከቶ ስፍራ ኢዱ ከምትጽንሖ ፍጹም ስለዘይጠራጠር ንሕሶት ከም ሕሶት ንኽቕበል ይኹን ንኽስከም ስለዘጸግመኒ ንተግባራቱን ስርሑን ወኪለ “መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ዝብለሉ” ምኽኑይ ዝኮነ ምኽንያት ስጋብ ዘይብለይ ንመዋቲ መግስተሰማያት የዋርስካ ዝብለሉ ምኽንያት ከምዘይብለይን “ግብርኻ ትቀበልካ” ክብሎ መሪጸ ኣለኹ ጥራሕ ዘይኮነ እቲ ሓቂ ንሱ ምኻኑ ስለዘኣምን ጥራሕ ምኻኑ ክንጽረልኩም ኣለዎ። ምኽናያቱ “መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ትብል ቃል ብቓላ ሕሶት ምኻና ንእመን” ምኽንያቱ ጽቡቕን ሕማቕን ንዝሰርሕ ሰብ ናይ መሰናበቲ ቃል ከምኻና መጠን ናይ ሕሶት ቃል እያ።

  • Zigeremo October 7, 2016

    If you guys remember, Yemane Monkey was in London when Naizghi Kiflu died and this time Yemane was around when Girma Asmerom died. I am just wondering if there was any connection between the two death and Yemane Monkey. Just curious!

  • Ironfist October 7, 2016

    He was venomous snake…. Aster Yewhans wife of late foreign minister Petronas Solomon was one of his victims false promise her and end up in Carsheli notorious prison in Asmara… reckless cow boy ambassador.

POST A COMMENT