Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

በቲ ኣብዚ ቀረባ ኣዋርሕ ምስ ኢትዮጵያ ዝገበበሮ ዕንደራዊ ርክብ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ደገፍቱ ተገማሚዖምሉ ዘለዉ እዋን፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ካብ መላእ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንዝሓረዮም እሙናት መጋበርያታት ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ፡ ካብ 29 መስከረም ጀሚሩ ክሳብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ሓደ ኮለጅ ዓጽዩ ብቕንያቱ ሕቡእ ምስጢራዊ

READ MORE

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ሓላፊ ቆንስላውን ህዝባውን ጉዳያት ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ብርሃነ ገብሪሂወት፡ ነቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ኢሳያስ ኣብ ኣስመራን ኢትዮጵያን፡ ንልኡላውነትን መንነትን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእተወን ግሉጽነት ዝጎደሎን ዝብሃቦ መግለጺታትን ዝኸተሞ ውዕላት ሰላምን፡ መርኣያ ልቢ ምዕባይን ጽቡቅ ድሌትን ንሰላም ስለዝኾነ፡ እቲ

READ MORE

ዳሕራይ ነርክበሉ ምስከረም 29/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ኣብ ኣነባባር ወድ-ሰብ ዳሕራይ ነርክበሉ ትብሎም ስርሒታት መሊኦም ኢዮም፡ ሕጂ ንኽትገብሮ ዘይጥዕመካ እንተድኣ ኰይኑ፡ ንግዚኡ ኣጽኒሕካ እቲ ኣቐዲሙ ክግበር ዘለዎ ዘሀውኽ ዕማማት ትገብር ማለት ኢዩ። ንኣብነት መምህር ዳሕራይ ዝግበር ዕዮ ገዛ (home work) ይህበካ ኢዩ፡ እዚ ዝገብር ግን ዕዮ ክፍሊ (class

READ MORE

ኣልጀዲድ ማሕቡብ፡ 28,09,2018፡           . المرحوم غلطان - .الجديد  محبوب ኣብ እዋን ቃልሲ ቋንቋ ዓረብ ከምገለ እንተጽናዕኩዋ ክቀናጠብ እንከለኹ ካብቶም ተዛረብታ ብጾትና እዘን ክልተ ጥቕስ ታት ኣዘውቲረ እሰምዐን ነበርኩ። ኣብ ሰማኒያታት ፖርት ሱዳን ኣብ ዝኸድኩሉ እዋን ሓንቲ መዓልቲ ዓብደልኑር ዝተባ ህለ ሓደ ካብ ሓፋሽ ውድባትና ከተማ ከርአኒ

READ MORE

ኣብ ትሕቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ናብራ መሪርዎምን ናጽነት ዝተሓረሙን ብዙሓት ኤርትራውያን፡ ፍትሒ ክነግስ ዝጠለቡ፡ ዶብ ክሰግሩ ዝተታሕዙ፡ ህግደፍ ዘይፈትዎ ሃይማኖት ስለዝኣመኑን ርእይቶ ስለዝሃቡን፡ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ብዘይፍርዲ ኣብ ሰናጭሮ፡ ጎዳጉድን ኣጻምእን ንዓመታት ተኣሲሮም ካብ ዘለው ኣሽሓት ዜጋታት፡ ብኣራሰንቲ ሕማማት፡ ተቅማጥን፡ ብጉድለት መኣዛዊ መግብን ጽሬትን

READ MORE

ኣደይ ለተንስአ፡ ዓመታዊ’የን ወደን ንምርኣይ፡ ናብ ወጻኢ ዝገሻ። ወደን “ቀልጢፈ ክምለስ’የ ኢልኪ ከይትርብሽኒ” ክብል እናተላበወ ከምዘምጸአን ኢዩ ዝዛረብ። ግን ኣይሰለጦን። እታ ምህዋኽ ኣይገደፋኣን።  ሓደ ንግሆ መቑጸርያአን ሒዘን ጸሎት እናገበራ ጸኒሐን፡ ንወደን ኣድሃይኦ’ሞ፡ መቑጸርያአን ኣብ ሕቑፈአን ኣቐሚጠን፡ “ሓደራ ወደይ፡ ደቀይን ዓደይን’ምበር ይርኣዩኒ ኣለዉ። ዓደይ’ባ ስደደኒ፡” በላኦ።   “ኣዪ,,,,,ዓዲ’ለዮ

READ MORE

ሪፍት ቫሊ ዩኒቨርሲቲ ኮለጅ ዝተባህለ ብብሕቲ ዝውነን፡ ኣብ ኢትዮጵያ 27 ጨናፍር ዘለዎ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣስመራ መበል 28 ጨንፈር ከምዝኸፈተ ዘሓበሻ ዝተባህለ ናይ ኢትዮጵያ ማዕከን ማሕበራዊ መራኸቢ ሓቢሩ። እቲ ኮለጅ ኣብዚ ዓመት `ዚ ኣብ ኣስመራ ትምህርቲ ክጅምር ምዃኑ `ውን እቲ ሓበሬታ የረድእ። ሓደ ካብ ቀንዲ ወነንቲ ናይቲ

READ MORE

እታ ንዓሰርተ ዓመት መመላእታ፡ ወለንታዊ ገንዘባዊ ወፈያ ብምግባር ዝደገፍኩማ ራድዮ ኣሰና፡ ብሕልፊ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተዓፊኑ ዝርከብ፡ ብቑዕ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘይብሉ፡ ብሓደ መንግስታዊ ማዕከን ዜና ዝጸመመ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ በቲ ዓፈና ምልኪ ተርቢዑ ዝበጽሖ ዘሎ ሳላ ደገፍኩም እነቃልሖ ድምጺ ሓቅን ፍትሕን

READ MORE

ነገስታት ስዑድ ዓረብን ኢማራትን፡ መቀጸልታ ናይቲ ኣቀዲመን ኣብ ማያዊ ግዝኣትናን ወደብ ዓሰብን ዘካይዶኦ ዘለዋ ወተሃደራዊ ምስፍሕፋሕ፡ ንመራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሃገራተን ብምዕዳምን ዝለዓለ መዳልያ ኣብ ክሳዶም ብምንጥልጣልን ሚልዮናት ዶላራት ብምምጣውን፡ እሙናት ሓለውቲ ስልጣነን ንኽኾኑ ሓርየንኦምን ዓሲቦንኦምን ኣለዋ። ቀንዲ ዕላማ ናይቲ ብ16 መስከረም 2018፡ ብመንጎኝነት ንግስነት

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 30 መስከረምት 2018 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሰዓት ክልተ ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።   ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ  ህልው ኩንተታት ሕዝብናን ፖሊቲካ ሃገናን ክንዛተን ብተወሳኺ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ኣዋርሕ  ዝገበርናዮ ሥራሓትን፡ ንዝመጽእ ሒዝናዮም ዘለና መደባትን፡

READ MORE

መስከረምን ጽንተት ህዝቢ ኤርትራን፡ 21.09.2018፡                                                                                                            2ይ ክፋል፡ “ተሞኩሮ ሃገርናኸ ከመይ ይመስል? ትብሉ ዘለኹም ይመስለኒ። ኢሳይያስ ንህዝቢ ኤርትራ ዘጽንተሉ ምኽንያትን ስዉር ጥበባቱን ከመይ ከምዝመስል ንምብራህ ዱቋ ዕላል ቅድሚ ምቕራበይ”. . . . . ኢለ ነበርኩ መልእኽተይ ዝዓጸኹ። ኩቡራት ሃገራዊያን፡ ድሕሪ’ዚ ቀዳማይ ጽሕፍ ምስገለ ብጾት ውሱን ናይ ሓበሬታ ምልውዋጣት

READ MORE

ኤርትራ ካብ ነዊሕ ግዜ ዝማዕበለ ናይ ስደትን ብርሰትን መስርሕ  ክትበርስ ዝጸንሐት ሃገርያ። ነዚ ብጽንዓቱን ጭዉነቱን ዝልለ ዝነበረ ህዝቢ ኣብ ዝተናወሐ መሪር መግዛእቲ ሃገራዉነቱ ኣጥፊኡ ናብ ስደትን መከራን ክዝሮ ብስርዓት ህግደፍ ብሓፈኛ ብመራሒኡ ዉልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ድማ ብፍላይ ከምዕላማ ተታሒዙ ተሰሪሕሉ እዩ። ከምዝፍለጥ ኣቀዲሞም ብስርዓት

READ MORE

ሞት ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ው.ሕ.ሃ.) ነበር ኮፊ ኣናን ካብ ቀንዲ ዓበይቲ ዜናታት ዓለም ኮይኑ ምቕናዩ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ኣብ ዝበዝሕ ንኤርትራ ዝምልከት ማዕከናት ዜና ግን፡ ወይ ከም ተራ ዜና ኮይኑዩ ተሰጊሩ ወይ ድማ ፈጺሙ ኣይተቓልሐን። ካብኡ ሓሊፉ፡ ንስሙ ዘጸልም ኣሉታዊ ዜና ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ

READ MORE

ኣብ ኤርትራ፡ ሓዊ ዝስሕን እምበር ሓዊ ዝኣጉድ ኣይተሳእነን   ኤርትራውያን፡ ንመሰልና፡ ንኽብርና፡ ንመንነትናን መሬትናን ከቢድ መስዋእቲ ካብ ዝኸፈልናን ብጽንዓት ካብ ዝተቃለስናን ኣህዛብ ዓለም፡ ብኣብነት ንጥቀስ ህዝቢ ኢና። ኣብ 1991፡ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ምስተጸርገ ድማ ጻማ መስዋእትናን ድኻምናን ሰላም ከነስተማቅር ልዑል ሃረርታ ስለዝነበርና፡ ሓጎስና ኣብ ጎደናታት ወጺና

READ MORE

ወይ ሰብ ደቀይ ትብል ራድዮ “ተዓመተለይ ክብለጸልካ ኣይትሕሰቡ፡ ደንቊርኩም ንበሩ” ክትብሉ ልኡኻት ዕሱብ ኢሰያስ ኣፍወርቂ በዓል ብርሃነ ገብርሂወት ኣብ ኤምባሲ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ትርከቡ ማሓዮታት፡ ወዳጀ ዘረባ! ጸኒሕናስ ዘይንሰምዖ የብልናን። ወዳጀ ሊቅነት! ልቢ ምዕባይ ምስ ድንቁርና ወሲድካዮ? ኣረጊት ፈሊጥ፡ ንወዲ ሰብ ክትገዝእኦ፡ ቸቸ ክትብለሉ፡ ከምድሌትካ ከተጋልቦ፡ ኣደንቅሮ፡

READ MORE

መእተዊ – እዛ ንቅዋም ትምልከት ጽሕፍቲ'ዚኣ ከዳሉ ዝደፋፋኣኒ ምኽንያት፣ኣብዚ እዋንዚ ተቓውሞና ገጢምዎ ዘሎ በዳሂ ኩነታት ንክስገር ናይ ሓባር ባይታ ምፍጣር ቀዳማይ ረቛሒ ቀጻልነትን ዓወትን ናይዚ ቃልሲ ምዃኑ ኩሉ ዝኣምነሉ ይመስለኒ። እዚ ሽቶ'ዚ ንምውቃዕ ትምኒት ጥራይ እኹል ክኸውን ከምዘይክእል ብሩህ ኢዩ። ነብሲ ወከፍ ውድብ፣ጉጅለ፣ውልቀስብ. . .

READ MORE

ህጹጽ ሃገራዊ ጻውዒት ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ምእንቲ ድሕነት ሃገር፡ ብቕጽበት ተላዓል! `ዝኸበርኩም ኣዘዝትን ኣባላትን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡` ኢለ ጻውዒተይ ክጅምሮ ኸለኹ፡ ብዙሓት በዚ ህልዉ ኩነታት ሃገርና ዘይቀሰኑ ኤርትራውያን፡ `ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ደኣ ኣሎ ዲዩ?` ብምባል ቅሬታኦም ይገልጹ ምህላዎም ዋላ እንተተፈለጠኒ፡ ግዝያዊ ሃለዋቱ ብዘየገድስ፡ እቲ ኢሳይያስ ዝሓልሞ ዘይኮነስ፡

READ MORE

እቲ ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት ኢትዮጵያ፡ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ተባሂሉ ኣብ ከባቢ ዓሰብን ዛላምበሳን ህዝብን ሰራዊትን ክልቲኡ ህዝብታት ንምርኻብ፡ ብውልቀ መላኺ ኢሳያስን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ዓቢዪ ኣሕመድን ዝተኻየደ ምኽፋት ዶባት ኣጋጣሚ ተጠቂሞም፡ ብዙሓት ኤርትራውያን ብስድራን ብውልቀን ዶብ ሰጊሮም ኢትዮጵያ ከምዝኣተዉን ብኡ ኣቢሎም ከምዝተሸርቡን፡ ካብ ኤርትራ ዝረኸብናዮ

READ MORE

ሓደ   ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003   ናይ ሎሚኳ ጠፊኡና ንግሩ ዘበን ግርምቢጥ ጊዜ ተቐይሩ እጃም ብዙሕ ሓደ ይሃጥረሉ ንሪም ኣኅዋት ሓደ ይኾርዓሉ ጓይላ ሓደ ደሚቝ ሂር ኢሉ ‘ቶም ብዙሓት ይነብዑ የስቈርቍሩ ሕዝቢ ይደንን ንሱ ኣንቃዕሪሩ::   ኵልኹም ተዓዘብቲኸ ምንታይ ትብሉ? ርኢናኩም ገጽኩም ክትክውሉ ኣቱም ርኣይቲ ምንታይ ትብሉ? ሰሚዕናበር ኣይረኣናን ትብሉ ኣቱም ሰማዕቲ ምንታይ ትብሉ? ርኢና’በር ኣይሰማዕናን ትብሉ ኣቱም ጸሓፍቲ ምንታይ ትብሉ? ኣይረኣና

READ MORE

  እቲ ብስም ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ዝሽቅጥ ዘሎ ናይ ሓሳባት ፍሉይነት ተጻውሮ ዘይብሉ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ነቲ ንምልካዊ ምሕደራ ኢሳይያስ ብምንቃፍ ሃገረይ ኤርትራ ዘርእስቱ መጽሓፍ ዝደረሰ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይኑ `ውን ኢሳይያስ ኣካይድኡ ክልውጥ ብድምጺ ንዝጸውዐ ሓርበኛ ተጋዳላይ ብርሃነ ኣብርሀ ሎሚ ንጉሆ 17 መስከረም ሃሱሳቱ ልኢኹ

READ MORE

ወዱ ንውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብርሃም ኢሳይያስ፡ ኣብዚ ምስ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ወግዓዊ ርክባት ብተደጋጋሚ ክሳተፍ ጀሚሩ ምህላዉ፡ ኢሳይያስ ስልጣን ናብ ዝኾነ ከሰጋግር ድሌት ዘይብሉ ስሱዕ ኳ እንተኾነ፡ ነገር እንተኸፍአ ግን ንወዱ ከረክቦ ንስልጣን የዳልዎ ኣሎ ዝብል ጥርጥረ ኣለዓዒሉ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ዓቢ ወዱ ኣብርሃም ኢሳይያስ፡ 1ይ

READ MORE

ዓዲ እንታይ ማለትዩ? ዓዲ መሰረት ወድ ሰብ እዩ። ካብዚ ተላዒሎም ቀዳሞት “ሰብ ኣብ ዓዱ፡ እኽሊንከ! ኣብ ዓውዱ” ኢሎም ይምስሉ። ቀደም ደቂ ዓዲ ከመይ ኢሎም ከም ዝመሓደሩ ምስ እንዝክር! ሕጂ ኣብ ምብምንታይ ሃለዋት ወይስ ኣብ ምንታይ ደረጃ ከምዘለና ከነማዛዝን ንኸእል። እምበኣር፡ ዓዲ እንታይ ትሕዝቶ ኣለዋ? ዓዲ ዝነኣሰት

READ MORE

መስከረም 15/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ብርእይቶይ ኣብዚ እዋን’ዚ ብዛዕባ ኢሳያስ እንታይ ዓይነት ሰብ ምዃኑን ክሳብ ሕጂ እንታይ ከምዝበለን ዘገበረን ተተመላሊስና ክንጽብጽብ ብዙሕ ፍረ ዘለዎ ኰይኑ ኣይስምዓንን። ምኽንያቱ ኣኺሉ ዝተርፍ ፖለቲካዊ መንነት ኢሳያስ ስለዘዋህለልና ካብኡ ወጺእና ብታሪኽ ደረጃ እንዳኣዛመድና መንነትና እንተፈተሽናን እንተመዘንናን ይሓይሽ ብሃላይ ኢየ። ምኽንያቱ ቃልስና ካብ

READ MORE

እታ ንዓሰርተ ዓመት መመላእታ፡ ወለንታዊ ገንዘባዊ ወፈያ ብምግባር ዝደገፍኩማ ራድዮ ኣሰና፡ ብሕልፊ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተዓፊኑ ዝርከብ፡ ብቑዕ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘይብሉ፡ ብሓደ መንገስታዊ ማዕከን ዜና ዝጸመመ፡ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ በቲ ዓፈና ምልኪ ተርቢዑ ዝበጽሖ ዘሎ፡ ሳላ ደገፍኩም እነቃልሖ ድምጺ ሓቅን ፍትሕን

READ MORE

ታሪኽ ኤርትራ ብስእሊ (Eritrea in the news) ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመረ፡ ብ Eritrea Focus እተዳለወ፡ Eritrea in the News ብዝብል ኣርእስቲ ፡ ታሪኽ ኤርትራ ብስእሊ ዘርኢ፡  ክሳብ መወዳእታ መስከረም ዝጸንሕ ምርኢት ኣብ ለንደን ተኸፊቱ ምህላዉ ይፍለጥ። "ሓንቲ ስእሊ ካብ ሽሕ ቃላት ንላዕሊ ትገልጽ" ከምዝበሃል፡ ብወገነይ እቲ ምርኢት ኣዝዩ  ሰሓብን መሃርን ኮይኑ ረኺበዮ። ኣብዚ ጽሑፍ'ዚ ንውሑዳት ግንከ ንእዋነን ይገልጻ እየን ዝብለን ስእልታት ምስ ትዕዝብተይ ኣተሓሒዘ ንኣንበብቲ ከካፍል ክፍትን'የ። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/09/eri-photoexhibition-2012.pdf"]

READ MORE

መስከረምን ጽንተት ህዝቢ ኤርትራን፡ 11.09.2018፡ ክቡር ህዝቢ ሃገረ-ኤርትራ፡- ኣቐዲመ ጽንተትና ተቃልሕን ትድብስን ወርሒ መስከረም ክትኮነልና ዘለኒ ምንዮት ወሰን ከምዘይብሉ ክእንፍት እፈቱ። ኣስዒበ ከኣ ንግዜን ኣኻውሕን ዘዛርብ ሰብ’ዩ’ሞ፡ ፈጣሪ ዳግማይ ንመስከረም ከቃልሓ ዝኽእል ሓይልን ጥበብን ክልግሰ ልና እምነ። ኣብ ዓውደ-ኣዋርሕና ወርሒ መስከረም ብባህልን ባህርን፣ ብሃይማኖትን ጾሎትን፣ ብቓልስን ዓወትን፣ ብጽጋብን

READ MORE

ሓደ ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣመሪካ ምህዳስ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓጎስ ኳ እንተተቐበለ፡ ንምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ገና ኣመሪካ ሻቕሎት ከምዘለዋን ካብ ምትሕግጋዝ ዓንቃፊ ኮይኑ ምህላዉን ምግላጹ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ቲቦር ናጊ ዝተባህለ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ተሓጋጋዚ ሰክረታሪ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዝኾነ ዲፕሎማት፡ ትማሊ ረቡዕ ኣብ

READ MORE

ሓደ ናብ ራድዮ ኣሰና ንዝሰዶ ጽሑፋተይ ብቀረባ ዝከታተል ግዱስ ሓው፡ “ኣብ ዝኾነ ጽሑፋትካ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ወይ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ እምበር፡ መንግስቲ ኤርትራ ወይ ፕረዝደንት ኢሳያስ ኢልካ ኣይትፈልጥን ኢኻ” ክብል ብዋዛ ኣምሲሉ ሕቶን ወቀሳን ሓዋዊሱ ርእይቶኡ ደርጓሓለይ። ዘረባ ናይቲ ግዱስ ሓው፡ “ንለባም ኣምተሉ ክንደይ

READ MORE

ንዑ’ባ! ክንደይ ትጭክኑ መስከረም 11/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ህግደፋውያን ክንደይ ትጭክኑ ቤተ-ሰብኩም ማሲኑ ማህሚኑ ኣደን ኣቦን የብልክምን ዲኹም እቶም ወሊዶም ደቀይ ዝበሉኹም     ረሲዕኩማ ኣዴኹም ሰግለለት     ኣባዲትኩም እሩሩ ዝበለት     ወላዲኹም ባዕሉ ’ፈልጥ ኢልኩም     ተቐጥቂጡ ቅጫ ዘምጽኣልኩም ክንደይ ትጭክኑ’ታ! እዛ ኤርትራ ብዙሕ’ያ ኸፊላ እምበርዶ ’ስኻትኩም ኔርኩሙላ እዚ ኹሉ ክድፈን ብሓመድ ኣይነበረኩምን ’ድዩ ሓደ ዘመድ     ታሪኽ የብልኩምን ናይ ሰውራና    

READ MORE

ሓድሽ ሜዳ፡ ሓድሽ ኵናት (A Tyrant's Nightmare) ኣማኑኤል ሳህለ   ሓደ እዋን፡ ኳዅ እዋን ሞቱ ስለ ዝቐረበ ኣብ ዓራት ኮይኑ ንደቁ ይጽውዖም፡ ከምዚ እናበለ ድማ ይዛረቦም፥ ''ደጊም ኣነ ኣሪገ እየ፡ ምምዋተይ ድማ ቀሪቡ እዩ፡ ይኹንምበር፡ ሓደ ምኽሪ ክልግሰልኩም ስለ ዝኾንኩ ጽን ኢልኩም ስምዑኒ፡

READ MORE

ሓድ ሓደ ዝኽርታት፡ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ) መእተዊ የማነ (ነብሱ ይምሓር) ሓደ ካብቶም ኣብ ኤርትራ ዝድነቑን፡ ዝፍተዉን፡ ሙዚቀኛታትን፡ ኣርቲስትን እዩ ኔሩ። ስለዚ ሽሕኳ ካብ ዝዓርፍ ዕስራ ዓመታት፡ እንተሓለፈ፡ ከም ድሙቑን፡ ተፈታውን ከኾብ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ፡ እዋናት፡ ብብዙሓት ኮኑ፡ ውሑዳት ሰባት፡ ክለዓልን ክዝከርን ንቡርን፡ ግቡእን እዩ። እዚ ጥራይ ዘይኮነስ፡

READ MORE

ምዃን ኤርትራ ብኸመይ ቀዳማይ ክፋል ቅድሚ 1 ጥሪ 1890 ሃገርና፡ ንዝመናት ብዝተፈላለዩ ኣስማት ክትጽዋዕ ዝጸንሐት ኣብ ሰሜን ምብራቕ ኣፍሪቃ እትረከብ፡ ብምብራቕ ምስ ዝዓበየ ክፋል ናይ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ትዳወብ፡ ጥንታውያን ወደባትን ምስናይ ደሴታቱ ትውንን፡ ብወዝቢ ዝተኣኻኸቡ ዝተፈላለዩ ብሄራትን ዓሌታትን ፡ ምስናይ ዝተፈላለየ  እምነታትን፡ ባህልታትን ዝነበሮም ጥንታውያን ኣህዛብ

READ MORE

ነቐፌታዊ ደገፍ  FOCUS ERITREA መስከረም 05/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ቅድሚ ኣብቲ ብዛዕባ ኣርእስተይ ዘሎ ርእይቶ ምሃበይ ብዛዕባ እዚ ለንቅነ ብብርሃነ ኣብርሀ ዝተወስደ ጅግንነታዊ ስርሒት ድልውነት ንመስዋእቲ ክጠቅስ እፈቱ። ብዕዉት ብርሃነ ብቖራጽነት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ኰይኑ ነዚ መላኺ ፍጥረት ስልጣኑ ንህዝቢ ከረክብ ህዝቢ ኤርትራ ክኣ ስልጣኑ ክርከብ ከምዘለዎ ንመስዋእቲ ቅሩብ ዝዀነ

READ MORE

ሓደ ንነዊሕ መገሻ ዝተበገሰ ሰብ፥ ክይድ ውዒሉ ከምቲ ተስፋ ዝገበሮ፥ ኣማስያኡ ዓዲ ዘየእትዎ ኮይኑ ምስ-ዝርከብ። ሕጂኸ ናበይ ብምባል-? የማነ ጸጋም ቀባሕባሕ ኢሉ፥ ተዓኒዱ ደው ክብል ከም-ዝግደድ ርዱእ’ዩ። ሕዝብና እምበኣርከስ ኣብዚ እዋን’ዚ፥ ከምዚ ዓይነት ጸገም’ዚ ኣጋጢሙዎ’ዩ ዝርከብ ኣሎ። ኣብ ከምዚ ዝበለ እዋን ከኣ’ዩ “-እዝን መንገዲ ትኽ

READ MORE

እቲ ንኽልተ መዓልቲ ዝወሰደ ዕዉት ኢልካ ክግለጽ ዝከኣል  ሰልፍን ሕዝባዊ ኣኼባን ብሰላም ተዛዚሙ። እዚ ንኽልተ መዓልቲ ዝወሰደ መደብ፤ ካብቲ ዝሓለፈ እዋን ፍሉይ ነገር ነይሩዎ ድዩ? እንተበልና ብርግጽ ነይሩዎ'ዩ። ሕዝባዊ ኣኼባ ኣዳልዩ፥ 7 ዝኣባላታ ግዝያዊት ኮሚቴ ንምምራጽ'ውን በቂዑ'ዩ። እዚ ድማ ነቲ ፋሕ ጭንግራሕ ኢሉ ዝርከብ ዘሎ

READ MORE

ሃገራዊ መኸተ ዘንቅል፡ ምልኪ ዝፍንቅል ህያብ ሓደ መስከረም ሓርበኛ ተጋዳላይ ብርሃነ ኣብርሀ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ 3-4 ወርሒ፡ ፖለቲካ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ተዋስኦ ተቐይሩ፡ ኣቢይን ኢሳይያስን ከኣ፡ ቀንዲ ተዋሳእን ተሓጋጋዝን ኮይኖም፡ ብሕልፊ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ብኢትዮጵያ ተዃሊሉ መዓልታዊ ብዝምለጽእ ኣርእስተ ዜናታት ልቡ ድፍን ድፍን እናበሉ፡ ምድማርን ምጒዳልን ክሳብ ዘደናግሮ

READ MORE

ታሪኻዊ ጉዕዞ ኤርትራ ካብ ዘበነ መግዛእቲ፡ ድሕሪ ናጽነትን ውልቀምልክን ዘንጸባርቕ ብ `ፎካስ ኤሪትርያ` ዝተዳለወ ፍሉይ ስእላዊ ምርኢት፡ ኣብ ቃልሲ ኤርትራን ድሕረ ናጽነትን ተሳታፍነት ዝነበሮም ኤርትራውያንንን እግሊዛውያንን ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ትማሊ ምሸት 4 መስከረም፡ ብ ምኽትል ኣቦ ወንበር ብኩለኣዊ ጉጅለ ፓርላማ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ (All Parliamentary

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፡ ብናጻ ጉልበት ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ እቶት ካብ ሃገርና ዝጉሕጓሕ ዘሎ ማዕድናት፡ ልኡላዊ መሬትናን ማያትናን ስዑድያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ንወተሃደራዊ መዓላ ክግልገላሉ ብምፍቃዱ ዝተተኹበሉ ሚልዮናት ዶላራትን ካብ ህዝብና ብዝተፈላለየ ኣገባብ ዝመንዝዖ ሃብትን ተጠቂሙ፡ ንምልካዊ ምምሕዳሩ ዘመላኽዑን ንኣበራቱ ሓቢኦም ጸጽብቁ ጥራይ ዝገልጹን፡ ሰበስልጣናት፡ ዲፕሎማሰኛታት፡ ጋዜጠኛታት፡ ጸሓፍቲ

READ MORE

እቲ ናይ ዘመንና ዝዓበየ ምትላል (The Greatest Hoax of The Century) ብ ኣማኑኤል ሳህለ ነቲ ውልቀመላኺ፡ ባዕሉ መምጽእ ደርፊ፡ ባዕሉ መጥፍእ ደርፊ ከይንብሎ፡ እቲ ባህግን ስምዒትን ተስፋን ራእይን ናጽነት ኤርትራ ቅድሚ ንሱ ምውላዱ ብግዜ ባዕዳውያን ገዛእቲ፡ ማለት ካብ ግዜ ቱርኪ ጀሚሩ ንግዜ ጥልያንን እንግሊዝን ሃጸያዊት ኢትዮጵያን

READ MORE

ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፡ ንፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ብሕልፊ ድማ ንውልቀምልካውነት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምቅላዕ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ደሪሱ ኣብ ወጻኢ ዘሕትሞ ዘሎ እዋናዊ መጽሓፍ፡ ኩልና ኤርትራውያን ከም ኣብያ ምልካዊ ምሕደራ ብኣብነት ክንክተሎ ዘለና ተባዕ ስጉምቲ ምዃኑ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ገሊጹ። ንሱ ሎሚ ምስ ኣሰና ኣብ

READ MORE