Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣቐዲመ ንኹላትኩም ኣዳለውቲ መደብ ኣሰና ሰላም ክብለኩም ይደሊ። ቀጺለ ከምቲ ኣቐዲምኩም ብራድዮ ኣቃሊሕኩሞ ዝነበርኩም፣ ብዕለት 08.03.2015 ካብ ኤርትራ ናብ ስዊዘርላንድ ዝመጹ 2 ላዕለዎት መራሕቲ ኦርቶዶክስ(ጳጳሳት) ኣብ ከተማ ሎዛን ንመራሕቲ ሃይማኖትን ንኣመንትን (ንህዝቢ) ንዕርቂ ዝምልከት ኣኼባ ኣካይዶም። እታ ቀዳመቲ ኣርስቲ ብመልክዕ ሕቶ ናብ ህዝቢ ዘቕረቡዋ መደረ፣ ጠንቒ

READ MORE

መጋቢት 15, 2015 ካብ ብዙሕ መደረ ውሑድ ስጉምቲ ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት፡ ብውልቀን ብጉጅለን፡ ብራድዮን ጋዜጣን ከምኡ’ውን ብኻልኦት መራኸቢ ብዙሓንን፡ ብዛዕባ ሜላ ስርዓት ኢሳያስ፡ መበቆልን ጠባያትን ካብ መጠን ንላዕሊ ተዘሪቡን ገና ይቅጽል ኣሎን። ንኣብነት ኢሳያስ ጽሩይ ኤርትራዊ መበቆል ኣለዎ ድዩ? ናይ ብሓቂ ወላዲቱ መን’ያ? ኢሳያስ ክጋደል ድዩ ወጺኡ

READ MORE

እታ ቀውጢ ቅብጸት፡     4ይ ክፋል ጥፍሒ ሓደራ።                   08. 11. 15፡ ነታ ትመጽእዘላ መዓልቲ እንታይ ሒዝናላ ኣለና? ነዛ ስእሊ ርኢኹም ምስ ግዜ ብምዝማድ ብዛዕባ’ታ ጾታዊ ማዕርነት ዝሰረታ ሸሞንተ መጋቢት ክዛረብ ከምዝደለኹ እንተመሲልኩም ኣ ይተጋገኹምን። ግና ከምኡ ኣይሓሰብኩን። ብዛዕባ መሰል ደቂኣንስትዮ ግን ብዙሕ ክበሃል እሰምዕ። ስለ ባህታ፡ ስለ ርውየት፡

READ MORE

መበገሲ ናይ ሎሚ ጽሑፈይ “ጋዜጣዊ መግለጺ ቊ. 5 ሓደገኛ ጉጅለ ስለያ ህግደፍ ተደምሲሳ።” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተጸሓፈ ብስሙር ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ ዝተጸሓፈ ‘ዩ። ነቲ ዝተወሃበ ጋዜጣዊ መግለጺ ከድምቆ ስለዝደለኹ ‘ምበር ሓዲሽ ሓሳብ ኮይኑ ኣይኮነን። ኣብቲ መእተዊ እቲ ጋዜጣዊ መግለጺ “ደባይ ኣሃዱታት ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ፣ ሃንደበታዊ

READ MORE

በዓል መጋቢት 8 ኣብ ኖርወይ መጋቢት 8 ብደለይቲ ፍትሒ ኖርወይ ኣብ ከተማ ሽየን ብክብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣብቲ ኖርወጃውያን ዕዱማት ዝተረኽቡዎ በዓል ካብ ምሉእ ኖርወይ ዝተረኽቡ ወኪላት ጨናፍር ምስረት ምንቅስቓስ ንድሕነት ሃገርን ሲቪካዊ ማሕበራትን ካልኦት ደለይቲ ፍትሕን ተረኺቦም ነይሮም። ኣብዚ ብክብ ዝበለ ድምቀት ዝተኸብረ በዓል

READ MORE

“ክለብ ኣሰና”   ክቡራት ተጠቀምቲን ሰዓብቲን ኣሰና። ካብ ማዕሙቕ ልበይ ዝፈልፈለ ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኹም።   ኣሰና መሰረት ኣንጺፉ ‘ዩ። ነዓና ነቶም ንውልቀ መላኺ  ክንቃለስ ባይታ ዝሰኣና ከምዚ ከማይ ልሳንና ኮይና ኣራኺባትና ኢያ። ልሳንናን ብርዕናን ዝኾነት ኣሰና ክንከባከባ ሞራላዊ ሓላፍነት ኣሎና። ኣሰና መደባታን ፕሮግራማን ትንኪ ኣላ። እቲ ሰንከልከል ጸኒሑ ‘ዩ።

READ MORE

መጋቢት 2015   ምሁር ደንቆሮ ዋላስ ሃብታም ስሱዕ እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ወሪዱ ዘሎ ጸልማት መዋእል ንኸብቅዕ፡ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ዝተዋደደ ሓባራዊ ቃልሲ ከምዝሓትት ንኹሉ ብሩህ’ዩ። ይኹን እምበር ኣድማዒ ፍረ ንምምጻእን ሓፋሽ ንምውዳብንን፡ መሪሕ ተራ ናይቲ ምሁርን  ምኩርን ዜጋ ይሓትት። ንኣብነት ኣብ  ግዜ ብረታዊ ቃልስና፡ ዝለዓለ  እጃም

READ MORE

ከም መእተዊ ናይ ዚ ክፋል ብሳልሳይ ተፈኣትሮኣዊ ሕጊ ኒውቶን ክጅምሮ። ብዙሓት ፊዚክስ ዝተመሃርኩም ነዛ ሕጊ ኣጸቢቆም የስተማቅርዋ እዮም። ሳይንትስት ኒውቶን ኣባል ባይቶ ሃገሩ እዩ ነይሩ። ኣብ ባይቶ ብዙሕ ዘይዛረብ ተዓዛባይ ነይሩ ‘ውን ይበሃል። ኣብ ጥቃ መስኮት ከፍ ምባል የዘውትር ነይሩ። ኣባላት ባይቶ ብጉዳይ ህዝቦም ክካትዑን

READ MORE

ሸሞንተ መጋቢት! 'ኣደ መንበር ሃማደኤ ዞባ ኤውሮጳ፡ ወ/ሮ መብራት ሃብቱ ኣብ መወዳእታ፡ 'ሸሞንተ መጋቢት፡ ኤርትራውያን ደቂ ኣነስትዮ፡ ነቲ ምእንቲ መሰለንን ማዕርነተንን ንምርግጋጽ ዘካይደኦ ቃልሲ፡ ዝግምግማላን ተሳታፍነተን ኣብ ሃገራዊ መደባት ዘረጋግጻላን ዕዝዝቲ ዕለት ሙዃና' ገሊጻ። ሃማደኤ ዞባ ኤውሮጳ፡ ኣስታት 2500 ኣባላት ዘሎዎ ማሕበር'ዩ።' ቃል እታ ንነብሳ "ዓቃቢት

READ MORE

ርእይቶን ምሕጽንታን ንኣሰናን ንኹሎም ደላይቲ ፍትሕን፥   ነቲ ዕድሜኡ ሙሉእ ብጽንዓትን ሓቦን ንፍትሕን መሰልን ዝተቓለሰን ገና ዝቃለስ ዘሎን ክቡር ሓርበኛን ህቡብ ጋዜጠኛን ሓው ኣማኑኤል እያሱ፡ 'ጽናዕ! ኣጆኻ! ኣብ ቃልሲ ክትደፍእን ክትድፋእን ዝነበረን ዘሎን'ዩ!' ብምባል፡ ተስፋ ኣይትቑረጽ ክንብሎ መስሓቕ'ዩ ኪኸውን። ከመይሲ፡ ነቲ ዓመታዊ ኣዝመራ ይኹን ኣይኹን ብዘየገድስ፡ ወትሩ

READ MORE

ጽልኢ ኣይነጎሃህር (ካልኣይ ክፋል) (ብደብረ)   ክቡራት ኣንበብቲ ሕጂ ከኣ ብዛዕባ ርእይቶ መሃብ ቁሩብ ክዛረብ። ርእይቶ ኣወንታዊን ኣሉታዊን ክኸውን ይኽእል። ግን ሃናጺ ክኸውን ይምረጽ። ስሚዒታውያን ኣይንኹን። እቲ ጸሓፋይ ክብሎ ወይ ከመሓላልፎ ዝደልዮ ነገር ክሳብ ዝውድእ ዕድል ንሃቦ ‘ምበር ብግምት ከምዚ እዩ ክብል ደልዩ ኢልካ ርእይቶ ምሃብ ቁሩብ

READ MORE

ጽልኢ ኣይነጎሃህር   (ቀዳማይ ክፋል)   ብመጀመርታ  ንኹሎም ኣንበብቲ ሰላም ክብል ኣፍቅዱለይ። ሰላም ልባዊ ትምኒተይ እዩ። ድሕሪ ሰላም ኩሉ ይመጽእ። ሰላም ኣብዘለወሉ ቅሳነት ይነግስ፡ ጸጋ ይመጽእ። ንቡር ናብራ ይህሉ፡ ምትሕስሳብ ምትሕልላይ ይህሉ፡ ኮታስ እቲ ጽቡቕ ዝበሃል ኩሉ ተፈጻምነት ይህልዎ ብዓቢኡ ከኣ ፍቅርን ሕውነትን ግቡእ ቦትኦም ይሕዙ። ኩሉ ኣብ ፍቕሪ

READ MORE

ጸጒረይ ክምሸጥ!   "ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ'ባ!?"   ብዓይነይ ዘጓነፈኒ ፍጻመ፡ ናይ መወዳእታ ክፋል፥   "እዋይ! ኣቲ መዓረይ ንዒ'ስከ በዚኣ ኮፍ በሊ? እንታይ እየ ዝሰምዕ ዘለኹ ጓለይ!? ፈቐዶ ገዛውቲ ደድሕሪ ልቺ ክትኮሊ ውዒልኪ!? እስክሉ?" ብምባል፡ ዋና ገዛ ሓደ ክልተ ቢጎዲኒ ፈቲሓ ንገለ ክፋል ጸጉሪ ርእሰይ ትንክፍ ትንክፍ ኣበለቶ'ሞ፡   "እዋይ! ቀሪብኪ እንዲኺ

READ MORE

ሱቅ ጡዑም እንታይ ገደሰኒ (ብደብረ) ኣንፈት ፖለቲካ ሃገርና ባህርያትናን ኣይርደኣካን እዩ። ደይምሕሳቡ ይሓይሽ ‘ምበር ሕውስውስ ‘ዩ ድብለካ። ብዙሕ ናይ ፖለቲካ ፈላጥ ኣይኮንኩን ግን ከኣ ይርደኣኒ ‘ዩ በሃላይ ‘የ። በዚ መዳይ ንነፍሰይ ምስ ካልኦት (ንኣብነት ምስ ስድራይ) ዘለኒ ኣረኣእያ ክመዝና ከለኹ ኣብ ክልተ ጫፋት ኢና ንምደብ።  ንሶም

READ MORE

ዑዉር፡ ይመሰለለይ ተዓሊም (ብደብረ) ኣብ 1999፡ ምስ 'ቲ ውግእ ኤርትራን ኢትዮጵያ ዝተኣሳሰረ፡ ዕድሜና ንሃገራዊ ኣገልግሎት ዘይምልከተና፡ሊዕሊ ኣርብዓ ክሳብ ሓምሳ ዓመት ዝኾንና፡ ኣባላት ዑቁር ሰራዊት ተባሂልና ንሳዋ ወሪድና ነይርና። ኣብ ሳዋ ንኽልተ ወርሒ ዝኣክል ብወተሃደራዊ  ሳይንስ ተዓሊምና። ሽዑኡ ዝተዓለምና ብቕዓት እንተዘይነበረናውን ምስቲ ዝነበረ ኹነታት፡ ስሚዒትን ሃገራውነትን ነቲ ተዓሊም ብልቢ ዝተቐበልናዮ (ሕሙማት

READ MORE

  ስርዓት ኢሳያስ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ውልቀ መላኺ ኢሳያስን ኮራኩሩን፡ ወትሩ ዝምድርዎን ህዝብና ንምድንጋር ዘቅርብዎ ብመዓር ዝተለበጠ መርዝን ብዘየገድስ፡ ንሳቶም ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኖም ኣረሜናውን ኣዕናውን ተግባራቶም ብግብሪ የረጋግጾ ኣሎ፡፡ ኢሳያስን ደቂ መዛሙርትን፡ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኖም ብዙሕ መርትዖታት ክቐርብ ዝኸእል’ዃ እንተኾነ፡ ነቶም “ኣይፋል ስርዓት ኢሳያስ ንጹህ ከም

READ MORE

መስከረም (መሽረፈት) ኔትን ራድዮ ኤረናን ኣብ ሓደ ማኣዲ ኣሰና ኣብ ጉዳይ'ቲ ብ1997 ዓም ዝጸደቐ ሃገራዊ ቅዋምን ኣብቲ ካብ ኤችቢሲ ልሒኹ ዝወጽአ ውልቀ መላኺ መራሒ ኢሰያስ ወይ ልኡኻቱ ኣብ ናይታ ባንክ ናይ ስዊዝ ጨንፈር ዝኸዘኑዎ ምዃኑ ዝእመነሉ 700 ሚልዮን ዶላር ዝኣክል ገንዘብ ዘጋለጸ ሓበሬታ ኢያ ተጸሚዳ ቀንያ።

READ MORE

  "ኣብ ስደት ዝርከባ ሓደ ሓደ ናይ ኤርትራውያን መርበባት ኣቐዲመን ኣብ ዝዘርግሖ ግጉይ ሓበሬታ፣ ክልተ ደቁን ሓንቲ ሓብቱን ናብ ኢትዮጵያ ክሰግሩን ካብ ኣባላት ሰራዊት ሓለዋ ዶባት ኤርትራ ብዝተተኮሰሎም ጥይት ተቀቲሎም ዝብል ወረ ከምዝተዘርግሐ ዝሓበረ ክብሮም፣ ነዚ ሓቕነት ዘይብሉ ዘይተጻረየ ሓበሬታ መን ከምዝሃቦም'ውን ዝኾነ ኣፍልጦ ከምዘይነበሮ ጠቒሱ።"

READ MORE

"ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር: ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ'ዩ"  - መርገም’ዶ ምርቓ ?   ሎም ቅነ "ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ'ዩ" ዝብል መሰደመም ካባና ካብ ወገን ደለይቲ ፍትሒ ሰሚዕና:: ብላዕሊ ላዕሊ ንዝርእይ እዚ ብህሎ:  መርገም ድዩ ምርቓ ግር ከብሎ ይኽእል ይኸውን:: ህግ ማለት እቲ ኤርትራ ኣብ 1991 ካብ መግዛእቲ

READ MORE

ጸጒረይ ክምሸጥ!   "ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ'ባ!?"   ብዓይነይ ዘጓነፈኒ ፍጻመ፡ 2ይ ክፋል፥   "ሃለው መን ክብል? ኣቤት ሽኮሪና፡ ወዲእኪ? እዋእ! ኢሂ!? ኣብኡ ከኣ ወሲዶማ!? በቃ በሊ ነዞም ሒዘዮም ዘለኹ ዓማዊል ኣብዛ ማይ ተመናይ ኣብጽሕ ኣቢለዮም ቀልጢፈ ክመጸኪ'የ፡ ቻው። መጻእኩ፡ መጻእኩ" ብምባል ታክሲስታ፡ ሽክና ርእሱ እናነቕነቐ ክግረም ዝረኣዮ ሓደ ተሳፋራይ፡ "ደሓን

READ MORE

ጸጒረይ ክምሸጥ!   "ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ'ባ!?"   ብሓቂ ዘጓነፈኒ ፍጻመ።   ኣብ ከባቢ ገዛውትና፡ ኣብ ማይጭሆት እትርከብ፡ ኣብ ቤታ ቁጅና ሳሎን ዘሎዋ መሻጢት'የ፡ ከባቢ ሰዓት ዓሰርተ ናይ ንግሆ ኣትየ። ጸጒረይ ፈቲሓ ክሳዕ ብቢጎዲኒ ትጥቕልለለይ ከኣ ናብታ ካብ ሓደ ኣንጎሎ ጀሚራ ንጸጋም ወገን ናይቲ ዝነበርኩዎ ገዛ፡ ኣብ ላዕለዋይ ኣካል ናይቲ

READ MORE

ሚዛን ብወለዳ  ክትምረቕ ብዘይድሌታ ንዘይትፈልጦ ሰብኣይ ተመርዓወት:: ወለዳ ፍቓዶም ስለዝመልኣትሎም ምዉቕ ሓዳር መስሪታ ፈራይትን ጸጋይትን ክትኮነሎም ተመንዮም ኣፋነውዋ:: ኣብ ዓመታ ቆልዓ ተበኩራ: እንተኾነ ሰብኣያ ሓላፍነት ዘይስምዖ ብምንባሩ: እታ ብርኽቲ ውላድ ናብ ቤታ ተመልሰት:: እቲ ምርቓ ኣይጠቐማን ከይበሃል ምናልባት ካብ ሰብኣያ ብምፍልላያ ዝሓሸ ዕድል ይገጥማ ይኸውን::

READ MORE

ኣብዚ አዋን’ዚ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብጠቅላላ  ዕድመኡ ንመርዓ፡ ንካልኣይ ደረጃ ትምህርትን  ስድራቤት ንምሕጋዝ ን ዝበጽሐ ኤርትራዊ መንእሰይ  ድማ ብፍላይ፡ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ተሰናኺሉ ዕጫኡ ንግዱድ ዕስክርና፡ ስደትን ሕሰም መነባብሮን ኮይኑ’ሎ ።  እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ግን፡ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ፡ ኤርትራውያን ኣብ ገዛእ መሬቶም ጓኖት እቶም  ብስም

READ MORE

ማሕነቆ ቃልሲ ንለውጢ መንእሰያት ስደተኛታት ኤርትራ (መንእሰይ ሮቤል እምባየ ኣባል ኤስደለ ኣብ ዘቕረቦ መግለጺ መጠናኸሪ ጽሑፍ)   ለውጢ ብዘይተሳትፎ መንእሰያት ኣይሰምርን ‘ዩ። ተራ መንእሰያት እቲ ዝለዓለ ቦታ ዝሕዝ ‘ዩ።  ኢሳይያስ ካብ ዝነቕሓሎም እቲ ቀዳማይ ነገር ናይ መንእሰያት ደላይ ለውጢ ምዃንን ነዚ ኣተሓሳስባ ምድሃኽን ‘ዩ። ኣባል ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ

READ MORE

ፍታሕ መጨቖኒ ጥበባት (ቀዳማይ ክፋል) ብደብረ   ሓደ ወሃባይ ርእይቶ ኣቶ ዘሙይ ዝበሃሉ ኣብ መጨቆኒ ጥበባት ዝብል ጽሑፈይ እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ክምልሰሎም ሓቲቶምኒ ነይሮም። እተን ሕቶታት እዘን ዝስዕባ እየን። እሞ ኩሉ ሽጣራ ኢሰይያስ ካብ ፈለጥናዮ ጹቡቅ፡ ሕጂ እንታይ ይገበር? መፍትሒ ሽግርና ከመይ እዩ ክከውን? ዶስ እሰያስ እዚ ገበረ እንዳልና ‘ና ክነብር? አብ

READ MORE

ዚርሳዕ ኣይኮነን!   ንዝኽሪ'ቶም ንሽዱሽተ ዓመታት ብዘይበደል ተመቊሖምን ኣብ ገሃነም ምልኪ ስፍሪ ኣልቦ ሓሳረ መከራ ኣሕሊፎምን፡ ኣብ መወዳእታ ከኣ ጉጅለ ምልኪ ንገለ ዕላማ ኢሉ፡ ኣብዚ ወርሒ ጥሪ ካብ ናይ ጸላም ጸቢብ ቀይዲ ናብ ናይ ብርሃን ገፊሕ ቀይዲ፡ ቦታ ዝቐየረሎም ግዳያት ምልኪ፡ ድሕሪ'ዚ ኩሉ ስቓይውን ተበዲልና ኢሎም ትንፍስ

READ MORE

ንሰብ ምንጻል ብስነኣእምሮ ምቕታል ኢዩ::   ሳራ ክልተ ወርሒ ብዝተቐየደት ውነኣ ተዘናበለ:: ንሳ ቅልጡፍ ኣሳጉማ እግሪ ሰምዐትን ብልጭታ ተራእያን::ኣብታ ሸላ ድማ ብኣርባዕተ መሓውራ እናንፈሓኾት እዝና ናብ  ማዕጾ ኣጸጊዐ ትጸናጸን:: ሳራ ኣብ ኣኽራናት ኩርድ ዒራቕ ምስ መሓዙታ እናተንቀሳቐሰት:ከይፈለጣ ዶብ ኢራን ብምጥሓሰን ብስለላ ተኸሲሰን ኣብ ተህራን ኣብ ዝርከብ ኢቪን ዝተባህለ

READ MORE

ከም ሓው ጠዓመ በርሀ “ተመሳሳሊ መጸዋዕታ ንሰብ ጸጋ ኤርትራ”   ብሓዊ ኣቶ ጠዓመ በርሀ፡ ንሓርበኛታት ተቓለስቲ ኣባላት ተሓኤ ነበርን ተቓለስቲ ህግሓኤ ዘቅረቦ ጻዊዒት ኣንቢበዮ። ዝድገፍ ጻዊዒት ይብል። ከምቲ ዝበሎ፡ ጊዚያዊ ውልቃዊ ኩራ ኣወጊዶም፡ ንኽጋደሉ ኢሎም ክወጹ ከለዉ ንዝነበሮም ራእይ ኣቐዲሞም፡ ምእንቲ ሃገር ሓደ ኮይኖም ህዝቦም ሓራ ከውጽኡ፡

READ MORE

ካብ ደብረ (መቀጸልታ ጸሊም ታሪኽ)  መግዛእቲ ኢሳይያስን ጉጅሉኡን ካብ ካልእ መግዛእታት ዝፈልዮም እንተሎ ፍሉይ ምስሉይ ጨፍላቂ ጥበባት ምጥቃሞም እዩ። ከይተፈለጥካ፡ መሲልካ፡ ብኸመይ ጨፍሊቕካ ትገዝእ ዝሕግዝ ሜላ ማለት እዩ። ቅልል ብዝበለ ወኻርያስ ቆርበት በጊዕ ተኸዲና ናብ ኣባጊዕ በጊዕ መሲላ ከም ምሕዋስ እዩ።  እዚኤን ጥበባት በሓደ ለይቲ ዝተቀድሓ ዘይኮናስ

READ MORE