Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

  ዎሎዶ ሓጅ ሑመድ ኢብራሂም ነበራይ (هللا رحمه(፡ ብስም “ማህደረ ትምህርቲ ሑመድ ነበራይ (HNS)” ዝፍለጥ፡ ኣብ ናይ አካደሚካዊ ትምህርቲ ጽብላለን: መሪሕነታዊ ዓቕሚ ምዕባለን ዘተኮረ ማህደረ ትምህርቲ (Scholarship) ሰሪቶም ከምዘለዉ ክሕብሩ ይፈትዉ። እዚ ማህደረ ትምህርቲ: ዓመታዊ US $10,000 ምጽዋት (ሰደቃ)፡ ንዝኽሪ ኣቦናን ኣቦሃጎናን ሓጅ ሑመድ ኢብራሂም ነበራይ ከወፊ

READ MORE

ፍረወይኒ፡ ድሕሪ 20 ዓመታት ናብራ ስደት፡ ዓሚ ከምዚ ሎሚ ስድራቤታ ክትበጽሕ ኣብ ቅነ ሃንሰ መስቀሉ ናብ ኤርትራ ከይዳ። ካብ ስድራቤትን ትውልዲ ዓዲን 20 ዓመታት ምፍላይ ነዊሕ’ኳ እንተኾነ ንፍረወይኒ ግን ዓዲ ምስ ኣተወት 40 ዓመታት ከምዝተፈልየት ኮይኑ’ዩ ተሰሚዕዋ። ብዙሕ ነገራት ተለውዊጡ ስለዝጸንሓ ድማ፡ “ዓድና ድዩ ገግዩኒ

READ MORE

ኣብ ሊብያ ምዓልታ ከይኣኸለ ዕሸል ዝተገላገለት ብዓልቲ ቤቱ ኣብ ቤትማእሰርቲ ብደም ዋሕዲ ድሕሪ ምዕራፋ ጓል ሸውዓተ ወርሒ  ሒዙ በቲ ጽንኩር ናይ ባሕሪ ጉዕዞ ማዕከላይ ባሕሪ ናብ ዓዲ ጥልያን ዝሰገረ ሓይልኣብ ዝተባህለ ወዲ 22 ዓመት መንእሰይ፣ ዘኽቲማ ዘላ ውላዱ ናይ ምእላይ ጸገሙ ሕማም ተደሪቡዎም ኣብ ከተማ

READ MORE

  መምህር ኢምባሳዶር ሙሓመድ ኑር ኣሕመድ ኣብ መዳ ሃገረ ኤርትራ ፣ ነቲ ርብዒ ክፍሊ ዘመን ዝወሰደ ፣ ገታኢ ዕንቅፋታት መዋጽኦ ንምርካብ ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ጽዑቅ ምምይያጥ ይካየድ ኣሎ ። ነቲ ኣብዚ እዋን ተረኺቡ ዘሎ መራኸቢ ሕብረተሰብኣዊ መስኖታት ድማ፣ ኤርትራዊያን ኣብ ገደብ ኣልቦ ፖለቲካዊ መስኖታት ቀይሮም ፣ ህዝቢ

READ MORE

ጀርመን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝርከቦም ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ጅርመን በጺሖም ምስ ሰበ ስልጣን ‘ታ ሃገር ድሕሪ ምዝርራቦም፣ ‘ምክልኻል ሰኣዊ ምሰልት ዶ ምሕጋት ዋሕዚ ስደተኛታት ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዘርግሐ ዓንቀስ ድምጺ ጀርመን፣ ዶቸ ቬለ፣ ጀርመን ንቅሉዕ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብዋጋ ምዕጋት ዋሕዚ ስደተኛታት ሸለል

READ MORE

ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልስና፡ ህዝብን ሰውራን ከም ማይን ጸባን ኮይኑ ብሓባር ከምዝተጋደለን ንመግዛእቲ ኢትዮጵያን ደገፍቶምን ስዒሩ ዓወቱ ከምዝጨበጠን ኩሉ ዜጋ ዝሰማምዓሉ’ዩ። ድሕሪ ናጽነትና ግን፡ እቲ ብዓውታን ብኽቱር ታሕጓስን ኣብ መላእ ኤርትራን ዓለምን ስምዒታትና ዘንጸባረቅናሉ ናጽነት፡ ብሰንኪ ህግደፍ ኩሉ ኣንጻር ድሌታትናን መንነትናን ተቀይሩ። ካብ ጽባሕ ናጽነት

READ MORE

ብምኽንያት 1 መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ኹሉ፣ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም፣ መበል 55 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብዛዕባ ጉዳይ ሃገርና ክንዛተ ብዝገበርኩምለይ ዕድመ ንመንእሰያት ኮቨንትሪ ኣዝየ አመስግነኩም። 55 ዓመት መቸም ዳርጋ ካብ ኩላትና እዞም ኣብዚ ተረኺብና ዘለና ኣሕዋት ይዓቢ ይኸውን። ምስኡ ካብ ሃገርና

READ MORE

መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ብምኽንያት መበል 55 ዓመት ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ትማሊ ቀዳም 3 መስከረም ምስ መንእሰያት ኮቨንትሪ ኣብ ዘካየዶ ዘተ፣ እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ንኹልና ኤርትራውያን ብቕሉዕ ዝረኣየና እዋናዊ ፖለቲካዊ ቅልውላው፣ ውልቀመላኽነትን ሕጊ-ኣልቦነትን ‘ኳ እንተኾነ፣ ነዚ ኩነታት’ዚ ንምቕያር ዘሎ ሓፈሻዊ ድሌት ግብራዊ

READ MORE

ብዛዕባ ንቤተክርስትያን ተዋህዶ ገጢምዋ ዘሎ ፈታኒ እዋን ናብ ህዝብና ተብጽሕዎ ዘሎኹም መልእክቲ ምስጋናና ወሰን የብሉን። ግን ብኣካል ኣብ ኤርትራ ስለ ዘየለኹም ገለ ሓበሬታታት ውልቀ ሰባት ዝህብዎ ጌጋ ሓበሬታ ከይከውን ንምእራም እየ እዚ ዝሰደልኩም ዘሎኹ። እዚ ቃል እዚ ኣብቲ ዕርቂ ካብ ዝተሳተፉ ሰለ ዝኾነ ከም ዘለዎ ቃል ብቓሉ

READ MORE

  ንኹሉ ገግዚኡ ኣለዎ ከም-ዝበሃል፥ እዚ ሕጂ ዘሎናዮ ግዜ’ውን፥ ጉዳይ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ተደጋጊሙ ዝዝረብሉ እዋን ኮይኑ እንተ-ተረኽበ ዘገርም ኣይኮነን። ከመይሲ ብዛዕባ’ዛ ቅድስቲ ቤተ-ክርስቲያን እዚኣ፥ ብዙሕ ይበሃልን ብዙሕ ይግበርን ስለዘሎ’ዩ። እቲ ጉዳይ ንዕዓ ዝምልከት ከም-ምዃኑ መጠን፥ እቲ ጸገማ ባዕላ ክትብሎ ዝግብኣ’ኳ እንተነበረ፥ ዝኾነ ክትብል ግን መሰል ዘለዋ

READ MORE

(English version at the bottom) ከም ዝፍለጥ ኣብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡ ብስም ምቅያር ባጤራ፡ ኩሉ ኣብ ኢድ ህዝቢ ዝነበረ ገንዘብ ናብ ባንክታት መንግስቲ ከም ዝኣቱ ብምግባር፡ ኣብ ልዕሊ ገንዘብ ህዝቢ ርኡይ ዝምታ ተኻይዱ ዩ ። ባንክ ኤርትራ ኣብ እዋኑ ከም ዝሓበሮ 40 ሚኢታዊት ካብቲ

READ MORE

መግለጺ ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ባሕረኛታት ኤርትራ ዝቆመ ኮይኑ ኣውራ ድማ ኣብ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንዝርከቡ ዝሓቆፈ እዩ። እዚ ማሕበር'ዚ ሓድሓድ ተመኩሮን ፍልጠትን ዝልዋወጥ ኣብ ምምዕባል ዓቅሚ ስብ ዝነጥፍ ነጻ ማሕበር እዩ። ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ራእዩ ዘለዎ ኣብ ምፍራይ ብቁዓት ባሕረኛታት ዝቃሳእ፡ ኣብ ዓለም

READ MORE

ምብህራር ጥራይ ድዩኸ! እንታይ ዶ ተሪፉዋ’ዩ እዛ ሃገር! ናብ ዓባይ ቤት ማሕቡስ እንዲያ ተቐይራ ዘላ! ኣብ ዝሓለፍካዮ እንዳ ግፍዒ እንድዩ ዝጸንሓካ! ኣብ ወጻኢ ዘሎስ ኢሳያስ ናብ ህዝቢ ዘውርዶ ዘሎ ግፍዒ ሰሚዑ’ዩ ዝብህርር ዘሎ። እቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለዉ ግን ሃብቲ ሃገር ክዝመት ስለ ዝርኢ ዝገብሮ

READ MORE

ዛዕባ  ሰሚናር፡ ሓባራዊ ዕላማታትና ንምዕዋት ጻዕርታትና ነወሃሃድ  ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ሓበሬታ- ኣብዚ ሰሚናር ኩሎም ወከልቲ ፖሊቲካዊ ውድባትን፡ ሲቪካዊ ማሕበራትን፡ ናይ መራኸቢ ብዙሃን ትካላትን ሰሜን ኣመሪካ ክርከቡልና ተዓዲሞም ኣሎዉ፡፡ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ- EUDC) õሕማምና ቀሊዕና ፈውሲ ነናዲ፣ ብሓድሽ ናይ ቃልሲ ወኒ ህግደፍ ነንዲ! " ኣብ ትሕቲ

READ MORE

ሰነድ ምስክር ሞት፡ Death certificate.           01.09.16 “ካብ ፈተውተይ ድኣ ሓልወኒ’ምበር . . . . ወርሒ መስከረም ክትዝከር በቲ ሓደ ኣብ ቃልሲ ንዘበርከተቶ ኣስተዋጽኦ ንዝምልከት፡ በቲ ካልእ ኣባ ብርሃን፡ ብብርሃን ሽግ ደሚቑ ብዓጓን ብጠጎጓን፣ ብጢጡን ጥራጡን እናተማዘወ ቁራዕ ሓምሊ ወጺኡ ጋዓት ጠስሚ ከምዝቐረብ ዘበስር ዜና ተስፋን ዜማን ይቃላሕ።

READ MORE

  ብምኽንያት በዓል መበል 55 ዓመት ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 1961 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ንምብዓል ፡ ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ሰፊሕ ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ስለዘሎና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ታሪኻዊ ዕለት ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብኣክብሮት ንዕድመኩም፡ ዝካየደሉ ዕለት፡ ሰንበት - 11/09/2016 ዝካየደሉ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈላልዩ ተበራረይቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ክገዝእዎ’ኻ እንተጸንሑ ንመግዛእቶም ኣሜን ኡሉ ተቀቢሉዎ ኣይፈልጥ’ዩ። ኣብ ውሽጢ ሕንብርቶም ኾይኑ ዝተፈላለየ ናይ ተቃውሞ ቃልሲ ከካ ካይድ ድሕሪ ምጽናሕ ድማ ምረት መግዛእቶም እናከፈኤ ምስ መጸ ብዝርዳኦም ቃንቃ ቃልሲ እንቢታኡ ንምግላጽን ተቃሊሱ መሰሉ ንምርግጋጽን መስከረም ሓደ 1961 ዕጥቃዊ ቃልሱ ብጅግና እድሪስ ሐምድ ዓ ዋተ

READ MORE

09/01/2016 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)   ኤርትራ ሃገረይ ደንደስ ባሕሪ ንጸላእቲ ጠሓሒራ ነብሪ ክንዲ ትሕፈርስ ትድፈሪ ትወልድዮም ጀጋኑ ስብ ስረ ሰብኣይን ሰበይትን ማዕረ-ማዕረ ካበይ ድኣ ምጹ ብዓል ማእረ   ገለ ይደፍኡኺ ብሃይማኖት በድሑር ዝምባሌ ወገንነት ወግሐ ጸብሐ ስኢንኪ ቅሳነት ዶብ የብልናን ኢሎም ይዛረቡ ጽንሕ ኢሎም ብዶብ የሳብቡ ጸረ ሰላም ሓሶት ዝርብርቡ   ሓንሳእ የውርዱኺ ንዕዳጋ ሕሱር ክሸጡኺ ብዘይ ዋጋ ሃህ ምስ በለ ናይ ወራር

READ MORE

ካብ ቅድሚ 10 ዓመታት ኣቢሎም ብዘይ በደል ከም ፓትርያርክ ተዋህዶ ቤተርስትያን ካብ ዝነበሮም መዓርግ ብሓይሊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን መጋበርይኡ ዝኾኑ ኣባላት ሲኖዶስን ድሕሪ ምውራዶም ኣብ ናይ ገዛ ምሕዩር ዝርከቡ 3ይ ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ፣ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ጸጥታ እቲ ምልካዊ ርዓትን ወከልቲ ሲኖዶስን “ብጌጋይ ተጣዒሰ” ኢሎም ክፍርሙ ዳግም ንዝቐረበሎም ሕቶ፣

READ MORE

ዓለምላኻዊ ተበግሶ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን (ብኣሕጽሮ ዓለምላኻዊ ተበግሶ) ብነሓሰ 27, 2016  ልዝብ ምስ ደገፍቱን ኣባላቱን ዕውት ጉባኤ ኣቓኒዑ። እቲ ጉባኤ ብመንገዲ ዕላል-የዕሩኽ (paltalk) ከምኡ'ውን ብናይ ስልኪ ዘተ (teleconference) እዩ ተቓኒዑ። ተጋባእቲ ካብ ኩሉ ኩርናዓት  እዩም ተሳቲፎሞ። ንምጥቓስ ዝኣኽል ካብ ዴንማርክ፡ ስዊድን፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ጀርመን፡ ሕቡራት

READ MORE

ብሞት ክቡር በዓል ቤተይ ኣቶ ወልዱ ተ/ሚካኤል ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፡ ካብ ግዜ ሕማሙ  ኣትሒዝኩም  ኣብ ገዛ ይኹን ኣብ ሆስፒታል እናተመላለስኩም  ዝበጻሕኩሞ፡  ኣብ ዝዓረፈሉ ሰዓት ተኻፈልቲ ሓዘንና ዝኾንኩም ፡ ከምኡ’ውን ክሳብ ዓዲ ሞንጎቲ ብምኻድ ዘቃበርኩምናን ኣብ ገዛ ብምምልላስን ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ቴሌፎን ብምድዋል ዘጸናናዕኩምና

READ MORE

ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ብቐሊሉ ዝስበር ጥርሙዝ ኣይኮነን (2ይ ክፋል) ማሕሙድ ሳልሕ ቅድሚ ናብቲ ካልኣይ ክፋል ናይ’ዚ ሒዘዮ ዘለኹ “ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ብቐሊሉ ዝስበር ጥርሙዝ ኣይኮነን” ዝብል ኣርእስቲ ምእታወይ ንኩልኹም ኣብተን ወብሳይታት ይኹን ኣብ ዩ-ትዩብ ርኢቶታትኩም ዝሃብኩምንን ብኣካል ይኹን ብተለፎን፡ኢማኤልን ብውልቂ ብኣካል ዝረኸብኩምንን ዘተባብዓኩምንን ብልቢ የመስግነኩም። እቲ ካልኣይ ነጥቢ

READ MORE

ERITREAN REVOLUTIONARY DEMOCRATIC FRONT ደምዳሚ መግለጺ 4ይ-ስሩዕ ኣኼባ ማ/ሽማግለ፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ) ማእከላይ ሽማግለ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)፡ 4ይ-ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ 21 ክሳብ 28 ነሓሰ 2016 ኣሰላሲሉ፡፡ 4ይ-ስሩዕ ኣኼባ ማ/ሽማግለ ኣብ ፍሉይ ዓለማዊ፣ ዞባውን ከባብያውን ኩነታት ብሓፈሻ፡ ሃገራዊ ኩነታት ድማ ብፍላይ  እዩ ተኻይዱ፡፡ ማ/ሽማግለ ኣብ 4ይ-ስሩዕ ኣኼብኡ፡ ህሉው

READ MORE

  ኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ኣሕዋትና፥   ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ሕዝባዊ ኣኼባና ዝገለጽናዮን፡ ብሕዝቢ ዝተመረቐልናን መሰረት፣  ኣብ ብዙሓት ዓብይቲ ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ዑደት ፈጺምና።  ኣብተን ኤርትራውያን ኣሕዋትና ብብዝሒ ዝርከቡለን ከተማታት ሕዝባዊ ኣኼባታት ብምክያድ፡ ነቲ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ዘቕረበቶ እማመ ናብ ኣኼበኛታት ኣቕሪብና፡ ተመያዪጥና፥ ኮሚቴታት እውን

READ MORE

ራኢ ባሕቲ መስከረም እንታይ ዲዩ ዝነበረ? ብዕትበት ኪጥመት ዝግብኦ እዋናዊ ሃገራዊ ብድሆ! ብ ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰተስ፡ ሰ.ኣ.) ነሓሰ 27፡ 2016 *********    ``ኣብ ዓለም፡ እቲ ኣዚዩ ዘሕዝን፡  እቲ ኪርኢ ዝኽእል ግን ራኢ  ዘይብሉ  ሰብ ኢዩ።`` (“The most pathetic person in the world  is some one who has sight but

READ MORE

ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ክሊ ኤርትራውያን ገኒኑ ዘሎ ርኡይ ድኻም ምጥፋእ ርእሰ ተኣማንነት እዩ። ቀንዲ ምልክቱ ድማ፣ ነቲ ኣውራ ጠንቂ ሃገራዊ ሕማም ዝኾነ ስርዓት ኣልቦነት ገዲፍካ ወግሐ ጸብሐ ኣብ ጓል መንገዲ ሸምበለል ምባል ኮይኑ፣ ብፍላይ ኣብቲ ብደምበ ተቓውሞ ዝፍለጥ ወገን ጎሊሑ ዝርአ ኣመል እዩ።  ሕማም ብሕማሙ፣

READ MORE

ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት፡ ህግደፍ፡ ንኽትሰምዖ ኣእዛንካ ዝሕርክኽ ንኽትኣምኖ ዘሸግር፡ ግዕዙይን ዘይንቡርን ኣሰራርሓ ክኽተል ስለዝጸንሐን ገና ይቅጸሎ ስለዘሎን፡ ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡን ተፈንፊኑን’ዩ። ከምቲ ሓደ በዓል ጸጋ ዕድመ ኣቦ፡ “ኣንቱም ኣቦይ ብላታ ኣብ ግዜ ጥልያን፡ እንግሊዝ፡ ሃይለስላሰ፡ ደርጊ ትሓልሙ ኔርኩም፡ ኣብዚ እዋን’ዚኸ ከም ቀደምኩም’ዶ ትሓልሙ ኣለኹም?”

READ MORE

ኣብ ዓለምና ዝውሰዱ ዘቤታውን ኣህጉራውን ፖለቲካዊ ውሳኔታት፣ ኣብ ኣድማሳዊ ሕግታትን ሞራላዊ ክብርታትን ዝተመርኮሱ መትከላት ከምዝእዝዙዎም ኣብ ጽሑፍን ዘረባን ዓዘፍ ክብሃለሎም ንሰምዕ ‘ኳ እንተኾና፣ ብተግባር ክርአ ኸሎ፣ ብሕልፊ ዲፕሎማስያዊ ውሳኔታት ሃገራት ዓለም፣ ብሃገራዊ ረብሓታት ከምዝጽለዉ ማንም ዘይስሕቶ ሓቂ እዩ። ፈቲና ጸሊእና፣ እቲ ክዉንነት ኣብ ባይታ እዚ ምዃኑ

READ MORE

ዘደቅስ  ከይተረኽበ ደቂስካ ክሕደር ዝከኣል ኣይኮነን። ኩሉ ነገር ዘይስምዖም ኮይኖም፥ ደቂሶም ዝሓድሩ እንተተረኽቡ እውን፥ ዘገርም ኣይኮነን። ኩሉ ናይ ሕልና ጉዳይ ስለዝኾነ፥ ምሳና ድቃስ ስኢንኩም ዘይትሓድሩ ኢልና፥ ንወቕሶምን ንኸሶምን ሰባት ክህልዉና ኣይግባእን። ከመይሲ ከምቲ ዝበልናዮ፥ ኩሉ ነገር ናይ ሕልና ጉዳይ እዩ። ሕዝብና ድማ ብሕልና ካብ ዝፋላለ

READ MORE

“ሰባር ናኹራ”    19.08.16፡                                                                                                               ኣንታ ወዲ ሓወይ፡ ሎሚኸ ኣየእተኻላን? ቃል ናይቲ ክስመም ዝተፈረደ እሱር፡ (ኣላይ) ኣብ ሃገርና “ሰባር ናኹራ” ትብል ቅጽል ስም ነቲ ዓስከር ገዛኢት ጣልያን ኮይኑ ህዝቡ ከጽንት ንዝተዋህቦ ትእዛዝ ብዘርኣ ዮ እምቢታ ዝተሓየረን ካብ ቤት ማእሰርቲ’ታ ደሴት ዘምለጠን ጥራይ ዘይ ኮነ፡ እንኮላይ ሓንቢሱ ባሕሪ ብምትርጋእ

READ MORE

እቲ ብስም ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ዝወጸ መግለጺ ናይቶም ሃይማኖታዊ ጉዳያት ከም መተካእታ ዮፍታሀቀሺ ዲመጥሮስ ገይሩ ኣብ መንበረ ጵጵስና ዘቐመጦም መንሽሮ ቤተ ክርስቲያን ኰይኖም ዘለዉ ብኣባ ሉቃስዝምርሑ ኣቶ ካሕሳይን ኣቶ ግርማይን መግለጺ እዩ። እዚ በቲ ልሙድ ተንኰልን ድፍረትን ዚመልኦ ንፓትርያርክኣንጦንዮስን ንብዙሓት ወሉደ ክህነት ዜነውርሉ ዘለዉ ቃሎም ክትፈልጦ

READ MORE

እዚ ኣብ ኒው-ዮርክ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ “ህዝቢ ብህዝቢ” ዝዓላማኡ እትመርሕ ትሽዓተ ዝኣባላታ ንሰሜን ኣሜሪካ እትውክል፡ ኣሰናዳዊ ሽማግለ ተመሪጻ ኣላ። ዓላማኣ ጸገምን፡ ሽግርን፡ መከራን፡ ሃገርና፡ እትገልጽ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ንዝወርድ፡ ዘሎብሰበ ስልጣን ኤርትራ! ነቲ ብመርማሪት ኮምሽን፡ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ደገፋ፡ ንመራሕቲ ዓለም፡ ኣብ ዝተኣከብሉ፡

READ MORE

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ! (ዓለምለኻዊ ተበግሶ)   መደብ ትግባረ ንምክያድ ምርጫታት ኣካባቢያዊ ባይቶ   ነሓሰ 17፡ 2016 መለለዪ ቁ.፡ 08/2016/04/001   ተልእኾ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ፡-   ቀንዲ ተልእኾ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ  ህዝባዊ ምንቅስቓስ  (ካብዚ ንደሓር ዓለምለኻዊ ተበግሶ ተባሂሉ ይጸሓፍ) ንኹሎም ኤርትራውያን ተሓታትን ነባርን ቅዋማዊ መንግስቲ ንምትካል ንጡፍ ተሳፎ ዘበርክቱሉ መንገዲ ንምጽራግ

READ MORE

ኤርትራ ኣብ ገዛእ ርእሳን ኣብ ከባቢኣን ዘሎ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካውን ጸጥታውን ቅልውላው፡ ከምኡ’ውን ዘለዋ እስትራተጂካዊ ኣገዳስነትን ተጠማትነትን፡ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣብ ተኣፋፊ መድረኽ ትርከብ። ኣብ ዝኾነ እዋን ንህዝቢ ኤርትራ ዝያዳ ዘገድሶን ዘሻቅሎን ጉዳይ፡ ውሽጣዊ ሰላሙን ብልጽግናታቱን፡ ናይ ከባቢኡ ርግኣትን ምስ ጎረባብቱ ሃገራት ብስኒትን ምክብባርን ምንባር’ዩ።

READ MORE

ሃብተማርያም ኣብራሃ                                 ለንደን - ዓዲ እንግሊዝ                                     15 ነሓሰ 2016   ዝኸበርኩምን ዘፍቅረኩምን  ህዝበይ ብጠቕላላ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ሓጺናዊ መስገደል ስርዓት ኢሰያስ ዘለኹም ህዝበይ፡ ኣብ ወጻኢ እትነብሩ ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋተይ፡ ኣሓተይን ደቀይን ኤርትራውያን፡ ሕውነታዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም። እወ፡ ህዝበይ እንተበልኩኹምሲ ባሕሪ ከብደይ ብፍስሃ ይመልእ

READ MORE

ነዚ ናይ መሰረታት ምንቅስቃስ (Grassroots Movement) ዝሰረቱ፣ ዓለምለኻዊ መሪሕነት ንምምራጽ ዝተበገሰ ዓለምለኻዊ ተበግሶ፣ በቶም ኣበገስቲ፣ ንኹሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ፣ ኣብ ኣሰና ድሕሪ ዝተገብረ መጸዋዕታ’የ ተጸንቢረዮ። እዚ ከኣ ነቲ ኣብ ኤርትራውያን ተቓለስቲ ፍትሒ ዘሎ ናይ መሪሕነት ሃጓፍ ብግሩህ-ለበይ ምግንዛበይ እዩ። ህላወ መሪሕነት ከኣ፣ ኣብ ሃገርና ምልኪ

READ MORE

(ብሃይለማርያም ተስፋይ ነሓሰ 7, 2016) ማሕበረኮም/ኮምዩኒቲ ኤርትራ፡ ብዙሓት ትካላት ማሕበረኮም ኤርትራ፣ ስድተኛታት ኣብ ክንዲ ጥዕንኦምን፡ ጉዳይ ኢሚግረሽንን፣ ትምህርትን፣ ስራሕን፣ ህዝበን ዘተኮረ ዝኸውን፣ ኣብ ናይ ጣዕሳ ፎርም መምልእን፣ 2% ቀረጽ መመዝመዝን፣ ንኣሽቱ ህግደፍ ምምልማልን፣ ስለላ ኣብ ልዕሊ ደለይቲ ፍትሒ ምክያድን ኮይኑ’ሎ ። ኣብ ብሕጂ ዝግበር ለውጢ

READ MORE

ዶር ነስረዲን መንሱር፣ ዝተባህለ፣ ሎሚ ቕነ ኣብ ወጋሕታ ብቪድዮ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ዶክተር ኮይኑ ኣብ ኤርትራ ኣብ ሰርሓሉ ዝነበረ እዋን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሕክምናዊ ሞይኡ ጉልባብ ገይሩ ንሓደ ኣላይ ዝተባህለ ነጋዳይ ኣብ ምቕታል ክዋሳእ ንዝሃቦ መምርሒ ብምንጻጉ ንባዕሉ ግዳይ ኮይኑ ብውዲት ናይት ስርዓት ብናይ ኤይድስ

READ MORE