ነዚ ሰኣን ቁዋማዊ መንግስቲ ምትካል ፡ ኣብ ሃገርናን ህዝብናን ፡ ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕን ሕሰምን ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ንምዝታይን ንምምይያጥን ዝዓለመ ፡ ዓሕ ክሳብ መዓስ፡ጽባሕ ከይትጠዓስ ብዝብል መርሆ ተሰንዩ፡ ብዓይነቱ ፍሉይን ፡ ተጽዕኖ ዘይብሉ ቅሉዕን ነጻን ዝኾነ ህዝባዊ ኣኼባ ንዕድም ኣለና። ነዚ ኣብ ሃገርና ዝወርድ
ነዚ ሰኣን ቁዋማዊ መንግስቲ ምትካል ፡ ኣብ ሃገርናን ህዝብናን ፡ ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕን ሕሰምን ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ንምዝታይን ንምምይያጥን ዝዓለመ ፡ ዓሕ ክሳብ መዓስ፡ጽባሕ ከይትጠዓስ ብዝብል መርሆ ተሰንዩ፡ ብዓይነቱ ፍሉይን ፡ ተጽዕኖ ዘይብሉ ቅሉዕን ነጻን ዝኾነ ህዝባዊ ኣኼባ ንዕድም ኣለና። ነዚ ኣብ ሃገርና ዝወርድ
ድምጽና መጻኢና ኣብ ኢድና መእተዊ ውርሻታትና፣ ዲሞክራሲን ኤርትራዊ ተመኩሮን ቀንዲ ሽግራትና፣ ኢሳያስ አፈወርቂን ዘውዳዊ ትውልዱን ጸይቀ-እምነቱን ኣብ ኣስመራ ንዘሎ ገበነይና በላዕሰብ ካብ ሱሩን ጉንዱን ምእላይ ምልክነት ሓጺርካ ንምድምሳስ ዘድሊ ሰፊሕ ስምረት ኣድላይነት ዕጡቕ ክንፊ ካበይ ንበገስ፣ ብኸመይከ ይተግበር? ኣገባባት ውደባ ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ምንቅስቓስ ንፖለቲካዊ ተግባር ቀጥታዊ ዕማማትን፣ ህዝባዊ ውክልና ዘለዎ መሪሕነት ህዝባዊ ቃልሲ መደምደምታ፣ ጉዕዞ
ህግደፍ ከም ወትሩ ንህዝቢ ኤርትራ ብዅሉ መዳይ ከሳቒ ዝተፈጥረ ሽርሐኛ ጭፍራ ከም ምዃኑ መጠን፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝገብሮ ናይ ባጤራ ኣሲሩ ንቍጠባ ሃገር ምሕናቕ ከይኣኽሎ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኵነታትን ቦታን ሜላ እናቐያየረ ኣብ ልዕሊ ቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ ብፍላይ ከኣ ኣብ ልዕሊ መንእሰያትን ዕንወት ክፍጽም ብርቱዕ ጻዕሪ
ኣረጊት ወለዶ ይሓልፍ፣ ብሓዲስ ወለዶ ከኣ ይትካእ። እቲ ሓዲስ ወለዶ’ውን ይበሊ ብመጻኢ ወለዶ ይሕደስ። እቲ ኣረጊት ተካኢኡ ይፈጥር። ህይወት እዚ እያ። ብዘይካ እዚ ጥራሕ ከኣ ካልእ ትርጉም የብላን። ሞት እውን። ታሪኽ ከኣ፡ ታሪኽ እዚ ምትኽኻእ ወለዶታት ጥራሕ እያ። ምትኽኻእ ወለዶታት እቲ ቀንዲ ህንጻ ሰብኣዊ ህይወትን
08.03.16፡ 2ይ ክፋል ፍርዲ ገበነኛታት። “ኣብ ውግእ፡ ኣብቲ ድቕድቕ ጸልማት ክእቶስ ብጌጋ ምስ ብጾትና ብጥይት ንቖሻመድን ብቡምባ ከኣ ንደራራዕን ክሳብ’ውን ብገዛእን ንገዛእን ብጾትና ንውጋእን ንስዋእን ከምዝነበርና እዝከረኒ። እቲ ከምኡ ጌጋታት ብቀትሩ እንከሎ’ውን የጓንፍ ነበረ። ኣብ ሕድሮ ፓልቶክከ ከመይ ረኺብኩሞ? ኢሳይያስ ድማ ነዚ ጉድለት’ዚ ብከመይ ክጥቀመሉ ይዳሎ
ስርዓት ህግደፍ ስለምንታይ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ እዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ወዮ ድኣ “እናፈለጠ ዝደቀሰ ተነቅኒቁ ነይሰምዕ” ጠባይ ስለዘለዎ’ምበር፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ወካሊ ህዝቢ ኤርትራ’የ ክብል ከሕፍሮን ከነውሮን ምተገብአ። ስርዓት ህግደፍ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ክብል እንከለኹ ድማ ካብቲ ህግደፍ ዝፈጥሮ ዘሎ ፉንፉን
ዕውት መኽፈትን ዕውት ኣበዓዕላ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮን ኣብ ዳላስ፤ ብይኩኖ ባህታ ላስቬጋስ ትማሊ ዕለት 03/05/2016 ዕዉት Grand opening ( መክፈቲ) ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮምዩኒቲ ዳልስን ዕውት ኣበዓዕላ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮን ተካይዱ። እቲ መደብ ብኣቶ ዳዊት ኣቦ-መንበር ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮምዩንቲ ዳላስ እንቛዕ ሓጎሰኩም ተሓጎሰና ደስ ኢልና ደስ ይበልኩም፡ ሳላ
ትማሊ ቀዳም፡ 5 መጋቢት፡ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣሜሪካ ዝመጹ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፡ ኣብ ከተማ ዳላስ ቴክሳስ ተረኺቦም ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮ፡ ኣኽቢሮም። እቲ ኣኼባ ብምትሕብባር ደቀ-ኣንስትዮ ንለውጢ ኣብ ኤርትራ፡ ከምኡ’ውን ናይ ኤርትራውያን ኣመሪካውያን ኮሙኒቲ ኣብ ዳላስ ዝተዳለወ፡ ኮይኑ፡ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ዘለዋ ማሕበረ ኮማት ወኪሎም
ሾሞንተ መጋቢት ብፍረወይኒ ባይረ/ጀርመን ዕለት 6.03.2016 ንመሰል ንፍትሒ ንማዕርነት ደበኽ ካኣ በለት እዛ ክብርቲ ዕለት ሓርነት ሓቁፋ እናሃ ተቀልቀለት ዓመት መጸ ዓመት ክትዝከሪ ፍሊይቲ ማዓልቲ ወጽዓ እተለሊ ፈላሚት ናይ መሰል ዓወት ተበስሪ ናይ ውጹዕ መቓልሕ ካብ ኩለን ክብርቲ ሽግ ክውላዓልኪ ክትኮኒ ፍሊቲ ተባሃጊት ዕለት ከም ጻሓይ ድምቅቲ ወጽዓይ ተረዲእኪ ንኹሉ ፈንጢዝኪ ክብረት ኣልቢስክኒ ኒሕ ኣቀኒትኪ ፍትሓዊት ዕለት ባርነት
ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) መጋቢት(March) 5፡ 2016 ******** ``ግድነት ሽግር ኪህሉ እንተ ድኣ ኾይኑ፡ ኣብ ግዜይ ይኹን፣ ውላደይ ሰላም ምእንቲ ኪህልዎ።`` (“If there must be trouble, let it be in my day, that my child may have peace.”) -Thomas Paine (***ምስጢር ናይዚ ጥቕሲ ድሕሪ ናጽነት ብወለዲ ፍጹም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/03/IndependenceDayCamp25thYr.pdf"]
ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ፍጥረት፡ ዚረአ ይኹን ዘይረአ፡ ቀጻሊ ዚኽተሎ ሕግታትን ኣገባባትን ኣለዎ። ካብኡ ምልጋስ ጸገማት ስለ ዘኸትል ከኣ፡ እዚ ሕግታትዚ ከም ሓቂ ኪውሰድ ይኽእል እዩ። ሓድሓደ ግዚ እቲ ተግባር ካብ ሕጊ ወጻኢ ዚኸይድ ዘሎ ይመስል። ተጋግዩ ክንብሎ ግን ኣይንኽእልን። ንዓና ብዘይርደኣና ተወሳኺ ሕግታት ኪምራሕ ይኽእል እዩ።
ናይ ኤርትራ ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ጨንፈር ሃገረ ሽወደን ን4ይ ጊዜኡ ዓመታዊ ጉባኤኡ ንዕለት 02 ሚያዝያ 2016 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ከተማ ስቶኮልም( Grusås gränd 160 ) ከካይድ ምኻኑ ኣካያዲ ሽማገለ ትሕብር። እዚ ናይ ገበርቲ ሰናይ ዝኾነ ማሕበር ናብ ከተማ ከሰላ ሱዳን ዝርከቡ ዉጉኣት ሓርነትን ብዝተፋላለዩ ምኽንያታት ኣካሎም
ናቕፋ ምቅይያር ኣስዒቡ ጾምካ ምሕዳር Tesfamariam Wel. 03/03/2016 Worway ብኢደ ወነኑ ንናቕፋ ቀይርዎ ንዓለም ከደናግር ኣተግቢርዎ ሕማም ርእሲ ንህዝቢኮይንዎ ምናዳ ነቶም ንሕና ናቱ ዝብለዎ ዝተደርዙ ከም ጣኦት ዘምልኹዎ ብጽብቕቲ ጩጉራፍ ሸሪጥዎም ዒም ከይብሉ ናሰምዑ ኣጽቂጦም ዝተሃገሩ ኣብ ባንካ ዘሎ ገንዘቦም ከም ጥረ እኽሊ ሰፊሮም ዝብዎም ክሳብ ኣብዚውን ኣረኻኺቦሙልና ቁሩብ ቁራቦ ከይንሕግዝ ንስድራና ብዘይረብሑ ኣጣቓዕቲ ተለኪምና ወይከ ተቋወምትስ ኣይንትንከፍንና ኺዱ ኣጽንዑ ተዓዘቡ ተመሃሩ ንዘሕዝን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/03/8-መጋቢት-2016.pdf"]
ኣብ ኣስመራ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝህባ ትካላት ኣብያተ ሻህን መግብን ይዕጸዋ ከምዘለዋ ምንጭታት ካብታ ከተማ ሓቢሮም:: ብሰንኪ እቲ ህግደፍ ብጉልባብ ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ዘካየዶ ራስያን: ኣብ ኣጠቓቕማ ባጤራ ዘውረዶ ቅጥዒ ዝሰኣነ መምርሒን ኣብ ኣሰራርሓ ንግዳዊ ትካላትን ወሃብቲ ኣገልግሎትን ጉድኣት ወሪዱ ከምዘሎ ተፈሊጡ:: ብዘይካዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት መጎዓዝያ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/03/Correction_Shefield-and-Nottingham.pdf"]
ካብ ዓሊ ግድር ናብ ሱዳን ዝሰገረ ሸሪፍ ኢብራሂም ኣደም ዝተባህለ ወዲ 16 ዓመት ትሕቲ ዕድመ ኤርትራዊ መንእሰይ ዶብ ሰጊሩ ናብ ከባቢ ላፋ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ድሕሪ ምማቱ ሎሚ 3 መጋቢት ኣብ ከሰላ ከምዝተቐብረ ካብ ምንጭታት ኣሰና ካብ ከባቢ ከሰላ ዝበዝሓና ሓበሬታ ኣርዲኡ። ሓደ ምስኡ ዝሰገረ ሰብኣይ
ኣማኑኤል ሳህለ ገለ ሃገራት ኣለዋ፡ ብምኽንያት ጀዎግራፍያዊ ኣቀማምጣአን ይኹን ወይ ፖለቲካውን ሕብረተሰብኣውን ኣቃውማአን፡ ግዳይ ጎረባብቲ ሃገራት ወይ ሓያላን ሃገራት ዝኾና። ካብተን ዝዝክረን ሃገራት ሓንቲ: ፖላንድ እያ። እዛ ሃገር እዚኣ ብዕንደራዊ ይኹን ወይ ስትራተጅያዊ ምኽንያት፡ ብጎረባብታ ክትውረርን ክትዝመትን እያ ኣሕሊፋቶ። አረ ሓደ እዋንስ ካብ ካርታ ዓለም ዝጠፍኣትሉ
አብ ባህልና ሙዉት አይክሰስንዩ እኳድአ ሽሙ ብኽብርን ሞገስንዩ ዝለዓል። ናይዚ ጽሑፍዚ ዕላማ ናይ ሙዉት ምሳሌ ብምሃብ ነዞም አገልገልትን ኮራኩርን ናይ ህግደፍ ዝኾኑ አብ ወጻኢ ኮነ አብ ውሽጢ ሃገር ዘለዉ ናብ ናይ ህዝቦም ቃልስን መስመርን ንኽምለሱ ትምህርቲ ክቐስሙሉ (Lessons) ተስፋ ብምግባር ኢዩ። ንቤተ ሰብ ሙዉት ከአ
መርድእ ወ/ሮ ሩት ወልደገብራኤል : ብዓልቲ ቤቱ ንኣቶ ንጉሰ ማሓሪ ብዕለት 31.07.66 ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ:: ድሕሪ ነዊሕ ሕማም ብ ዕለት 28.02. 2016 ኣብ ከተማ ቱቢንገን ጀርመን:: ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ:: ፍትሓት ዝግበረሉ ቦታ:- ኣብ ቁዱስ ሚካኤል ቤተክርስትያን:: ኣድራሻ:: Hechingen str: 45 72072 Tübingen ሓሙስ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/Asfeha-G1-1.pdf"]
ተስፋ ዝህብ ጅማረ ካልኣይ ክፋል ብደብረ ስጡም ኣወዳድባ። ደይ ጸገም ረኺቦም ‘ምበር ኣይ ደቅና እንድዮም፡ ንመን የሕሊፎም ከይህቡና ኣንዳበልና ንነፍስና ምዕሻው ከብቕዕ ኣለዎ። ብሰንኪ እዚ ዕሽነት ኣብ ሊዕሊ ኤርትራዊያን ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ፤ ግፍዕን ምጽማምን ከብቕዕ ኣለዎ። ዝተኣለመልና ዘይተደልየ ህድሕዳዊ ምንቛትን ምትፍናንን ገዲፍና፡ ፍልልያትና ኣወጊድና ኤርትራዊ ከም ሓደ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ዕጡቓት ጉጅለታት ብምውፋር፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘይምርግጋእ ንምፍጣር ዝዕላምኡ ተጻባኢ ሽርሕታት ምፍጻም ይቕጽል ብምህላዉ፣ ሃገሩ ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ከምዘጠንቀቐ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጋዜጣዊ መግለጺ ዝሃበ ሚኒስተር መራኸቢታት ኢትዮጵያ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ምግላጹ ሱዳን ትሪቡን ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ገሊጹ። ሚኒስተር መራኽቢታት
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ወርቂ፣ ፖታሽ ነሓስን ዝኣመሰሉ ማዕድናት ዕደናዊ ንጥፈታቱ ብምስፋሕ ኣታዊታቱ ከዕቢ ይፍትን ‘ኳ እንተሎ፣ ብሰንኪ ‘ቲ ንዘይስነምግባራዊ ወፍሪ ብዘርኢ ንመሻርኽቱ ዝቐርበሎም ዘሎ ቀጻሊ ኣህጉራዊ ወቐሳታትን ተቓውሞን፣ ዓበይቲ ኣውፈርቲ ንዕድሚኡ ሃንደፍ ኢሎም ስለዘይኣተዉዎዎ ኣብ ዘይምኩራት ናኣሽቱ ኩባንያታት ተሓጺሩ ተሪፉ ከምዘሎ ሮይተርስ ኣብ ዘመሓላለፎ
ተስፋ ዘስንቕ ጅማረ ቀዳማይ ክፋል ብደብረ መእተዊ ብመጀመርታ ካብ መዓሙቕ ልበይ ሰላም ክብል ኣፍቅዱለይ። ከም መእተዊ ብሳልሳይ ተፈኣጥሮኣዊ ሕጊ ኒውቶን ክጅምር። ርክብ ህዝባዊ ግንባር (ናይ ሕጂ ህግደፍ) ምስ ህዝቢ ካብ ጊዜ ገድሊ ንናጽነት ክሳብ ሕጂ ዘሎ ብሳልሳይ ሕጊ ንዊቶን ክግለጽ ይኸኣል ‘ዩ። ኒውቶን ኣባል ባይቶ ሃገሩ ‘ዩ
ብይን ገበነኛታት ቅትለት፡ 1ይ ክፋል፡ 26.02.16፡ መእተዊ፡ ኣብ ዝሓለፈ 7ይ ክፋል ጽሑፈይ “እሞ እዛ ሕብእቲ ሰልፍና ገበነኛ ከምዝኾነት እንተኣሚንኩም እንታይ ትፈርዱዋ?” ክ ብል ተሰናቢተኩም ከምዝቐነኹ ትዝክርዎ ትኾኑ። ንምጥቕላል ዝኣክል እስከ ቁሩብ ንድሕሪት ክመልሰኩም። ዜማ ወዲ-እልፉ እንተሰሚዕኩም ኣብ ሃገርና ጀግና ኣብ ግንባሩ ከምዝውቃዕ ዝኣምን ምስክር ጅግንነት ኣሎ። በቲ እዋን
ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ፣ ነቶም ጠንቂ ንቡር ኣልቦ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት እቲ ደረት ኣልቦ ሃገርዊ ኣገልግሎት እዩ ዝብል እምነት ዘለዎም ኤውሮጳውያን ዲፕሎማሰኛታት፣ ኣብ ዕጹው ገዛ፣ “ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ 18 ኣዋርሕ ከም ዝድረት ክንገብሮ ኢና” እናበለ ክሽሕጦም ዝጸንሐ ለዅመኛ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብቐንዱ ዋሕዚ ስደተኛታት ኣብ ምግታእ
እቲ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ብዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ተፈንፊኑ ኣብ ተስፋ ምቝራጽን ዓቕሊ ጽበትን ወዲቑ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ራዕድን ሽበራን ፈጢሩ ንህዝቢ ብሓይልን ፍርሕን ክሕዞ ክፍትን ከሎ፣ ኣብ ወጻኢ ድማ ጠንቂ ተነጽሎኡ ኣብ ህዝቢ ኤርትራን ማሕበረሰብ ዓለምን ኢሉ ንዝኣምነሎም ተቓለስስቲ ዝጻብኡ ሃሱሳት
ዓቢ ሃገራዊ ተቓላሳይ ማሕሙድ እስማዒል ኣልሓጅ ብሮቡዕ ዕለት 10/02/2016 ኣብ ከተማ ሎንዶን ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና። ስዉእ ማሕሙድ እስማዒል ዳርጋ ዕድሚኡ ብምሉኡ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ዝተቓለሰ ሓርበኛ ኢዩ ነይሩ። ካብ’ዚ ብምብጋስ ከኣ፣ ንሰንበት ዕለት 28/02/2016 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም - ሽወደን፣ ቃልሱን ተመክርኡን ሓቢርና ንምዝካር መደብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/ግንባር-ሃገራዊ-ድሕነት-ኤርትራ-ሕድሪ-ጨንፈር-እስራኤል-ካልኣይ-ጉባኤ-ጨንፈር-ኣካይዱ፣.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/cardiff-coventry-meetings-press-release.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/News-EDA-Tig.pdf"]
ኢጋድ ከምኡ `ውን ኣብ ናይሮቢ ዝመደበሩ SAHAN Foundation ዝተባህለ ማሕበር ነቲ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሳዕሪሩ ዘሎ ንግድ ደቂ ሰባት (human trafficking) ብዝምልከት Security Sector Program (ISSP) ኣብ ትሕቲ ዝብል ፕሮግራም ኣብ ዝዘርግሑዎ ጸብጻብ፡ ዲፕሎመሰኛታትን ፍሉጣት ዜጋታትን ኤርትራ ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ደቂ ሰብ ተዋፊሮም ከምዘለዉ
ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ ብሓጺር ኣሰዋውዓ ምደፍኤ ተባሂሉ ዝፍለጥ ዕጡቕ ተቓዋሚ ውድብ ኤርትራ፡ ኣብ ረሀይ ዓባይ ዝተባህለ ካብ ኣቑርደት ንወገን ምብራቕ ዝርከብ ቦታ፡ ኣብ ልዕሊ 10 ዝኣባላታ መስርዕ ኣሃዱ ስለያ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ብ 12 ለካቲት ሰዓት 8፡00 ምሸት ኣብ ዝፈጸሞ ናይ ድብያ መጥቃዕቲ ሓደ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/ዓለም-ለኻዊ-ኤርትራዊ-ምንቅስቓስ-መሰረት-ንደሞክራሲ።3.pdf"]
ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ካብ እግሪ ጎቦ ስራጅ ዑመር ወሰናስን ዋርዳፊሎ ዝጅምር VIA8 ብምሓዝ ቀጥ ኢልካ ንሪጋ ሶማል ሓሊፍካ ንማዲሽቶ ንምውራድ ንገዛ ቀረጽ ክትውድእ እናደለኻ ንየማን ቁሊሕ እንተልካ እንዳቦይ መሓመድ ብርሃን ካብቲ ክረኣየካ ዝኽእል ገዛውቲ`ዩ። ( ገለ ካብ ኣንበብቲ ነቲ ዝጠቀስኩዎ ቦታታት ኣበ`ዩ? ክብሉ ስለ ዝኽእሉ መልሱ ኣኽርያ`ዩ ዝብል
መርድእ ሓፍትና ወይዘሮ ኢየሩሳሌም ፍስሃየ: ብዓልቲ ቤቱ ንተጋዳላይ ተኽልዝጊ ዑቕባልደት (ወዲ ዑቕባልደት): ብ15/02/2016 ኣብ ሆስፒታል ሞርጅ Morges (ኣብ ስዊዘርላንድ) ብሕማም ምኽንያት ዓሪፋ ከምዘላ ንሕብር። ተጋዳላይ ተኽልዝጊ ዑቕባልደት ምስ ምሉኣት ስድራ-ቤት