Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ዕላላትናን ገለ ጽሑፋትናን፡ ብዛዕባ ዲሞክራሲ ዝብሃል ክርኢ ከለኹ፡ ሽንፋእ’ዩ ትዝ ዝብለኒ። ኣዴታትና ንሽንፋእ ንብዙሕ ኢየን ዝጥቀማላ፥ ከም መቕደዊ፣ መድሃኒት፣ መባረሪ እኩይ መንፈስ፣ ወዘተ። ዲሞክራሲ ከኣ፡ ከም ተኣምራዊ ማሕበራዊ ክኒና፡ ናይ ተጠቃሚ መሐበሪ ብዘየገድስ፡ ምስወሓጥካያ ኩሉ ጸገምካ ቅንጥጥ ዝብለልካ ኮይኑ ይስምዓካ። ምናልባት ጌጋ መልእኽቲ ምእንቲ

READ MORE

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ገይሩ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምርኻብ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ኣስመራ ከምዝኣተወ ኣፈኛ ናይቲ ስርዓት የማነ ቻርሊ ኣብ ናይ ትዊተር ገጹ ሓቢሩ። ንሱ ኣብ መግለጺኡ፡ ኣቢይ ኣሕመድን ውልቀመላኺ ኢሳይያስን ብዛዕባ ኩሉ ወገናዊ ምትሕግጋዝ ክላዘቡ ምዃኖም እዩ ዝገልጽ። ቀዳማይ

READ MORE

ዋሕዚ ኤርትራውያን ብሕልፊ ድማ መንእሰያት ናብ ኢትዮጵያ ብዘሻቕል ናህሪ ይቕጽል ከምዘሎ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከቡ ምንጭታት ቴለቭዥን ኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ ዋሕዚ ናይቲ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣቱ ዘሎ ኤርትራዊ ክሳብ 500 – 600 ንመዓልቲ ዝበጽሓሉ እዋናት ኣሎ። እቲ ብሰንኪ ``ቲ ምብትታን ህዝቢ ዘተባብዕ ምሕደራ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ

READ MORE

ውዕሎ ናይ ሓጋይ ዕረፍቲ መሰረት ብምግባር ናይ መዘናግዒ መደባት ማሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ ኣብቲ ወትሩ በብዓመቱ ናይ መዘናግዒ መደባት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ዩርድ ብሮ ሃንኘ ስቶኮሆልም /Jordbro Haninge Stocholm/ብዕለት 6 ሓምለ 2019 ተኻይዱ። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/07/ERDA-Grill-6-7-2019.pdf"]  

READ MORE

ኣብ ህዩስተን ዝነበሩ ኤርትራውያን ወርሒ ኣብ ዘይመልአ፡ ንኻልኣይ ጊዜ ብኻልእ ሓዘን ተወቒዖም ኣለዉ። ጋዜጠኛ ነበር ዳኒኤል ተስፋይ፡ ብሰንበት 7 ሓምለ 2019፡ ኣብ መበል 51 ዓመቱ፡ ካብዛ ዓለም ብሞት ዓሪፉ ኣሎ። ዳኒኤል ኣብ ገስነር ከምኡ’ውን ሃርዊን ዝበሃል ከባቢ ሰዓት 3 ድሕሪ ቀትሪ፡ ብሃንደበታዊ ናይ ልቢ መወቃዕቲ (ሕማም)

READ MORE

  ኣብ ቀዳማይ ክፋል ከብርሆ ከምዝፈተንኩ፡ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ዓመት- ዓመት፡ ኣብ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ዘዳልዎ ናይ ሓሶት ድራማን ንብዓት ሓርገጽን፡ እቲ ሰማእታትና ዝኸፈልዎ ክቡር መስዋእቲ፡ ምስቲ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ኩሉ ዓይነት ገበን ተገራጫዊ ስለዝኾነ፡ ብዛዕባ ሰማእታት ምግዓር፡ ኣነዋሪ፡ ምስሉይነትን

READ MORE

ማዕበል ይኣክል ክምዝምዞ ዘለዎ  ምዕጻው ሆስፒታላት ኣብ ኤርትራ ብጴጥሮስ ተስፋገርጊስ    ኣብ ሮማ ዓዲ ጣልያን ዘሕጉስ ሰላማዊ ሰልፊ ተካይዱ፥ መሪሕ ቓል ጳጳስ ፍራንሲስ ካብ ቫቲካን ምቑዋም  ምዕጻው ናይዘን   ብካቶሊካዊት ቤትክህነት ዝምወላ 22 ናይ ጥዕና ማእከላት  ነቲ   ተጀሚሩ  ዘሎ ናይ ይኣክለ ቃልሲ ዘጟሃህር  ሐያል መሳሪሒ  ክኸውን  ይግብኦ።

READ MORE

ህግደፍ፡ ንሰማእታትና ድቃስ ዝኸልእን ዘራኽስን ኣረሜናዊ ስርዓት’ዩ ቀዳማይ ክፋል ኣብ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ናይዚ ዓመት’ዚ፡ ኣብ ኩለን ዞባታት ኤርትራን ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያንን ስውኣት ንምዝካር፡ ሰልፊ ምብራህ ሽምዓ፡ ጉዕዞ እግሪ ናብ መካነ መቃብር ስውኣት፡ ጸሎት፡ ግጥሚ፡  ሙዚቃዊ ድራማ፡ ንስድራቤት ስውኣት ምሕጋዝ፡ ካልእ መደባትን ተኻይዱ። ኣብ

READ MORE

  ኣብ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ናይዚ ዓመት’ዚ፡ ኣብ ኩለን ዞባታት ኤርትራን ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያንን ስውኣት ንምዝካር፡ ሰልፊ ምብራህ ሽምዓ፡ ጉዕዞ እግሪ ናብ መካነ መቃብር ስውኣት፡ ጸሎት፡ ግጥሚ፡  ሙዚቃዊ ድራማ፡ ንስድራቤት ስውኣት ምሕጋዝ፡ ካልእ መደባትን ተኻይዱ። ኣብ መዓልቲ 20 ሰነ፡ ህዝቢ ኤርትራ ነቶም ምእንቲ

READ MORE

ዓብዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን፥ ይኣክል! ኣብ ከተማ ሎንዶን   ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ንዕለት 13 ሓምለ 2019 ዓብዪ ሰላማዊ ሰልፊ ክንገብር ስለዝኾንና፡ ኩላትና ኤርትራውያን ክንሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም። ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ ስቓይ መወዳድርቲ የብሉን። ነዚ ድማ ይኣክል! ንብል ኣለና። ብዙሓት ንጹሃት  ዜጋታት ብዘይ ክስን ብዘይ ፍርድን፡

READ MORE

ወግዓዊ መግለጺ ባይቶ ይኣክል ኤርትራውያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ ባይቶ ይኣክል ኤርትራውያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ ፈላሚ ኣኼብኡ ብውዕውዕ መንፈስ ኣካይዱ። ንሓደስቲ ኣወሃሃድቲ ብሙሉእ ድምጺ ኣፍልጦ ድሕሪ ምሃቡ፡ ማእከላይ ኮሚቴ ዝኣመሞም ሓይሊ ዕማማት ከም መበገሲ በቲ ሓድሽ ኣወሃሃዲ ኣካል ቀሪቦም፡ ንምምሕያሾም ዝሕግዝ ንኣርባዕተ ሰዓታት ዝኸደ ርሱን ሃናጺ ዲሞክራስያዊ

READ MORE

ምዕቋር !ጠንቂ ናይ`ቲ ኣብ ዓለምና ዘሎ ጥምየት ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ካብ ኣፍ መንጢልካ ምብላዕ ኣብ ሰብን እንስሳን ዝረኤ ጠባይ`ዩ። ካብ ኣፍ  መንጢልካ ምዕቋር ግና  ኣብ ደቂ ሰብ ጥራሕ ዝረኤ ግናይ ጠባይ`ዩ። እዚ ግናይ ጠባይ`ዚ  ካብቶም ቀንዲ ጠንቅታት  ናይ ምጥማይ ደቂ ሰብ ኣብ ዓለምና ኮይኑ ምስቶም ዝተረፉ ካለኦት ጠንቅታት ከም በዓል

READ MORE

 “ ዳስ-ሓውያ” ብዘሕዝን ታሪኽ ብዳሳት(ጎዳጉዲ) ውልቀ-መላኺ ኢሳይያስ ተተኪኣ። ዝበዝሕ ኤርትራዊ ብልምዲ ከም ዝምስሎ፣ሓደ ሰብ ኣብ ሓደ ነገር ተሰዊሩ ሃለዋቱ ምስ ዘጥፍእ  “ዳስ ሓውያ ዝኣቱ’ምበር ዝወጽእ ነይረኤና” ይበሃል።ነቶም ንታሪኽ “ዳስ ሓውያ” ዘይፈልጡ ኣሕጽር ኣቢለ ክገልጻ ክፍትን ኢየ። ኣብ 13 ክፍለ ዘመን ደግያት ድዕቡል ዝበሃሉ ኣብ ኣውራጃ ሰራየ ይገዝኡ

READ MORE

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፡ መንፈሳዊ መንነታን ተልእኮኣን መባእታ፡ መንነትን ተልእኮን: ነንሓድሕዱ ይገላለጽ እዩ። ግን፡ ኣብ ልዕሊ ጉዳይ ካቶሊካዊት ቤተክርድትያን ኤርትራን ናይ ጥዕና ትካላታን ሕሙማትን ዝተፈጸመ ግፍዒ ከይኣክል፡ ዘደናግር ኣበህላን ሓሶትን’ውን ኪውስኸሉ ንዕዘብ ኣሎና። ክልተ ነገር ግን ኣሎ፤ ሓደሰብ፡ ናይ ሓደ ጉዳይ ኣፍልጦን ሓበሬታን ስለዝጎደሎ፡ ክጋገ፡ ሰብኣዊ እዩ።

READ MORE

ኣብ ከተማ ለንደን ዝርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ኣመንቲ ካቶሊክ፡ ብምኽንያት ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ 22 ብካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዝካየዳ ኣገልግሎታት ጥዕና ዝወሰዶ ጅምላዊ ናይ ምዕጻው ስጉምቲ ሓቅታት ንምብራህ ዝዓደሙዎ ህዝባዊ ኣኼባ ትማሊ ሰንበት 30 ሰነ 2019 ኣጋ ምሸት ተኻይዱ። ኣብቲ፡ `ንሓቂ ብፍቕሪ ክንምስክር ኢና` ኣብ ትሕቲ

READ MORE

ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣዚና እነፍቅሮን እነኽብሮን ኣቦና ኣቦይ ተስፋግዮርጊስ በዓታይ፡  ብኣካል ኣብ ቤትና መጺእኩም፡ ከምኡ’ውን ብዝተፋላለየ መንገዲ ናይ ሓዘንና ተኻፈልቲ ብሙዃን ዘጻናናዕኩሙና ኣሕዋትናን ፈተውትናን፡ ስለቲ ዘርኣኹሙና ሕውነትን ፍቅርን ሕሰም ኣይትርከቡ እናበልና ብልቢ ነመስግን ኣሎና። ክቡር ወላዲና ካብ ግዜ ጣልያን ጀሚሩ ብዙሕ ክርኢ ዝተዓደለ ናይ ዕድመ በዓል ጸጋ’ዩ። 

READ MORE

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፡ መንፈሳዊ መንነታን ተልእኮኣን መባእታ፡ መንነትን ተልእኮን: ነንሓድሕዱ ይገላለጽ እዩ። ግን፡ ኣብ ልዕሊ ጉዳይ ካቶሊካዊት ቤተክርድትያን ኤርትራን ናይ ጥዕና ትካላታን ሕሙማትን ዝተፈጸመ ግፍዒ ከይኣክል፡ ዘደናግር ኣበህላን ሓሶትን’ውን ኪውስኸሉ ንዕዘብ ኣሎና። ክልተ ነገር ግን ኣሎ፤ ሓደሰብ፡ ናይ ሓደ ጉዳይ ኣፍልጦን ሓበሬታን ስለዝጎደሎ፡ ክጋገ፡ ሰብኣዊ እዩ።

READ MORE

ህልቂት ህዝቢ ድግሳን ዕዱማትናን ሰንበት 9 ሓምለ 1978 ዓ.ም ብኣጋጣሚ 20 ሰነ 2019 ታደሰ ኪዳነ             በርሚንግሃም 2ይን መወዳእታን ክፋል ኣብ ቀዳማይ ክፋል በዛ እትስዕብ ክፋል ኢየ ተፋንየኩም “ . . . ካብቲ ቦታ ቀልጢፈ ክርሕቕ ነይሩኒ። እታ ዝቐረበት መውጽኢት ቦታ፡ እታ ቆልዓን ሰበይትን ብጽቕጥቅጥ ተዓቊቦሙላ ዝነበሩ ጸባብ ቦታ ኢያ። ንገለ ብመንጎ

READ MORE

ኣብ ኢትዮጵያ ሎሚ 22 ሰነ ፡ ኣብ ክልላዊ ምምሕዳር ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ከምእተኻየደ፡ ኣብ ቤትጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ሓላፊ ፕረስ ሰክረታርያ ንጉሱ ጥላሁን ኣብ ስቱድዮ ቴለቭዥን ኢትዮጵያ ተረኺቡ ኣረጋጊጹዎ። ንሱ ኣብ መግለጺኡ፡ እቲ ፈተነ ዕልዋ ኣዝዩ ብዝተወደበ ምልክዕ ከምእተኻየደ ብምጥቃስ፡ ኣብዚ እዋንዚ ፈሺሉ ከምዘሎ ኣገንዚቡ። ሓይልታት ጸጥታ

READ MORE

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ !! ብመጀመርያ እንቋዕ ነዚ ክቡር ዕለት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታትና ክንዝክር ኣብቅዓና ። ናይ ሎሚ ዓመት 20 ሰነ፡ ህዝቢ ኤርትራ ሓድነቱ ኣትሪሩ፡ ብሓደ ርድኢትን ድምጽን ይኣክል ብምባል፡ ሕድሪ ሰማእታቱ ንምትግባር ተላዒልሉ ኣብ ዘለወሉ ግዜ ንዝክራ ምህላውና

READ MORE

ሎሚ ቕነ፡ ኣብ መንጎ `ስርዓት ኢሳይያስን` ገለ ፍሉጣት ባእታታት ደምበ ተቓውሞን ብመንጎኛነት ኢትዮጵያ ርክብ ከምእተኻየደ ዝዝርጋሕ ዘሎ ወረ፡ ኣብ ኤርትራውያን ምድንጋር ንምፍጣር ዝዓለመ ጻዕዳ ሓሶት ምዃኑ ኣሰና ኣረጋጊጻ። እዚ ገለ ንዲፕሎማስያዊ ምንጭታት ብምጥቃስ፡ ብኻልእ ድማ ኣስማት ናይ ገለ ፍሉጣት ባእታታት ተቓውሞ እናረቛሕካ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ብወርወረ

READ MORE

ህልቂት ህዝቢ ድግሳን ዕዱማትናን ሰንበት 9 ሓምለ 1978 ዓ.ም ብኣጋጣሚ 20 ሰነ 2019 ታደሰ ኪዳነ             በርሚንግሃም   ሎሚ ኩሉ ሓሊፉ፡ ጸላእትና ተሳዒሮም ድምጺ ተኹሲ ካብ ምድሪ፡ ኣየርን ባሕርን ኤርትራ ምስ ተኣልየ፡ ብዛዕባ ሓድነትን ሕውነትን ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዙሕ ክበሃል ንሰምዕ ኣለና። ጽልእን ምቅትታልን ታሪኽ ኮይኑ; እዋኑ ምስ ኣኸለ ከኣ ብፍቕርን

READ MORE

ርድኡና! ርድኡና! ብጉርጉር ዝብኢ ዓዲ ሃሎ ንብላዕ ኣለና!   ብጉርጉር ዝብኢ ዓዲ ሃሎ ንብላዕ ኣለና! ርድኡና! ርድኡና! ብኢሳያስ ዘይተሃመልኩም! ኣሕዋትና! ካባኹምን ካብ እዝግን ስለ ዝኾነ ተስፋና ሰይጣን ዓዲ ሃሎ ዝለኣኾም ሃሱሳት ኣሕዋትና የጥፍኡና’ለዉ የጥፍኡና! ኣዛብእ ኮይኖም ይበልዑና ኣለዉ ብደውና! ንዝጊሄር ቀዲሞም ይወስዱና’ለዉ ይወስዱና ንዓዲ ኩልና ቀደምስ ዝብኢ ክሳብ ዝደልዎ’ዩ ዝሕንክስ ምስ ደለዎ ከኣ ይነክስ ናይ ሎምስ በይኑ’ዩ በይኑ ወትሩ ዝተሳሕለ

READ MORE

ኣቶ ተስፋ-ጊዮርጊስ በዓታይ ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያን ካብ ዝዝክሮም ኣቦታት ብሞት ዘይሓልፍ ሰብ የልቦን። ታሪኽ ግና ነባሪ’ዩ። እቶም ቅድሜና ዝነበሩ ወሎዶታት ኩሎም ድማ፥ ብታሪኽ እምበር ብኣካል ኣይረኣናዮምን። ብታሪኽ ግና ንፈልጦም ኢና። እቲ 1983 ዓ/ም (1991) ዝጅምር ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ’ውን፥ ርእሱ ዝኸኣለ ናቱ ታሪኽ ኣለዎ። እቶም ታሪኽ ዝሠርሑ ግና ሰባት’ዮም። ኣብቲ

READ MORE

ዋዕሮ ኤርትራ፡ ወ/ሮ ጉዐይ። ብደብረ   ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል   ማሕዘል፡ ቅድመይ ተደፋእ!!   ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሃይማኖትና ዝብለና፡ እግዚእብሄር ዝሃበና ትእዛዝ ሓቂ ተዛረብ እዩ ዝብል። ኣነ ብኣቦ ሓጎታተይ ክወራረስ ዝመጸ ጓል ኣቅሽሽቲ ለዝኾንኩ ከኣ ሓቂ ተዛሪበ ክመውት ኢየ ዝደሊ።” ወ/ሮ ጉዐይ   “ሃይማኖትና ሕማቅ ክግበር እንዳረኣኻ ሱቅ ኣይትበል እዩ ዝብል።” ኣምና

READ MORE

መጸዋዕታ ንኹሎም ኤርትራውያንን ኤርትራውያን ኣመሪካውያንን ኣብ ደቡብ ካሊፎርኒያ፡ ከባቢ ሎስ ኣንጀለስ፡ ኦረንጅ፡ ሳን በርናርዲኖ፡ ሪቨር ስይድ፡ ሳን ዲየጎ፡ ናይ ሎሚ ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ አብ ትሕቲ ዝኽርና ክብሮም፡ ግብርና ደበሶም ዚብል ጭርሖ ሓቢርና ንምኽባር፡ ሃገራዊ ነጻነት ንኸልብሱና ሰማእታትና ዚኸፈልዎ ዚኸበረ ዋጋ ንዘለኣለም ክንዝከርን ክነኽበርን ከም ዚኾነ:

READ MORE

እቲ ኣፍሪቃውያን ኣሕዋትን ኣሓትን ናብ መራሒ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝጸሓፉዎ ደብዳበ፡ ኣብ ኩነታት ፖለቲካን ዲፕሎማስን ኣፍሪቃ ሓድሽ ምዕራፍ ዝኸፈተ ተበግሶ እዩ። እቲ ኣብ መበል 55 ዓመት ዝኽሪ ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ዝለኣኹዎ ደብዳበ፡ ምስ ጽባሕ ናጽነት ኤርትራ ብምግጣሙ፡ ረዚን ትእምርታዊ ኣገዳስነት ኣለዎ። ንኣፍሪቃዊ ናይ ሓድነት መንፈስ፡

READ MORE

ሰማእታት ሃገርና ኤርትራ ሞሳኦም ኣብ ዝኽሪ ሓደ ምሸት ዝሕጸር ዘይኮነስ፡ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብናን ሓሳብና ብክብሪ`ዮም ዝነብሩ። 20 ሰነ ግን ብፍላይ ማዓልቶም ስለ ዝኾነት፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ሎንዶን ምስ ካልኦት ደለይቲ ፍትሒ ብምትሕብባር ንሓሙስ ዕለት 20/06/2019 ጥቓ Ladbroke Grove Station ኣብ Portobello Green፡ ካብ ሰዓት 5:30-8:00

READ MORE

ኣብ ቀብሪ ኣቦና ሓጂ ሙሳ ተቓውሞኣ ርኢኹም ተባሂሎም ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተኣሲሮም ካብ ዝነበሩ መንእሰያት ሓደ በቲ ስርዓት ብዝወረዶ ስቅያት ሎሚ ድሕሪ ምዕራፉ ኣብ ቀብሩ ናይ ተቓውሞ ምልክታት ከማተራእየ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣብ ቀብሪ ኣቦና ሓጂ ሙሳ ተቓውሞ ኣርኢኹም ተባሂሎም ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተኣሲሮም ካብ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ሎሚ መዓልቲ ዕለት 13/6/2019 ነቲ ከካይዶ ዝጸንሐ ንሃይማኖታት ንምድኻምን ታሪኻውያን ገዳማት ንምዕናውን እኩይ ተግባር ብምቕጻል ካብ ገዳም ደብረ ቢዘን ሓሙሽተ መኖከሳት ናብ ጊንዳዕ ብሕጹጽ ብምጽዋዕ፡ ዓፊኑ ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ወሲድዎም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም ። እቶም ተኣሲሮም ዘለዉ መነኮሳት፡ 1.ኣባ ማርቆስ ገብረኪዳን

READ MORE

  ካብ  ጽምብል በዓል ነጻነት ናብ  ጽምብል በዓል ሓርነት ንስገር፣   "ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን" ዕላምኡ መተካእታ ይኣክል'ዩ፡   ኣብዚ ዓመት'ዚ ዝተራእየ ኣበዓዕላ መበል 28 ጽምብል በዓል ነጻነት ብዓቐኑን ዓይነቱን ፍሉይ ምንባሩ ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ፣ደጋፊ ይኩን ተቓዋሚ ዝተገንዘቦ ተርእዮ ምኳኑ ዘይከሓድ ሓቂ ኢዩ። ገለ ክሕጎሰሉን ክዓግበሉን ከሎ ገለ ድማ

READ MORE

ብስርዓት ህግደፍ ዝደስከለት ታሪኻዊት ስእሊ ናይ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም እዛ ፎቶግራፍ ኣብ ሓደ እዋን ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ኣመሓዳሪ ከተማ ኣስመራን ከባቢኣን ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ምስ መሳርሕቱ ኣባላት ባይቶ ከተማ እተስኣላ  እያ። ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ሓደ ኣባል ሚንስትሪ ዜና ምስ ሓንቲ ጽሕፍቲ ታሪኽ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዘዳለዋ ዓምዲ ከምቶም ኣብዛ

READ MORE

ሓባራዊ መግለጺ ሓይሊ ዕማም ሲቪክ ህዛብዊ ምንቅስቓስ ምስ ህዝባዊ ሓይሊ ዕማም ጀነቫ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ተጋድሎ ዝተረጋገጸ -  28  ናይ ነጻነት  ዓመታት  ኣብ ክንድ ናብ ፍትሕን ሓርነት ሕውየትን ዝሰጋገር፣  ብሰንኪ ምልካዊ ጉጅለ ህግደ ፍ ናብ ምልካዊ መግዛእትን ጭቆናን ተቐይሩ።  መላእ ሕብረተሰብ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጡ ካብ ዝተሾገጠ  ሕሱም

READ MORE

ዕለት፥ 05/06/19   እዋናዊ ለበዋ ንህዝቢ ኤርትራ   ዝኸበርኩም ኣባላት ማዕከን ሓቂ፡ ኣነ’ኳ ሰማዒ እምበር ተሳታፊ ቴለቪዥን ኣሰና ክኸውን ሓሲበዮ ኣይፈልጥን። ሕጂ ግን ተሳታፊ ክኸውን ዝድርኽ ኩነት ስለ ዝገጠመኒ፡ ብመገዲ እዛ መልእኽቲ ገለ ከበርክት ሕልናይ ደሪኹኒ ይርከብ። ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ሰዓቱ ኣኺሉ ህዝብና ንእንታይነት ህግደፍ ኣጸቢቁ ብምፍላጡን ጉዱ ብምቅልዑን ዓቅሉ ዝጸበቦ

READ MORE