ሚኒስትሪ ዜና መግለጺ ዲዩ መላገጺ ስዒቡ ቀሪቡ ዘሎ መግለጺ ህግደፍ’ዩ 1.ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ዞባና ዝተራእየ ምዕባለታት፡ ንኣሸቀልቲ ወያነ፡ ከቢድ ሻቕሎትን ጭንቀትን ፈጢሩሎም ኣሎ። ንብዙሕ ዓመታት፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጐረባብታን፡ ብፍሉይ ከኣ ምስ ንግስነት ስዑዲያ ኪምዕብል ዝግብኦ ዝነበረ ንቡር ሽርክነት፡ ናብ ምጥርጣርን ምትፍናንን ምእንቲ ከምርሕ፡ ወግሐ-ጸብሐ ሕሱር ሓሶታት እናፈሓስካን