ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)ንሰንበት ሚያዝያ 26 2015 ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ክገብር ኢዩ ። እዚ ኣኼባ’ዚ ኣብቲ ኣቐዲሙ ዝቐረበ መግለጽን ሓበሬታን መሰረት ብምግባር ንዝቐርቡ ሕቶን መብርህን ድሕሪ ምምላስ ቀጺሉ ብዛዕባ ምምስራት ዓንኬልን ምምራጽ መሪሕነት ዓንኬል ከተማ ቶሮንቶን ከባቢኣ ክዝቲ ኢዩ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)ንሰንበት ሚያዝያ 26 2015 ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ክገብር ኢዩ ። እዚ ኣኼባ’ዚ ኣብቲ ኣቐዲሙ ዝቐረበ መግለጽን ሓበሬታን መሰረት ብምግባር ንዝቐርቡ ሕቶን መብርህን ድሕሪ ምምላስ ቀጺሉ ብዛዕባ ምምስራት ዓንኬልን ምምራጽ መሪሕነት ዓንኬል ከተማ ቶሮንቶን ከባቢኣ ክዝቲ ኢዩ
ካብ ሊብያ ብጀላቡ ናብ ኢጣልያ ክሰግሩ ዝፈተኑ 400 ሰባት ኣብ ማኣከላይ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ካብቲ ሓደጋ ብሂወት ዝደሓኑ ንማሕበር ዘይመንግስታዊ ማሕበር ህጻናት ኣድሕን ሓቢሮም::ኣብዞም ሂወቶም ስኢኖም ዘለው ቆልዓ ሰበይቲ ዝርከብዎም ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ክህልው ከምዝኽእሉ ይግመት:: ኣብዚ ሳልስቲ ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ ሰባት እቶም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/ጋዜጣዊ-መግለጺ-ቊ.10.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/ብዛዕባ-ኤርትራዊያን-ተቓወምቲን-ብዛዕባ-ደቂ-አንስትዮ-ዝተብዓለ-ባዓልን-ኣብ-ኢትዮጵያትግራይ-ዘለዋ-ደቂ-ኣንስትዮ-ስደተኛታት-ኣዋልድ-ዝብሎ-አለኒ.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/Dr-Beyene-Tigringa-2.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/Boston-public-meeting-2015.pdf"]
ምስጋና ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ፡ ብ 27 መጋቢት (March 27) 2015 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ግዝኣት ጆርጅያ-ኣትላንታ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ብ 08 ሚያዝያ (April 08) 2015 ኣብ ዓዲ-ኳላ፡ ስድራቤቱ፡ ቤተሰቡን ፈተውቱን ኣብ ዝተረኸብዎ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ። ስውእ ተስፋማርያም ወልደማርያም፡ ንዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ምክትታል ኣብ ዝገብረሉ ዝነበረ እዋን፡
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/ኮንፈረንስ-ዞባ-ኢስራኤል-፡፡-1.pdf"]
ህግደፍ ብድሕሪ እቲ አብ ዓዲ ቐይሕ ዝገጠሞ ሓያል ናይ ህዝቢ ብፍላይ ናይ ተምሃሮ ተቓውሞ፤ አብ መላእ ሃገር አብ ኩለን ናይ ካልኣይ ደረጃ አብያተ ቤት ትምህርትን ኮሌጃትን ብመንገዲ አዘዝቲ ፓሊስ ጎስጓስ የካይድ አሎ። እቲ ጎስጓስ ንተምሃሮ ምርዓድ ኢዩ። እቲ መንግስቲ አብ ልምዓት ከምዘሎን፤ ነዚ ንምዕንቃፍ ናይ ደገ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/Tes1.pdf"]
ካትም ቃል-ኪዳነይ ሂበዮ! 'እቶም ብቐረባ ርሕቐት ንሰምዖም ዝነበርና ኣራዊት መሮር፡ ማለት ኣዛብእ፡ ብዓውታ ይንቅዉ ስለ ዝነበሩ፡ ከምዛ መጺኦም ብደውና ከለና ጉቡጥ ዘብሉና እናመሰለና፡ ዳርጋ ነፍሲ ወከፍና፡ ምዩቕን ጸጸኒሕካ ንድሕሪት ቁሊሕ ምባልን ኣየቋረጽናን! 'ንኺድ ደኣ ቀሪብና ኢና! ኣጆኹም!' እናበለ መራሕ መገዲ፡ ኬድካዮ ዘይውዳእ ጎቦን ስንጭሮን ከጓዕዘና ስለ
Tesfamariam Wel. 13/04/2015 Norway ጽላል ነቒላ ክትሓቁፍ ንኹሉ ንኹሉ ማዕረ ሻርነት ዘይብሉ ቅኑዕ ዕላማዩ ንዘስተውዓሃለሉ ንጹር መርገጺኣ እንከን ዘይብሉ ኣብ ኖርወይ እንርከብ ደቅሃገር ኣኸባ ተጸውዐ ኣብ ስታቫንገር ሓቢርና ክንሰርሕ ምእንተ ሃገር ዋና ቤት ጽሕፈታ ኣብ ስታቫንገር ኩሉ
ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ቤይ ኤርያ ካሊፎርንያ ነቲ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝካየድ ዘሎ ኣረሜናዊ ኣባይቲ ናይ ምዕናው ተግባር ይኹንን እቲ ንህዝብና መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላቱን ሓርነቱን ጊሂሱ ብቑጠባውን ማሕበራውን ሕሰም ዘሳቕዮ ዘሎ ዓመጸኛ ስርዓት፡ ካብ መወዳእታ ወርሒ ዓመተ 2014 ኣትሒዙ ውን ነቲ ዜጋታት ሙሉእ ዕድሚኦም ሰሪሖም ብዘጠራቐምዎ
ምፍልላይ ህዝቢ ኤርትራ ንስርዓት ኢሳያስ ዕድመ ሂብዎ ስርዓት ኢሳያስ ቃሕ ዝበሎ ስጉምቲ ክወስድ ዝገትኦ ሓይሊ ወይ ዝኽልክሎ ሕጊ ስለዘየለን ዛጊት ነዚ ዘሎ ኣረሜናዊ መንግስቲ ዝብድህ ዝተወደበ ህዝባዊ ተቃውም ስለዘይተመስረተን፡ ስርዓት ኢሳያስ ዘይፈርስ እምባ ኣምሲልዎ ኣሎ።ብርግጽ ስለያዊ፡ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ኣወዳድባ ስርዓት ህግደፍ ኣነኣኢስካ ምርኣይ፡ ንኽውንነት
ብዛዕባ “ንፖለቲካዊ መላጸ ዝሰዓረ ፖለቲካዊ ብልሒ ጀነራል ስብሓት” ። 09.04.2015፡ መናፍሕ ሓሙስ ጽግቦ! ዮናስ፡ መጀመርታ ምስ ስድራኻን ብጮትካን ርሑስ ፋሲካ ይኩነልካ። ቀጺለ ከምቲ ዝበልካዩ ክኸውን ምእንቲ፡ ከይሳብኩዎ ንመሳቱኻ ናብናይ ኣናብባ ሃል ወሳ ይድቕድቖም እነኹ። 2ይ ክፋል “መናፍሕ ሓምስ ጽግቦ” ድሮ ወጺኣ ኣላ። ቁምነገር ጥራይ ይረኸቦ’ምበር ንድሕሪት ተመሊሰ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/ተስፋማርያም-1msgna.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/መናፍሕ-ሓሙስ-ጽግቦ-2ይ-ክፋል.pdf"]
ህዝቢ ኤርትራ፡ በትሪ ኣብ ኢድካ ተመን ኣብ እግርኻ! ኣብ ኣእሙረይ ብዙሕ ሓሳባት ይመጸኒ እሞ ምጥርናፉ ከኣ ይስእን። እዚ’ሞ እንታይ ዘገርም ኮይኑ ዘይ ንኹላትና ኢዩ ትብሉ ትኾኑ ገሌኹም፡ ሓቁ እኮ ኢዩ ኣነ ውን ብፍላይ ኣብ ከምዚ ጽምዋ ዓይነት ወይ ውን ንበይነይ ጎቦ ኣብ ዝኾንኩሉ ኣዝዩ ብዙሕ ሓሳባት
ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት ቅድሚ ብዛዕባ ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት (civic societies) ምግንዛብና፡ ኣብ ዝዀነ ደሞክራሲያዊ ስርዓት መሰል ምቛም ህዝባዊ ማሕበራት፡ ብሃገራዊ ቅዋም ዝተሓለወ ዘይገሃስ ህዝባዊ መሰል (civil right) ምዃኑ ክንረቊሕ ግቡእን ጠቓምን ኢዩ። ኣብ ኲለን ደሞክራስያዊ ስርዓት ዝተኸላ ሃገራት፡ መሰል ምቛም ህዝባዊ ማሕበራት ኣብ ሃገራዊ ቅዋመን
ዓዲ-ዃላ ሰሚዓዶ መርድእ ዕረፍትኻ ከተማኣ፡ ስግር ማይ-ላፎኣ ውዒላቶ`ዶ ቀብርኻ፣ ደንጎሎ (ማይጻዕዳ)፡ በጺሕዎም`ዶ መኣውይቲ ስንብታኻ። ምድሪ-ፈላሲ፡ ደቂ-ቦኽሪ ዓይላ-ጉንደት ቆሓይን፡ እንዳዝማች- ዑቕቢት ማይ-ጻዕዳ-መራጉዝ፡ ተኸላ፡ ውዒሎም`ዶ ብኽተት። ወለዶ ዓጽመ-ስጋኻ ዘሳፈሐ ከም ሮማዲ ንኣካለ-ጉዛይ፡ ንሓማሴን፡ ዝጠርነፈ ስምዲ፡ ኣብ ሓመድ-ድበኻ ዝውዕሉስ ማእለያ ዘይብሎም ህዝቢ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/In-Memory-of-Tesfamariams-life.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=JJzmxN67fjw&feature=youtu.be
ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ፡ “ምስ ኩሉ ፍልልያትና፡ ተኸባቢርና..” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ናይ ሓደ ማዓልቲ ህዝባዊ ሰሚናር ኣዳልዩ ኣሎ። እቲ ንኹሉ ጉዱስ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር፡ ን April 18/2015 ዝካየድ ኮይኑ፡ ብዛዕባ ታሪኽ ኤርትራውያን ኣብ ሓድነት፡ ተራ ሓድነት
ስ ም ረ ት! ካብ ሓውኹም ዮውሃንስ ጸጋይ፡ ሎንዶን (ዓባይ ብሪጣንያ)፡ 07 ሚያዝያ 2015 ስ ም ረ ት! ሽታ መሮር፡ ኣንቲ ጥዕምቲ ሽማ! ኣብ ቅርዓት ዓዲ፡ ኣብ ጽላል ሞሞና፡ ብዛተ ክንሃንጽ፡ ክንተክል ዓንድ'ና፡ ስምረት ኢኺ፡ ናይ ቀደም ቅያና፡ ህያው እትገብሪ፡ እኩብ ሓይልና። ኣንቲ ውቅብቲ ተኽሊ! ተሳሂልኪዮ ነቲ በዳሊ! ቅያ ሰሪሕኪ፡ ኣብቲ ናይ ትማሊ፡ ጸባ
ሰገነይቲ ኣብ ሰገነይቲ ብመሰረት ማስተር ፕላን ብመንገስቲ ኣብ ዝትዓደሉዎ መሬት ገዛ ሰሪሖም ዝውድኡ ዜጋታት ክሸጡዎ ከለዉ ምስ ገዝኣይ ኮይኖም ናብ ቤትፍርዲ ከይዶም ብምፍርራም ከምዝሸጠን ከምዝገዝአን ተወዓዒሎም ሕጊ ከምልብሱዎ ከምዝጸንሑ ይፍለጥ። ይኹን እምበር እቲ ንሓያለ ዓመታት ነዚ መስርሕ’ዚ ስቕ ኢሉ ክዕዘብ ዝጸንሐ ሽፍታ ስርዓት ግን፣ ክንደይ ዓመትት ተጸብዩ
https://www.youtube.com/watch?v=RNNZIRUzHFE
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/ጋዜጣዊ-መግለጺ-ቊ.-9-ምፍራስ-ኣባይቲ-ብምቅዋም-ዘኸተሎ-ዕንወት-፡፡.pdf"]
ጋዜጣዊ መግለጺ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ንዕለት 28/03/2015 ሰፊሕ ናይ ሓድነት ኣኼባ ጸዊዕና ምንባርና ይዝከር። ኣብቲ ዘካየድናዮ ህዝባዊ ኣኼባ ካብ ከተማ ሎንዶንን ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝን ዝመጹ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ተሳተፍቲፎምዎ እዮም። ብፍላይ ካብ ከተማታት ወልስ ፡ ኖቲንግሃም ፡ ሸፊልድ
ስውእ ዮናስ ሽመንዲ! "ጅግና ስውእ ዮናስ ሽመንዲ ወልደማርያም፡ ንሸሞንተ ሰዓታት ተኣሲሩ ድሕሪ ምፍትሑ፡ ጸኒሖም ብረቱን ወተሃደራዊ ዕጥቁን ከረክብ ምስ ሓተቱዎ፡ ሓንሳብን ንሓዋሩን ኪጠፍእ ሙዃኑ ስለ ዝተረድአ፡ ብቐጥታ ብረቱ ሒዙ መጺኡ፡ ነቲ ገዛውቲ ህዝቢ ንኪፈርስን ንኣኡውን ተቓውሞኡ ስለ ዘስምዐ ንኺእሰር ዝእዘዘን ካፒተን ሙሴ ነጋሲ ዚተባህለ ሓላፍን፡ ነቶም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/giessen_demo_4_4_15.pdf"]
ሰሙናዊ ዜና ህግደፍ ዕውት ወታሃደራዊ ስሪሒት ፈጺሙ: ብዘይ ሓደ ክሳራ ናብ ቦቱ ኡ ተመሊሱ:: ብሚካኤል ኣጎስቲኖ/ጀርመን: 4.04.2015 ናብ ሮቡዕ ለይቲ ዝውገሔ ትማሊ 1 ሚያዝያ 2015 ብዑጡቓት ወታሃደራዊ ሰራዊት ምስ ድርዓት መካይንን ታንክታትን ኣሰንዩ ኣብ ዳዕሮ ጳውሎስ ዝፈጸሞ ዓውት ልዕሊ 400 ብዘመናዊ ዝተሰርሑ ኣባይቲ ብምዕናው ኣብ
ብ ኣበባ ኣብርሃ (ቶሮንቶ ካናዳ) 05/04/2015 ራኢና ብተሞክሮ ዝተጸርበ ብወጽዓ ዝረብረበ ብቃልሱ ዝዓገበ ስለዝኾነ የብሉን ዝድርበ፡ ብሩህ’ዩ ከም ጸሓይ ቀትሪ ሰና’ዩ ደላይ ፍቕሪ ስኒት’ዩ ዕጥቁ ሓቂ ሰንደቑ መሰል’በር ኣይኮነን ጨርቂ፡ ሕድሪዩ መብጽዓ ዘይጥለም ዝኸተመ ብናይደም ጽሑፍ ቀይሕቀለም ሂወት’ዩ ሂወት ክኸፍል ዝዳሎ ንዓመጽ ዝምክት ድሎ ብድሎ ውሒዱዶ ውጹዕ ህዝብና ዝተበደሎ፧ ኣስተውዒሉ ርሑቕ ዝጠመተ ለይትን ቅትሪን ከማዕዱ ተቋመተ ዓወት ወይ ሞት ኢሉ ዝመከተ፡ ራኢና ኪኖ
መጸዋዕታ ንክቡራት ደቅናን ኣሕዋትናን ኣሓትናን 04-04-2015 ኣብ ወጻኢ ትነብሩ መንእሰያት ኤርትራውያን ብምቕዳም ሰላምታና ነቕርበልኩም። ኣስዒብና እዚ መልእኽቲ ኣብ ወጻኢ ትነብሩ ዘሎኹም ኤርትራውያን ክንብል ኰሎና ነቶም በዚ ጨቛኒ ስርዓት ህግደፍ ተታሊልኩምን ፤ተሓቢልኩምን ከም ሪሞት ኮንትሮል ተዘዊርኩም ኣብ ዘይትፈልጥዎ ቦታ ዓመታዊ ተዓጺኹም በቲ ግጉይ
https://www.youtube.com/watch?v=ywKyi_nVMVA&feature=youtu.be
ጎረባብቲ ሃገራት ዜጋታተን ካብታ ብውግእ ተሃዊኻ ዘላ የመን ብዝተፈላለየ መንገዲ ናብ ጅቡቲ ኣብ ዘስግራሉ ዘለዋ እዋን፡ ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ዓቕሎም ጸቢቡዎም ዘሎ ኤርትራውያን ይግደሰሎም ከምዘየሎ ተፈሊጡ፥ ኣብ ከተማታት ሰንዓ: ዓደን: ጣዒዝን ካልኦትን ኣሽሓት ኤርትራውያን ከምዝቕመጡ ይፍለጥ:: ኢትዮጵያ እትርከበን ዝተፈላለያ ሃገራት ዜጋታተን ብስሩዕ መንገዲ ብመራኽብን ነፈርትን ናብ
Dear Friends of Assenna Representatives፡ As the official deadline has come into a close, Assenna Foundation intends to proceed to the second phase of the ‘People’s Media Project – መርፍእ ኣለና ፈትሊ ኩኑና ` as quickly as possible. While continuing to accept new volunteers, we will
ነዊሕ ከይጸንሐ ድሕሪ ናጽነት ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ነበር፡ ንቡር ዝሳኣነ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ገለ ኣካል ሕብረተ ሰብ ክፍጽም ጀሚሩ። ኣብቲ ግዜ ህዝቢ በቲ ብስርዓት ደርግ ዝራኣዮ ግፍዕታትን ብወረ ዝሰምዖን ካብ መጠን ንላዕሊ ሰንቢሩ ብምንባሩ መዕበሲ ኣፍ ዝኸፈተ፡ ክፋእና ኣይንጽናእ ካብኡ ዝኸፍእ ከይመጻና ሃገር ከምይ
ሚያዝያ 2015 ብስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ኢሳያስ ጥራይ ኣይኮነን ዝሕተት ኣብ ኤርትራ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ካብ ዝተሓተ ክሳብ’ቲ ዝለዓለ ጽፍሒ ሓላፍነት ባዕሉ ሓጋጊ፡ ፈጻምን ወሳንን ኣካል’ዩ። ዋላ’ኳ ስማዊ ካቢነ ሚነስተራት፡ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ሓለፍቲ ግንባር ህግደፍ፡ ኣማሓደርቲ ዞባታት፡ ወከልቲ ባይቶን ካልኦት ቅርጽታት ይሃሉ፡ ኣይተ ኢሳያስ’ዩ ንኹሉ ዝቆጻጸሮን ዘካይዶን።