ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኵነታት ንስርዓት ህግደፍ ኣዝዩ ዘሰክፍን ዘፍርሕን እናኾነ ይኸይድ ኣሎ። ስለዝኾነ፡ ህግደፍ ብዝከኣሎ ክቈጻጸሮ ይፍትን ኣሎ። ነቲ ጕዳያት በብሓደ ንርኣዮ። - ኣብ ሰራዊት ዘሎ ሓይሊ ሰብ ብብሄረ ትግረ ጥራይ ስለ ዝተዓብለለ፡ መራሕቲ ሰራዊት ከምቲ ልሙድ ብትግርኛ ኣኼባ ክመርሑ ስለ ዘይከኣሉ ኣኼባታት ብትግረ ክካየድ ኣለዎ
ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኵነታት ንስርዓት ህግደፍ ኣዝዩ ዘሰክፍን ዘፍርሕን እናኾነ ይኸይድ ኣሎ። ስለዝኾነ፡ ህግደፍ ብዝከኣሎ ክቈጻጸሮ ይፍትን ኣሎ። ነቲ ጕዳያት በብሓደ ንርኣዮ። - ኣብ ሰራዊት ዘሎ ሓይሊ ሰብ ብብሄረ ትግረ ጥራይ ስለ ዝተዓብለለ፡ መራሕቲ ሰራዊት ከምቲ ልሙድ ብትግርኛ ኣኼባ ክመርሑ ስለ ዘይከኣሉ ኣኼባታት ብትግረ ክካየድ ኣለዎ
ረሳዕቲ እንዲና ናጽነት ጥራይ-------- እሞ ትምጻእ ረፈረንዱም--------------እሞ ይወዳእ ቅዋም -----------እሞ ይጽደቕ ሽዑ ጉሒላ ------ኽጭፍለቕ ክብሃል ድሕሪ ምጽናሕ ኣሳቢብካ ኩናት ምስ ጎረበትካ ምኽፋት ልብኻ ብኽፋእ መሊእካ ምሽፋት፡፡ ሕጂ ድማ ሓዲሽ ጭርሖ ኩናት እሞ ደው ይበል ዓቃቤ ሰላም እሞ ይእተው ዶብናሞ ይተሓንጸጽ ብድሕሪኡኸ ዓለም ዘርያትና ወያኔ መኻልፍ ጌሮምልና ኣሜሪካ ተጻቢኣትና ሕብረት ኤውሮጳ ስቕ-ኢሎም ርእዮምና ሕብረት ኣፍሪቃ መአከቢ ዘይጠቕሙ ኮይኑና እምበር ንሕናስ---- ጽዒርና--ለፊዕና ብምግቢ ነብስና ክኢልና ጥሜት የልቦን
ወየ ወየ ብስማይ ይምሓርካ ወይ ናይዝጊ ክፍሉ ወየ ወየ ብስማይ ይምሓርካ ወየ ናይዝጊ ክፍሉ ወዮ ዶ ክብለልካ ወዮ ናይዝጊ ክፍሉ ከምዚ ናትካ ክንደይ ዘይበደሉ ናባኻ መጺኡ ተጠቕሊሉ ሓመድ ዓዲ ሲኢንካ ብቐሊሉ ሽማግለ የለን ዓገብ ዝብሉ ብሓደ ሰብ ኩሎም ክታለሉ ገበል ከይውሕጦም ዝተዳህሉ። ወየ ወየ ወየ ሓደ ነገር ክሓትት ናይ ግዲ እንታይ ወሪዱኩም ምስዚ ወዲ ኢድን ጓንትን
ኣብ ዝሓለፈ 11 ለካታቲ 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ ማንቸስተርን ከባቢኣን ዝርከቡ ግዱሳት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ “ስቕታ ማንቸስተር ይሰበር” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዕዉት ኣኼባ ከምዘሰላሰሉ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። መብዛሕትኦም እቶም በቲ ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝምኽነ ገደብ ዘይብሉ ባርነት ዘስካሕክሑ መንእሰያት፡ ኤርትራ ሃገርና ኣብ
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/02/Knanan.Mnanan.pdf[/embed]
ዘካርያስ ክብረኣብ ዝተባህለ ወዲ 28 ዓመት ኣብ ጀርመን ዝቕመጥ መንእሰይ ፡ ካብ ኤርትራ ኣትሒዙ ብምድረበዳ ሱዳንን ሊብያን ማእከላይ ባሕርን ጥሒሱ ንጀርመን ቅድሚ ምእታው ዘጋጠሞ ናይ ባህርን ናይ ሰብን ተጻብኦታትን መስገደልን ኣጻምእን ዝገልጽ መጽሓፍ ብቋንቋ ጀርመን ኣሕቲሙ ንዕዳጋ ኣውሪዱ ኣሎ፡፡ እዛ ብመንእሰይ ዘካርያስ ዝተሓትመት 400 ገጻት ዝሓዘለት
መንእሰያት ኤርትራ ብዘርእይዎ ዘለዉ ናዕብን ጎስጓስን ብምስጋእ ኣብ ፍራንክፈርት ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ቆንስል ኤርትራ፡ ንሽማግለታትን እሙናት ኣባላት ህግደፍን እንተዘይኮይኑ፡ ንካልእ ንዝኾነ ይኹን ኣካል ከምቲ ልሙድ ማዕጾ ክፉት ከምዘይኮነን፡ ብፍሉይ ፍቓድ ጥራይ ከምዝእቶን፡ ካብ ፍራንክፈርት ዝተረኽበ ሓበረታ ገሊጹ፡፡ ናይ ፍራንክፈርት ቤ/ጽሕፈት ብፍላይ ሎሚ ነዚ ስጉምትዚ ዝወሰደሉ ምኽንያት፡
ኢሳያስ ስለምንታይ ምስ ሬሳ ናይዝጊ ክፍሉ ጥምጥም ገጢሙ ከም ዘሎ ነቶም ዝቃወሙ ዘይኮነ፡ ዝያዳ ነቶም ኣጣቓዕቲ ኢሳያስዩ ገሪሙዎም ዘሎ። ስለምንታይ እንተ በልና፡ እቶም ንኢሳያስ ፎእ! ኢሎም ዝኸዓቡዎን ዝፈንፈኑዎን ሰባት፡ ክንዮ’ዚ ሕጂ ዝገብሮ ዘሎ ሓጢኣት ዝኸይድ ገበናት ከም ዝፈጸመን ገና’ውን ክፍጽም ከም ዝኾነን ድሮ ተጋሂዱሎም’ዩ። እቶም
ለንቅነ፡ ሓደ መሳጢ ድራማ፡ ኣብ ቅድሚ የዒንትና፡ ክፍጸም ረኣና። ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ [ናይ እዝጊ ምባሉኳ የሰክፍዩ፡ ናይ ኢሳያስ/ናይሳያስ ምባሉ ይቀለል] ፈትሊ ሂወቱ ተበጣጢሳስ፡ ስግኡን ትንፋሱን ምስ ተፈልየት፡ ወያ ኣይኡ ኢሳያስ፡ ሬስኡ ኣይተርኢዩኒ፡ ኣሻፈረኝ! ክብል ረኣናዮ። ነቲ ድራማ መታን ክጥዕም ድማንስ፡ ወያ ትንፋስ ናይዝግስ፡ ኣብ ዓባይ
ከምቲ ኣብ ናይ ኤርትራውያን ተቃወምቲ ማዕከናት ዜና ዝግለጽ ዘሎ ኣነውን ንናይ ሞት ዕረፍቲ ናይዝጊ ክፍሉ እታ ዝዓረፈላ ምዓልቲ ብሰኑይ 6 ለካቲት ሰሚዔ። ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ናይ ሓላፊ ፓለቲካዊ ጉዳያት ህ.ግ.ደ.ፍን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቅን ኣቶ የማነ ገብረኣብን ምስ መንግስቲ እንግሊዝ ንክራኸቡ ኢሎም
ወዮም ክልተ ተንኮላት ዝኣልሙ ርኢናዮም ኣብ ሞት ክጣለሙ ሬሳ ኣብ ሳንዱቕ ተኣጂሉ ወዮ ህዝቢ ሰሚሩሉ ቃሉ። እንታይ’ዩ እዚ ወረ ኣይድንቅን ኣብ ሳንዱቅ ተዓሽጉ ሬሳ ከም ሰርዲን ወዲ ክፍሉ ህይወት ውጹዓት ዝሃድን ናይዝጊ ኣርሓ ውጹዓት ሎምስ ኣይግድን። ሬሳኻ ኣብ ሳንዱቅ ተዓሽጉ ኣብ ጉድጓድ
ኣብዚ ቅንያት እዚ ሓደ ዘገርም ዜና ኽንሰምዕ ቀኒና ኣለና፡ንሱ ድማ ቐደም ብደረጃ ሚንስትርነት ዝሰርሐን ትክ ትንፋስን ዓርክን ኢሰያስ ዝነበረን ናይዝጊ ኽፍሉ ሬስኡ ናብ ዝተወለደሉ ዓዱ ከይዱ ከይቅበር ተከልኪሉ ተባሂሉ ክዝረብ ቐንዩ ኣሎ፡ መስደመም እዩ ኣንታ ሎሚስ ጉድ ክንሰምዕ ኢና ዝብሉን ገለ ድማ እቲ ነገር ዝኣርሞሞም
ብጴጥሮስ ተኽሉ፡ (ሓላዪ) ዘይግዶም ናይ ህዝቦም ተሪር እኩይ ልቦም ሓዊ እንዳሳወሩ ህዝቢ ዘባርሩ፣ መንዮም ንሶም ንፍለጦ’ቲ ጉዶም ህዝቢ ዘናኽሱ ሓዊ ኣጓጊዶም ምስ እኩይ ተግባሮም ካብ ምትሕብባር ምቕላዕ ምድሕርሓር ኢዩ ሰናይ ተግባር፡ እታ ልምዕቲ ኣውሊዕ መጽለሊት ኩልና ቆጽላ ይረግፍ ኣሎ ስኣን ዋና ጨናፍራ ብየማን ብጸጋም ክስልዑ ይልከሙ ኣለዉ ዘይተዓደሉ ቆልዑ፣ ሃገርካዶ ከም እቶን ተቃጽለካ
ወልዱ ገረሱስ (ባርያ) ኣብ 1976 ዝተሰለፈ ሰብ ኮይኑ፡ ቅድሚ ምስላፉ ኣብ ኣስመራ ከም ፖምፒስታ ወይ ዓራዪ ፖምፓ ምስ ሓደ ኢጣልያዊ ይሰርሕ ከም ዝነበረ ይፍለጥ። ድሕሪ ታዕሊም ኣብ ጨንፈር መጓዓዝያ ተመዲቡ ከም ፖምፒስታ ክሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ድሕሪ ምዝላቕ ከም ሓላፊ ጋራጅ መራፊት ተመዲቡ ንውሱን እዋን ሰሪሑ።
ሬሳ ኣቦኣ ኣብ ኤርትራ ክቕበር ንመራሕቲ ስርዓት ህግደፍ ክትልምን ካብ ዓዲ እንግሊዝ ናብ ኣስመራ ዝኸደት ጓል ናይዝጊ ክፍሉ፡ ኣብ ኣስመራ ንዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ክሕልዉ ብኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተኣዘዙ ወተሃራት ስርዓት ህግደፍ ናብቲ ገዛ ምእታው ከምዝኸልኡዋ፡ ኣብ መወዳእታ ግን መራሒ ስርዓት ግህደፍ ተሓቲቱ ሓንቲ ክፍሊ ጥራይ ክኸፍቱላ
OAKLAND, CA February 25, 2012 – EYC Bay Area, California and EYSC North America announced today that they have successfully concluded the unification agreement of both groups. Both groups are at the forefront of promoting democracy and rule of law in Eritrea, and this unification
ወየ፡ ንመዋቲ ዘይንፈግ መግነዚኡ ህያብ ኢዩ። ወናኒ ሓቒቕ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ገለ ካብቲ ወረጃ ስነ-ምግባ ራቱ ንሞት’ውን ንጹር ወግዒ ገይርሉ ኢዩ። ሞት ብውዕዩ ሬሳ ኣብቃሬዛኡ ኣብ ቅድሚ ቀባሮ ኣብዝተጋደመሉ ግ ዜ፡ ብኩሉ መለክዒ “’ወየ “ይበሃል። መዋቲ ከኣ ብከይብሉንን ካልእ ብዝወርዶ ሳዕቤናትን ከይተሰከፈ፡ ከምቲ ኩሉ
EAJP, Melbourne, 22/22/2012 With Deep concern, The Eritrean Australians for Justice and Peace (EAJP) has received the news of kidnapping veteran Mohamed Ali Ibrahim (Central council member of the Eritrean People’s Democratic party) who was taken away to an undisclosed location soon after he left
ድሕነት ብዘይደም፤ ያለ ምንም ደም ኢትዮጵያ ትቅደም፤ ጉንዲ እዝንኻ ንዝለኽዓካስ፡ ካልኣይ ጉንዲ እዝንኻ ድማ ሃቦ፤ ኢድ ዝቖረጸ ኢዱ፡ ዓይኒ ንዘንጦቐ ዓይኑ፤ ዝቐተለ ድማ ሂወቱ……….፤ ብዙሕ ብዙሕ። እዋእ ክትጽገም እንከለኻ መቸም ዘይሕሰብ የለን። ጸገም ብኹሉ መልከዓቱ ማለትና ኢዩ። ገለ ብእምነት ይኸውን ገለ’ውን ግድነት ኮይንዎ ይኸውን። ነገር ብላዕ
ልዕለዋይ ብዓል ስልጣን ስርዓት ህግደፍ ኮይኑ ንነዊሕ ዓመታት ዘገልገለ ከምኡ ‘ውን ናይ ቀረባ ዓርኪ መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝነበረ፡ ብ6 ለካቲት ኣብ ለንደን ዝዓረፈ ነፍሲሄር ናይዝጊ ክፍሉ፡ ክሳብ እዚ ስዓት’ዚ፡ ሬስኡ ናብ ኤርትራ ከይኣቱ ብምኽልካሉ ኣብ ቤተሰቡ ዝፈጠሮ ጭንቀትን ዓቕሊ ጽበትን ኣብ ጥርዚ በጺሑ፡ ቍንቍኛኡ ንደገፍትን
እዚ ጽሑፍ እዚ ንኩሎም ተጋደልቲ ብሓፈሻ፣ ኣብ ጽፍሒ ሓላፍነት ንትርከቡ ድማ ብፍላይ ዘተኮረ እዩ። ኩሉ ከምዝሳማማዓሉ መብዛሕትኡ ብሓቂ ሓልዮት ሃገርን ህዝብን ሒዝዎ፣ ኩሉ ናብራን ሂወትን መኒኑ ናብ መስዋእቲ ክብጆ ኢሉ ናብ በረኻ ዝወጽእ፣ ልዑል ሕልናን ትብዓትን ዝተዓደሎ ጥራይ እዩ። ክንዲ ዝኾነ መስገደል ሰጊሩ ዕላማ ፈጺሙ
ከመይ ቀኒኻ ዓርከይ ሳህለ እንታይ ኣሎ ማይ ዘይጠዓመ ዕላል ሎሚ ቕነ ሓድሽ ዝጠለለ? ኤእ መሃንዘል ዓርከይ፡ ካባኻ’ዩ ወረ ካብ ነቕጺ ብኢዱ ዶ ተረኺቡ ፍረ፡ ንገረኒ ደኣ ‘ቲ ዝብሃል ዘሎ እንዳ ገብረ-ኣዳል እንታይ ይወረ’ሎ? ወይለይ፡ ኣንታ መንቃም ኢኻ ድሮ ‘ምብኣር ጨንዩካ ንዓኻ መቸም የለን ካብ ሳህለ ዝሕባእ ህንጥሸው ኣይተርፈካ እሑእ ኩላ’ንዳያ ናባኻ ትመጽእ? ብኣፈ ኽዱን ድኣ’ዩ ምበር ተዓቝሩ ዘሎ
ከም መቐጸልታ ዝሓለፈ ርክብ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ንሕና ኣብ መዓስከራት እንነብር ስደተኛታት ካብ ዕለት 16/02/2012 ካብ ሓሙሽትኡ መዓስከር ስደተኛታትን ኣዲስኣበባን ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ተኣኪብና ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ዘቲና፡፡ ኣብዚ ናይ ዘተ መኣዲ ዝተሳተፍና ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣስታት 210 ኮይና 29 ካብ ተሳተፍቲ
ካልኣይ ምዕራፍ መጽሓፍ ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ ብዛዕባ ድርብ ኪዳን ናይዝጊ ክፍሉን ኢሳይያስን ኢዩ ኣስፊሩ ዘሎ፣ “ኣቦይን ኣደይን ነንበይኑ ጸሎቶም” ከም ዝበሃል ድግም። ኣብ ጉዳይ ገበነኛ ናይዝጊ ክፍሉ ጸሎትናን ጸሎት ኢሳይያስን ነንበይኑ ኢዩ ጸኒሑ፣ ሕማም ናይዝጊ ክፍሉ ኣብ ንዝክረሉ ዝነበርና ግዜ። ‘ከቢድ ሕማም ካብ ሞት ነይሓልፍ’
ተስፋማርያም ወ/ጊዮርሂስ 19/02/2012 Norway ህግደፍ ይፍሕር ኣሎ ኲናት ክውልዕ ሓላው ወሰን ሎሚኸ ንመኒኻ ክትስዋእ ነዞም ሕማም ዝሓዞም ንህዝቦም ዘጽልእ ንብዓል የማነ ማንኪ ንኾንቱ ክትብጃእ ንዘይ ረብሑ ክትብል ዘርእኻ ክጠፍእ ኣስተውዕል ጅግና ዝብለካ የለን ደጊም ነብሰ ቅትለት ከይመስል ጸሊም መርገም እናፈለጥካ ኣይትጽደፍ ተኣለ ካብ ህጉም ንህዝቦም ዝተሰዉኡ ኣብቂዖም ቅድም ጀጋኑና ንዘላአለም ኣይርሳዕን ታሪኾም ህግደፍ ዝኣጎዶ ውግእ የብሉን ትርጉም ሃገር
ነጻ ማሕበር ኤርትራውያንደቂ-ኣንስትዮንሰላምንዲሞክራስን ዕድመ ታሪኻዊት ንዓለም-ለኻዊትን መዓልቲደቂ-ኣንስትዮ (8 መጋቢት ) ብምዝካር ሓቢርና ከነብዕልን ከነኽብርንነጻ ማሕበር ኤርትራውያንደቂ-ኣንስትዮንሰላምንዲሞክራስን ብመጀመርያንኤርትራውያንኣሓትቀጺሉውንንኹሎምክፋላትኤርትራውያንሕብረተሰብናብሓፈሽኡድማንኹሎምመሓዙትናንፈተውትናንብኽብረትይዕድም። ዕለት፡ 24.03:2012 ቦታ፡ Kleyer str.21 Kleyerstraße 21 60326 Frankfurt am Main beim (Adlerwerk) ሓበሬታ፡ ካብHauptbahnhof Frankfurt am Main ዝተፈላለየመጉዓዝያኣሎ። 1) Strassenbahn 11 ን 21 ስጋብGalluswarte, 2) ብ S-Bahnen 3/4/5/6 ሓንቲስቴሽንስጋብGalluswarte. ካብGalluswarteብኣውቶቡስ 52 ስጋብKriegstr. ካብኡናይ 5 ደቒቕብእግርኹምትምልኡ ጻውዒት ፡ -
ካልኣይ ህይወት ከምዘሎ ዝኣምኑ ሰባት ኣለዉ። ክዉንነት እምነቶም ብዘየገድስ፡ ትምኒቶም ኣብ መንግስተ ሰማያት ክሰምረሎም እንተኾይኑ፡ ኣብቲ ዝቐደመ ምድራዊ ህይወቶም ዘጽድቕ ተግባራት ክፍጽሙ ከምዘለዎም ሞራላዊ መሪሕ ስለዝኾኖም፡ ሰናይ ትምኒቶም ካብ ገዛእ-ርእሶም ሓሊፉ ንሕብረተሰብ ‘ውን ጠቓሚ እዩ። ስለዚ፡ ኣብ ገነት ከሕልፉዎ ዘለዎም ተስፋ ካልኣይ ህይወት ክሰምረሎም ጽቡቕ
ብናይ ኤውሮጳውያን ኣቆጻጽራ እዚ ዘሎናዮ እዋን ልደት ኣሕሊፍና ድሮ ሓዲሽ ዓመት ኢና ንርከብ ዘሎና ናይ ሰላምን ቅሳነትን ሓዲሽ ዓመት ክኾነልና ይምነ፡፡ ኣብ ኩለን ሃገራት መራሕቲ ሃገራት ንህዝቦም መደረን ትንቢት ሓዲሽ ዓመትን ገምጋም ናይ ዝሓለፈ ኣረጊት ዓመት ገምጋምን ኣሕጺሮም ይገብሩ፡። እቲ ካልእ ዝነውሐ ገምጋማት ንናጻ መድያ
ህዝቢ ሚላኖ ብሓድነት ተጠሚሩ ኣብ ሓደ ቤት ክርስትያን እንዳ ማርያም ብጸሎትን ምህለላን ምስ ኣምላኹ ዝራኸበሉ ኩሉ ሃይማኖታዊ ኣገልግሎት ዝረኽበላ ኳ እንተኾነት፡ ህግደፍ ካብ ነዊሕ ግዜ ናብ መጋበርያ ኽለዉጡዋ ሒዅ ካብ ምባል ዓዲ ዊዒሎም ኣይፈልጡን። ኮይኑ ድማ ኣብ ቤት ክርስትያን እንዳ ማርያም ምስ ምምጻእ መንእሰያት ካብ
ወየ ኣነ! ወየ ኣነ! ወየ ኣነ! ኣንታ ናይዝጊ ብዓል ድርብ ስረ ሓርበኛ ኤርትራ ብትብዓቱ ዝሰኸረ ኣብ ሳንጀርጆ መንደፈራ ዝጀመረ ብሓምሳታት ጀሚሩ ዘናገረ ኣንታ ጠፊእዎምዲዩ ናትካ ወረ ሩስያ ከይዱ ዝተማህረ ምስ ሰናቶር ዝመኸረ ኣመሪካ መጺኡ ዘይሓፈረ ኤናስኣ ንኽምስረት ዘዕገርገረ ኣመሪካ ገዲፉ ንሜዳ ምስከደ ኣብኡ ጸንሕዎ ክርዳደ ምርዳደ ኣእተዉዎ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ሓሶት ዝትምህርቱ ብኹምራ መርዛም ጅግና ዝሓራ ንመንእሰይ ኤርትራ ኣእተወሉ ፈራ ኣይትሕተቱ
መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንሬሳ ናይቲ ብትእዛዙን ኣብ ክንድኡን ሓያለ ንጹሃት ኤርትራውያን ከም ዘጋፍዐ ዝንገረሉ፡ ብተኣማንነት ክሳብ ብደረጃ ሚኒስተርነትን ኣብ ዝተፈላለየ ስርሓት ጸጥታን ዘገልገሎ፡ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኣብ ለንደን፡ ዓዲ እንግሊዝ ዝዓረፈ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ፡ ዛጊት ናብ ኤርትራ ምእታው ከልኪሉዎ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። በዚ ምኽንያት፡
ናብ እስራኤል እናተጓዕዙ ብወተሃደራት ግብጺ ተታሒዞም ኣብ ሓሲና ዝተባህለ ቤትማእሰርቲ ግብጺ ተዳጕኖም ዝሳቐዩ ዘለዉ ልዕሊ 30 ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ናብ ኤርትራ ከይስጎጉ ዘለዎም ስግኣት ብምግላጽ፡ ነጻ ክልቀቑን ከም ስደተኛታት መሰሎም ክሕለወሎምን፡ ንድሕነቶም፡ ሓገዝ ኤርትራውያንን ማሕበረሰብ ዓለምን ንምርካብ ህጹጽ ጻውዒት የቕርቡ። ንሳቶም ናብ ድምጺ ኣሰና ደዊሎም ኣብ ዝሃቡዎ
ስርዓት ህግደፍ፡ ንኹሎም መራሕቲ ተቓወምቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ኣብ ዝገበረሎም ምስጢራዊ ኣኼባ፡ ኩሉ ዓቕምታቶም ኣኻኺቦም ኣንጻር ወያነ ኣብ ዝካየድ ኵናት ንምስታፍ ኣድላዪ ምድላዋት ክገብሩ ከምዝኣዘዞም ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ነቲ ኣኼባ ዝመርሐ፡ ሓደ ካብቶም ዕሉላት ናይ ወጻኢ ስለያ ስርዓት ግህደፍ ዝኾነ፡ ብሬገደር ጀነራል ጠዓመ
ፍልጥቲ ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰል ኤልሳ ጭሩምን ጋዜጠኛ ኣሮን ብርሃነን፡ ንኡስ-ኮሚተ ኣህጉራዊ ሰብኣዊ መሰል ፈደራላዊ ባይቶ ካናዳ ብዘቕረበትሎም ዕድመ መሰረት ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰል ኤርትራውያን ቃል ሂቦም። ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ዝወርዶም ኣስካሕካሒ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል፡ ኣብ መደበር ዑቕበኛታት ዘጋጥሞም ብድሆታት ከምኡ ውን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ካናዳውያን ዝፍጸም
ብቐረባ ክንከታተሎ ከም ዝጸናሕና ብዕለት 17 ጥሪ 2012 ሓሙሽተ ኤውሮጳውያን አብ መሬት ዓፋር ፤ ግዝኣት ኢትዮጵያ ድሕሪ ምቕታሎም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘይ ህዱእ ሃዋሁው እናሰፈነ ኢዩ። ነዚ ናይ ብዙሓት ሞት ዘኸተለ ኣሕዛኒ ተረኽቦ ብምጥቃም፡ መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ሸሸነኾም ኣጸጊዖሞም ዘለዉ ዕጡቓት ደቂ ዓፋር
ከምኡ ዝኣመሰለት ተባሃጊት ሃገር ኮይናትሉስ፡ ንኢዱ ዝጸግባ ከይመሰሎ ኢዩ ንዕዳጋ ዝወረደ። ንሱ ስድራኡ ከይረኣየ ሓያለይ ግዜ ስለዝሓለፈ ዝነበሮ ምስሊ’ውን ከይሃሰሰ ኣይተረፈን።ነቶም ክፋእ ሃገር ዝዛረቡ ክፉኣት ሰባት እናተ ማዓቶም ሓንቲ ምኢቲ ኦይሮ ብብላክ ኣሽሪፉ፡ ምስንእሽቶ ሓብቱ ዕዳጋ ወረደ። ሸመታ ናይ ጸብሐመብሒ ኣይሸፈ ነትን ኦይሮኡ። ደጊሙ ከሽርፍ ብላክ
ኤ.ሃ.ባ.ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ብኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፣ መግለጺ ንምስማዕ ፡ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣኼባዚ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ይዕደም። ዕለት፡ ሰንበት መጋቢት 04/2012 ስዓት፡ ካብ ስዓት 4፡00ድ.ቀ.-ክሳብ- 8፡00ድ.ቀ. ቦታ ኣኼባ፡ 380 ADELAID STREET NOTH LONDON, ONTARIO. ንኡስ ሽማግለ ሎንዶንን ከባቢኣን ብደሓን ምጹ!
ብዕለት 12.02.2012፡ ”ኣገዳሲ ሰሚናራት ንኤርትራውያን ተቐማጦ ኦስሎ” ብዝብል ኣርእስቲ፡ ህግደፍ ኣብ ከተማ ኦስሎ ክፉት ሰሚናር ንህዝቢ ዓዲሞም። ናይቲ ኣኼባ ዛዕባታት እዘን ዝስዕባ ነበራ፡- ህልው ኩነታት ሃገር ብተኽለ መንግስቱ፡ ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት፡ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ፡ ስዊድን ዕደና ኣብ ኤርትራ፡ ብፕሮፌሰር እምባየ ፈሮው፡ ማናጀር ዕደና ኤርትራ ገለ ክፋል ካብቶም
ስምስም ኣለኒ ሰሊጥባ ናበለዩ ዘታለለኒ ወርቂለኒ ብሩርባ ነሓሲባ ናለ ኣዐሹውኒ ህግደፍ ነብሱ ዘይካኣለስ ንዓይ ኩኾነኒ እነሆንዶ ድሮ ተመሊሱ ሓገዝ ይልምነኒ ብጋህዲ ኣጡሚኒ ምባል ኣሕፊርዎሲ ዕሉም ለማኒ ሊኢኹ ወሓለ ኣምባሲ ከይጠፍኡዎ ሰብ ቀርኒ ኣብዑሩ ከጓሲ መሻርኽቱ ድማ እናፈጠ ንህዝቡ ክሃሲ ህግደፍ ዘባህረሮ ዘይተረኽቦ ፈውሲ ህግደፍ ሓቂ ክዛረብዩ ኢልካ ምጽባይ ይሕሸካ ኣትማን ኣራቢሕካ ምፍራይ ህግደፍዶ ሓቂ ዛረብዩ ማሕበረህባይ? ሓንጎልኩም
ምፍራስ ‘ናደው እዝን” ሓርነት ከተማ ኣፍዓበትን፡ ህላወ ሰውራ ኤርትራ ካብ ምውሓስ ሓሊፉ፡ ንሓይልን ናይ ምግባር ተኽእሎን ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ፡ ንህዝብና ጥራይ ዘይኮነ፡ እንተላይ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘመስከረ ዕዉት ስርሒት ክኸውን ከሎ፡ እቲ ንከተማ ባጽዕ ሓራ ዝገበረ ስርሒት ፈንቅል፡ ባና ሓርነት ኤርትራ ዘበሰረ በርቃዊ ስርሒት እዩ።