ኢሰያስ፡ ካብቶም ምሩጽ ጮማ ዝቕልቦም ኣስታት 20 ደማሙኡ፡ ነቲ ዝያዳ ኩሎም ኣብ ኣእጋሩ ሕልኽልኽ ኣብ ሑቕፉኡ ድማ ሕስይስይ ዝብል ዝፈትዎ ድሙኡ “ዓሊ’’ ኢሉ ከምዝጽወዖ ትፈልጡዶ፧
ኦንላይን ራድዮ ኣሰና ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ
ሰሌ፡ ዋው! ርኢኻ እዚ መንግስቲ ዘርእዮ ዘሎ ምምሕያሽ ፖሊሲ!
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናይ ምሳሕ ሰዓቱ ኣኺሉ ላንድኩረዘራቱ ኣምሪሑ ረሽራሽ ዝጸዓነት ጂፕ ኣኸቲሉ ጽርግያ ጽርግያ ብኤምባሲ ኣመሪካ ናብ ገዝኡ ክሓልፍ ከሎ ኣብ ኣፍደገ ቀጽሪ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ናይ ባኒ ዝነውሕ መስርዕ መንእሰያት ይርኢ።
ሓደ እዋን ዲክታተርን ማንኪን ብዛዕባ ፍሉይ ክእለት አኽላባቶም ዘረባ ጀመሩ….
ኣይተ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ሓድሽ ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ
A dialogue between our dictator and his shadow
ሓደ አዋን ኣብ ጊዜ ቀዳማይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት…………….
How our dictator comments on whether he has any thoughts of getting retired…
How our dictator comments on whether he has any thoughts of getting retired…
ፎቶ ኮፒ – ዋዛን ኣዋዘን
How our dictator comments on “Riga Banni”…
How our dictator comments on “Riga Banni”…
ፍሉይ ቓለ መጠይቕ ምስ ወይዘሮ ወዘነት ገልቱ – ‘ኣባል ህግደፍ ኣብ ዋሸንግተንን ከባቢኣን’
ናይ ህግደፍ ካድረ፡ እዚ አብ ሃገርና ትርእይዎ ዘለኹም ሽግር ግዝያዊ እዩ። ድሕሪ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ፕላንና ኩሉ ኤሪትራዊ ባዕሉ ዝውንኖ ገዛ ክህልዎ እዩ።
ሎሚ ቕነ ንስምዖ ከም ዘለና፡ አይተ እሳይያስ ምስ መንግስቲ ኣመሪካ ዉድድር ሒዝዎ አሎ። ነቶም ኩሎም ሚኒስተራት አኪቡ ዘለዎ ሓሳባት ከምዚ ኢሉ የቕርበሎም፤
ናይ ኤርትራ ድሙ ብጉያ ክትወዳደር ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ትኸይድ።
ብድምጺ ቶኽስን ዳርባ ናይ ትኪ ቡምባን ዓዊና ዝበረረት ርግቢት በርማ፡ ካብ ራንጉን ዝነፈረት ኣብ ሳልስታ ጠበልበል ኢላ ኣስመራ ትዓልብ።
ኣብ ኤርትራ እዩ። ሓደ መዓልቲ ብዙሓት ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ዝነበሩዎ ቦታ፡ ሓደ ተዋዛያይ ካብኣቶም ዓው ኢሉ፡ ‘ኩሉኹም ተኣከቡ ተኣከቡ’ በሎም።