Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መግለጺ “ይኣክል” ኤርትራውያን ተቀማጦ ቺካጎን ከባቢን   5 ግንቦት 2019 ብመጀመርታ፡ ናብዚ ከም ህዝቢ ንሃሉ’ዶ ኣይንሃሉ፡ ደቅናን ደቂ ደቅናን፡ ኤርትራ ትብሃል ሃገር ይረከቡ’ዶ ኣይረከቡ ዝውስንን፡ ህይወት ናይ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ህግደፍ ዝርገጽ ዘሎ ህዝብና ንምድሓን እጃምና እንታይ ይኹን ዝብል ምይይጥ ንምስታፍ ምምጻእኩምን ምምጻእክንን ብስም ኩሉ ደላዪ ፍትሒ፡ ሰላምን ናጽነትን ከመስግን

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ   ኣስታት ክልተ ዓመታት ይገብር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክዛወር ከለኹ፡ ኣብቲ ኣብ መገዲ ዚሽየጥ መጻሕፍቲ፡ ሓንቲ ኣርእስታ ዝገረመኒ መጽሓፍ ርእየ፥ '' የኢትዮጵያ ታሪክ፡ ከኖህ እስከ ኢህወደግ'' እትብል እያ። በቲ ናይቲ ደራሲ ኣረኣእያ፡ ኢትዮጵያ ብግዜ ኖህ ነይራ እያ ማለቱ እዩ። ኖህ ግእዝ ይዛረብ ነይሩ ኢሉ እውን

READ MORE

እቲ ህድግለነ ዘይብሉ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ብ 1946 ዓመተ ምህረት ማለት ቅድሚ 71 ዓመታት ብ ደጃዝማች ሓረጎት ኣባይ ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ ደብረጽዮን ቅድስተ ማርያም ኣስመራ ዝተመስረተ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ቤትትምህርቲ ከረክቡዎ ንዘቕረበሎም ትእዛዝ ንዝነጸጉ ሓሙሽተ ካህናት ቅድሚ ዓሰርተ መዓልታት ኣሲሩዎም ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ነቲ

READ MORE

ብ ኣማኑአል ሳህለ ታሪኻዊ ምስሊ (ስእሊ) ኤርትራ እንታይ ይመስል ነይሩ? ህግደፋዊ ምስሊ ኤርትራኸ እንታይ ይመስል ኣሎ? ናይ መጻኢ ምስሊ ኤርትራኸ እንታይ ኪመስል እዩ? እዚኣቶም ገለ ካብቶም ሓሓሊፎም ኣብ ኣእምሮ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዚለዓሉ ሕቶታት ኢዮም ኪብሃሉ ይኽእሉ። ነታ ቐዳመይቲ ሕቶ ብዚምልከት፡ ኩሉ ዕድመ ዝደፍአ ኤርትራዊ ነቲ ዝሓለፈ ማለት

READ MORE

ማሕበር ኣካሇ ጽጉማን ኤርትራ ኣብ ሆሊንዴ ፡ መዱብዎ ዝጸንሐ ጉባኤ ማሕበር ብዕሇት 07-10-2017 ኣካይደ። ኣቦ መንበር ማሕበር ፥ ናይ እንኳዕ ዴሓን መጻኩም ቃል ዴሕሪ ምሃቡ ፥ ንተሳተፍቲ ኣባሊትን ፡ ከምኡ’ውን ነቶም ብቕቡል ምኽንያት ንጉባኤ ክመጽኡ ዘይጠዒሞም ኣባሊትን ፥ ተዯናገጽትን ብምዝካር፥ ነዚ ቅደስ ናይ ግብረ-ሰናይ ማሕበር

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ዘፍረዮ ጫት ውራየይ ኢሉ ናብ ጅቡትን የመንን ይሸይጥ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ኣብዚ ጽዩፍ ንግድ ብቐጥታ ተዋፊሮም ዘለዉ ሰበስልጣን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ መልኣከ ተኽለማርያም (ወዲ ፊቶውራሪ)፣ ሓላፊ ሓይሊ ባሕሪ ሑመድ ካሪካረ፣ ከምኡ ድማ፣ ፍጹም ገብሪሂወት (ወዲ መምህር) ምዃኖም

READ MORE

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ እቲ ምስ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ኣልቓዒዳ ምትእስሳር ዘለዎ ሶማላዊ ዕጡቕ ጉጅለ ኣልሸባብ ኣስጋእነቱ ገና ከምዘይተወገደ ብምጥቃስ፣ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ሶማልያን ንሓያለ ዓመታት ኣጽኒዑዎ ዝጸንሐ እገዳ ኣጽዋር ከምዘናውሖ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣገንዚቡ። እቲ 15 ቀወምትን ግዝያውያንን ኣባላት ሃገራት

READ MORE

ኣብ ሊብያ ምዓልታ ከይኣኸለ ዕሸል ዝተገላገለት ብዓልቲ ቤቱ ኣብ ቤትማእሰርቲ ብደም ዋሕዲ ድሕሪ ምዕራፋ ጓል ሸውዓተ ወርሒ  ሒዙ በቲ ጽንኩር ናይ ባሕሪ ጉዕዞ ማዕከላይ ባሕሪ ናብ ዓዲ ጥልያን ዝሰገረ ሓይልኣብ ዝተባህለ ወዲ 22 ዓመት መንእሰይ፣ ዘኽቲማ ዘላ ውላዱ ናይ ምእላይ ጸገሙ ሕማም ተደሪቡዎም ኣብ ከተማ

READ MORE

ብዛዕባ ኩነታት ናይዚ ወታሃደራዊ ክፍሊ ክገልጽ ከሎ ፣ ሓፈሻኡ ኩሉ ከበሳ ዘጠቃለለ     ኣውራጃታት ኣከለጉዛይን ሰራየን ሓማሴንን ምብራቃዊ  ገማግም ባሕሪ ኣከለጉዛይ ፣  ምዃኑ ገሊጹ ። ሓይሊ ጸላኢ ጦር ሰራዊት ኮነ ካልእ ወታሃደራዊ ሓይሊታቱ  ፖሊስ ፣ ኮማንዶስ ፣ ከተማ ኣስመራ ሓዊስካ ቀንዲ መደበራት ጸላኢ ዝርከቦ ክፍሊ እዩ

READ MORE

ብዕለት 22-05-2016 ፣ ኣብ ትሕቲ “ጥርናፌና ዋሕስ ዓወትና እዩ “ ዝብል ጭርሖ ፣ ዓበይትን ፣ መንእሰያትን ፣ ገዳይም ተቓለስትን ፣ ምሁራት ሰብ ሞያን ፣ ኤርትራውያን ካብ ዝተፋላለየ ከተማታት ሆላንድ ዝተኻፈልዎ ፣ ናይ 25 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኣብ ከተማ ኣምስተርዳም ብድምቀት ከቢሩ ውዒሉ። እዚ በዓል ብዝክረ ሰማእታት

READ MORE

ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2018 ንምጽዋት ቦትስዋና ካብ ዝቐነየት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ10 ኣባላት ትማሊ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ Sunday Standard ዝተባህለ ጋዜጣ ናይታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቶም ናብ ኤርትራ ክምለሱ ፍቓደኛታት ዝኾኑ ተጻወቲ እቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝቕመጡ

READ MORE

ዮፍታሄ ድሜጥሮስ፣ ሓላፊ ተዋህዶ ሃይማኖት፣ ኤርትራ ብመንግስቲ ኤርትራ ተላኢኹ፣ ገንዘብ ክዘምት ኣብ እስራኤል ኣትዩ ኣሎ። ሓላፊ ሃይማኖት ተዋህዶ ዮፍታሀ ድሜጥሮስ፣ ሰኑይ 6 ጥሪ 2014 ኣብ እስራኤል ምስ ዘለዉ፣ ልኡኻት ኣቕሽሽቲን መንእሰያትን ብምምስጣር፣ ካብቲ ምሉእ ብምሉእ  ኣማሓደርቲ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻሩ ዝርከብ እንዳ መድሃነኣለም ቤተ ክርስትያን ኣብ ተልኣቪብ፣  ብሞባእ

READ MORE

ዳግመ ርኽክብ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ነበር ተረኽቦ ላምፓዱሳን ዚሰዓቦ ምዕብልናታትን ዝምልከት መግለጺ                                                                         ታሕሳስ 27፡ 2013 ንሕና፡ “ብዳግመ ርኽክብ ኣባላት ተሓኤ ነበር፡ ኣቢልና ንዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ክንራኸብ ዚጸናሕና ዜጋታት ኢና። ብርግጽ፡ ኣቐዲምና ብዕሊ ከም ዘፍለጥና፡ ቀዳማይ ዕላማ ናይ`ዚ ዳግመ ርኽክብ`ዚ እቲ ሰፊሕን ክቡርን ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ከም ዘይፍለ

READ MORE

ኣርባዕተ ኤርትራውያን ሲቪክ ማሕበራት፡ ማለት ስድሪ፡ ረሊዝ ኤርትራ፡  EHDR- UK ከምኡውን  HUMAN RIGHT CONCERN  ዝተባህላ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ካብ 26-29 ሕዳር 2013 ኣብ  ዘዳለዎ ቅድመ ምድላዋት ኣኼባ ( pre-session) ናይቲ ኣብ ዝመጽእ 18 ለካቲት ዝካየድ ገምጋም ሰብኣዊ መሰላት ሃገራት

READ MORE

ኣብታ ዳርጋ ኩሎም ኤርትራውያን ዝኾኑ 520 ስደተኛታት ጽዒና ማእከላይ ባሕሪ ድሕሪ ምቝራጽ፣ ብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ላምፐዱዛ ሓደጋ ኣጋጢሙዋ 357 ኤርትራውያን ዝቐዘፈት ጃልባ ተሳፊሮም ንዝነበሩ 47 ግዳያት ካብ ሞት ዘድሓነት ኢጣልያዊት ተቐማጢት ደሴት ላምፐዱዛ ሲኞራ Grazia Migliosini ፣ ስለ’ቲ ዝገበረቶ ሰናይ ግብሪ ናይ’ቲ

READ MORE

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብሓይልታት ጸጥታ ሱዳን እናተገፉ ካብ 300-500 ፓውንድ ሱዳን ክኸፍሉ ይግደዱ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ካርቱም ሓቢሮም። መብዛሕትኡ እቲ ኣብ ካርቱም ዝካየድ ዘሎ ግፋ ኣብቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጻዕቂ ዝርከቡሉ ሰሓፋ ከምኡ ‘ውን ጀረፊ ዝብሃል ቦታታት ኮይኑ፡ ኣብ ካርቱም ካርቱም፡ ሱዳን ብሓፈሻ ኤርትራውያን ተሸቝሪሮም ዝንቀሳቐሱሉ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ 11 ለካታቲ 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ ማንቸስተርን ከባቢኣን ዝርከቡ ግዱሳት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ “ስቕታ ማንቸስተር ይሰበር” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዕዉት ኣኼባ ከምዘሰላሰሉ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። መብዛሕትኦም እቶም በቲ ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝምኽነ ገደብ ዘይብሉ ባርነት ዘስካሕክሑ መንእሰያት፡ ኤርትራ ሃገርና ኣብ

READ MORE

መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንሬሳ ናይቲ ብትእዛዙን ኣብ ክንድኡን ሓያለ ንጹሃት ኤርትራውያን ከም ዘጋፍዐ ዝንገረሉ፡ ብተኣማንነት ክሳብ ብደረጃ ሚኒስተርነትን ኣብ ዝተፈላለየ ስርሓት ጸጥታን ዘገልገሎ፡ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኣብ ለንደን፡ ዓዲ እንግሊዝ ዝዓረፈ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ፡ ዛጊት ናብ ኤርትራ ምእታው ከልኪሉዎ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። በዚ ምኽንያት፡

READ MORE

ናብ እስራኤል እናተጓዕዙ ብወተሃደራት ግብጺ ተታሒዞም ኣብ ሓሲና ዝተባህለ ቤትማእሰርቲ ግብጺ ተዳጕኖም ዝሳቐዩ ዘለዉ ልዕሊ 30 ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ናብ ኤርትራ ከይስጎጉ ዘለዎም ስግኣት ብምግላጽ፡ ነጻ ክልቀቑን ከም ስደተኛታት መሰሎም ክሕለወሎምን፡ ንድሕነቶም፡ ሓገዝ ኤርትራውያንን ማሕበረሰብ ዓለምን ንምርካብ ህጹጽ ጻውዒት የቕርቡ። ንሳቶም  ናብ ድምጺ ኣሰና ደዊሎም ኣብ ዝሃቡዎ

READ MORE

ብዕለት 12.02.2012፡ ”ኣገዳሲ ሰሚናራት ንኤርትራውያን ተቐማጦ ኦስሎ” ብዝብል ኣርእስቲ፡ ህግደፍ ኣብ ከተማ ኦስሎ ክፉት ሰሚናር ንህዝቢ ዓዲሞም። ናይቲ ኣኼባ ዛዕባታት እዘን ዝስዕባ ነበራ፡- ህልው ኩነታት ሃገር ብተኽለ መንግስቱ፡ ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት፡ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ፡ ስዊድን ዕደና ኣብ ኤርትራ፡ ብፕሮፌሰር እምባየ ፈሮው፡ ማናጀር ዕደና ኤርትራ ገለ ክፋል ካብቶም

READ MORE