Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ገድሊ ኤርትራ ሽፍትነት ኣይነበረን፡፡ ንናጽነት ዝተገብረ ፍትሓዊ ቃልሲ ኢዩ፡፡ እዚ ንናጽነት ዝተገብረ ፍትሓዊ ዕጥቃዊ ቃልሲ፡ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ይኹኑ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡ ጀመርቱን ቀለስቱን ኮይኖም ፊተ-መሪሕ ክነብሩ ይኽእሉ ኢዮም፡፡ እቲ ቃልሲ ግን ናይ መላእ ሕብረተሰብ ኤርትራ ቃልሲ ኢዩ ዝነበረ፡፡ ኣብቲ ንሳላሳ

READ MORE

ኣይንደጉል “ኣይትተሃመል … ኢና በጺሕና”   ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ ይርከብ ኣሎ። እዚ ማለት ድማ መግዛእቲ ህዝባዊ ግንባር (ስርዓት ኢሳይያስ) ዝኽተሎ ናይ ፈላሊኻ ግዛእ ሜላ ዝቕጽለሉን እቲ ቀዳማይን ዘሎ ኣገባብ መግዛእቲ ዝዕንድረሉ ክኸውን እንከሎ በቲ ካልእ ሸንኽ ድማ ዲማክራሲያዊ ወይ`ውን ብበለካ ለኽዓካን ሰበይ ሰብካን ምትካልን ምህናጽን

READ MORE