Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ትማሊ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ካብ ዝተዘከራ መዓልቲ ስዉኣት ዝተፈልየት ብምዃና፡ ንርእሳ ንነዊሕ እዋን እናተዘከረት ክትነብር እያ። ኣብታ ሓርነትን ናጽነትን፡ ሕግን ፍትሕን ተሓሪሙዋ ዘሎ ሃገርና፡ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ጽንጽንታ ሰላም ሰሚዑ ተስፋ ዝሰነቐላ መዓልቲ ስለዝኾነት። ምስቲ ኹሉ ገጢሙዎ ዘሎ መስገደል፡ ዝኽሪ

READ MORE

ሓድሽ ዓመት 1968 ተጀምሩ ። ሰራዊት ሓርነት ከምቲ ልሙድ ኣንጻር ጸላኢ ምክልኻልን መጥቃዕትታቱ ምውርዋርን ቀጸሎ ። ቁጽሩ እንዳበዘሔ ከደ ፣ ስሪሒታቱ ድማ እንዳማዕበለ ስሌ ዝኸደ ኡሙን ደጀን ዝኾኖ ሓድሽ መሬት ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻሩ ከእቱ ጀመረ ። ጸላኢ   መጥቃዕታት ሰራዊት ሓርነት ናብ ዓበይቲ መደበራትን ከተማታት ገጹ

READ MORE

ብዛዕባ ኩነታት ናይዚ ወታሃደራዊ ክፍሊ ክገልጽ ከሎ ፣ ሓፈሻኡ ኩሉ ከበሳ ዘጠቃለለ     ኣውራጃታት ኣከለጉዛይን ሰራየን ሓማሴንን ምብራቃዊ  ገማግም ባሕሪ ኣከለጉዛይ ፣  ምዃኑ ገሊጹ ። ሓይሊ ጸላኢ ጦር ሰራዊት ኮነ ካልእ ወታሃደራዊ ሓይሊታቱ  ፖሊስ ፣ ኮማንዶስ ፣ ከተማ ኣስመራ ሓዊስካ ቀንዲ መደበራት ጸላኢ ዝርከቦ ክፍሊ እዩ

READ MORE

ራብዓይቲ ክፍሊ ጉዕዞኣ ብወገናት ከረን ብመሬት መንሳዕ ክኾውን ስሌ ዝወሰነት ኣብ ከባቢ ምሕላብ ፣ቁሩሕ ዝተባህለ ቦታ ብዕለት 15/9/1965 ጹዕጹዕ ውግእ ኣካይዳ ። ንጸላኢ ዘርዓዱ ጥይት ምስ ተወደኦም ብሶንኪ ንጸላኢ ዝገጠሙ ንዘለዓለም ዘይርሳዕ ትምህርቲ ዝሃቡዎ 21 ስዉኣት ከም ምኽትል መራሕ ራብዓይቲ ክፍሊ ዓብደላ ባረን ተጋዳላይ ጃብር

READ MORE

ሓምድ ቀጽሉ ፣ ካብ ወገናት ባጽዕ ንባርካ ተመሊሰ ካብኡ ከሰላ ኣቲየ ምስ ስዉእ ሳቤ ተራኽቤ ዳግም ንሜዳ ተመሊሰ ኣብተን ኣሃዱታት ተጸምበርኩ ። እዚ ድማ ብ1964 እዩ ነሩ ይብል ። መን እዩ እቲ ምስ ስዉእ ጣህር ሳልም ኮይኑ ዝላኣኸካ ዑስማን ኣደም ንዝብል ሕቶ ክምልሽ ከሎ ፡ ዑስማን

READ MORE

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ ምኽትል መራሕ ሳልሰይቲ ክፍሊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ሰልፈኛታቱን፣  ኣብቲ ሕጂ ዝነብረሉ ዘሎ መደበር ስደተኛ`ታት ሱዳን ፣ ምስኡ ኣብ ዝተገብረ ርኽክባት ፡ ብዛዕባ ኣብ ሰውራ ምስላፉን ፍሉይ ተሞክሮ ሳልሰይቲ ክፍሊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን የዘንቱ ። ብዓብደላ ሓሰን ቀዳማይ ክፋል ሓጽር ታሪኽ

READ MORE

ዘይተገብረ ‘ምበር ዘይተዘርበ የለን!! ኣንቱም ሰባት! ናይ ማይክሮፎንን ተጋደልቲ ኴንና እምበር ተሪፍና። ኣብ 1990፣ ኣብቲ ደጀን ሓርነታዊ ቓልስና ዝነበረ ሳሕል፣ ባህሊ ውድብ ተደኵኑሉ ኣብ ዝነበረ ዓራግ ዝብሃል ቦታ ብሓደ ሱዳናዊ ምሁር ድራማ፣ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ፣ ካብ ባህሊ ውድብን ጉጅለታት ባህሊ ክፍለሰራዊታትን ዝተዋጽኡ ደረስትን ተዋሳእትን ዝተሳተፉዎ ናይ ክልተ

READ MORE

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ፡ ዶክተር ጽጋብ ምንቅስቓስ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ (ስ.ኤ.መ.ለ. ሰሜን ኣሜሪካ) ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ ከም ንጡፍ ኣባል፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 6 ወርሓት ኸኣ ከም ኣቦ ወንበር  ኰይኑ ከገልግል ጸኒሑ እዩ። ንሱ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሓት ዘሳላሰሎም ንጥፈታትን መጻኢ

READ MORE

[youtube]http://www.youtube.com/watch?v=e0r5FYfX0_o[/youtube] ክቡራት ሰማዕትና፡ ኣብዚ ካብ ስሩዕ መደብና ወጻኢ ኣዳሊናዮ ዘለና ፕሮግራም፡ ልክዕ ከምቲ ካብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ኣትሒዝና ብተደጋጋሚ ግዜ ዘቕረብናልኩም ኣውያት ስቅያት ኤርትራውያን ካብ ሲናይ ኢና ሒዝናልኩም ቀሪብና ዘለና። ጊላነት፡ ዓመጽ፡ ምግሳስስ፡ ምዝመዛ፡ መሸጣ ኵሊት፡ ሞት ኤርትራውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብራሻይዳ ሰሃራን በደዊን ሲናይን ደው ኣይበለን።

READ MORE

ብኣጋጣሚ ዕለት 18 መስከረም 2011 ዓ.ም ብዘይ ክስን ፍርድን መበል ዓሰርተ ዓመቶም ኣብ ትሕቲ ጨካን ማሕዩር ህግደፍ ዝበልዩ ዘለዉ ጀጋኑ ናይ ለውጢ ሃዋርያ ዝኾኑ ላዕለዎት መራሕቲ ሃገር ኣመልኪቱ ኣቶ ተወልደ ወልደገብሪኤል ኣገልግሎት ድምጺ ኣሜሪካ ምስ ኣምባሳዶር ኣድሓኖም ገብረማርያም ብስልኪ ዝገበሮ ሓጺር ቃለ-ምልልስ እንሆ ይቐርበልኩም ሰናይ

READ MORE

meles zienawi ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና: ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ፡ ምስ ኣሰናዳኢ ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ትማሊ ዓርቢ 25 ለካቲት ዝገበሮ ሰፊሕ ቃለመጠየቕ ብራድዮን ኦንላይን ቲቪን ብተኻታታሊ ከነቕርበልኩም ምዃና እናሓበርና ምክትታልኩም ንዕድም።